Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምስልታት ካብ ኣስመራ – ብሰንኪ ግዕዙይ ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ህዝቢ ኤርትራ ብሕሰም መነባብሮ ይሳቐ ‘ሎ።

asmera

ጠወርቲ ስድራቤታት ዝኾኑ ኣቦታትን መንእሰያትን ብስም ‘ሃገራዊ ኣገልግሎት’ ብስርዓት ህግደፍ ንዘይተወሰነ እዋን ከምጅሆ ተታሒዞም ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ከምዚ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኣስመራ ዝተላዕለ እዋናዊ ስእሊ ዘመልክቶ ዘሎ፡ ኣዴታት ህጻውንቲ ቆልዑ ሒዘን ኣብ ፈቖዶ ኣንጎሎታት ክልምና ይውዕላ ‘ለዋ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT