Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሰላም’ዶ ብጎነጽ! ዘይመሓደር ፍልልይ’ዶ ወይስ ዘይብስለት

ኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዲ ነጻ ካብ ትኸውን 19 ዓመታት፡ ሃገራዊ ልኡላውነታ ብኣህጉራዊ ሕጊ ካብ ዝረጋገጸላ ድማ እነሆ 17 ዓመተት ቀሪቡሎ። ህዝቢ ኤርትራ ኣይተዓደለን ደኣምበር 19 ናይ ቅሳነት ዓመታት 17 ናይ ምዕባሌ ዓመታት መቑጸረ ኔሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT