Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ዓውደ-ሞያኦም ብምግምጋም፡ ብሉጽ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሰብ-ሞያ ሸሊሞም።

music ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሙዘቀኛታት “ክብሪ ሞያና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ተኣኪቦም፡ ዓውዲ ሙዚቃ ኤርትራውያን ንምግምጋምን ፍሉይ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሞያውያን ሙዚቀኛታት ንምትብባዕን ዝዕላምኡ ውራይ ከም ዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT