Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ በሺር ኢሳቕን ኣማሃ ደመኒኮን

ዝኸበርካ በሺር ኢሳቕ ዓብደላ ዎ ዝኸበርካ ኣምሃ ደመኒኮ፡ ምስ ኣሰና ዝገበኩሞ ቃለ-መሕትት ሰሚኤዮ።ኣቐዲመ ነቲ ክትገብርዎ ትሓስብዎ ዘለኹም ዋዕላ  ረቢ የቃንዓልኩም ኣምላኽ ከኣ የሳልጠልኩም ክብል ኣፍቅዱለይ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT