Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ግደፍ ዝፈረየ ምስንዳው … ዝደቐቐ ’ውን ምእካብ ግድነት ከድልየና ኢዩ; – ብ ተስፋይ ተኽለ

Ertireaውጹዕ ህዝብና ወግሔ ጸብሔ ክድቅስ ክትንስእ፣ ሰላም መዓልቲ አውዕለና፣ ቅሳነትን ራህዋን ፍጠረልና፣ ደቅናን ነብስናን አብ ሕማቕ ፈተና አይተእትወና፣ ንዓና ዝኸውን ሕረስ ሐረስታይ፣ ንገድ ነጋዳይ ዝብል፣ ቅኑዕን ፍትሔኛን ዝኾነ ናይ ሰላም መንግስቲ ፍጠረልና፣ ብምባል በብእምነቱ፣ አስላማይ አብ መስጊዱ ክርስትያን አብ ቤተ ክርስትያኑ፣  ንአምላኹ ጸሎቱ ከይተሐለሎ ወትሩ  ምስ አዕረገ ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT