Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንለባምን ኣምተሉ ኣበይ ከይስሕቶ፡ እንተ ንዓሻ ግን ደርጉሓሉ ኣበይ ከይፈልጦ።

Unityብርኽቲ ሃገርና፡ ብሳላ ዘይተሓለለ መስዋእቲ ደቃ፡ ከም ኩለን ሃገራት ዓለምና ከተፍርን ክትፈርን ካብ እትዳረግ ዳርጋ 20 ዓመታት ኮይኑ እኖሆ። ብዘይሕብእ ምብእ’ውን፡ ንወዮ ዝፈረየ ቁሩብ ቁራቦ ለለልዩ ንበይኑ ዝቛርፍ ተካል ስርዓት ኣጋጢሙዋ ብጥምየት፡ ብንድየት፡ ብስእነት፡ ብሙህሮ መዳርግቲ ዳርጋ ዝተሳእና ድሕርቲ ሃገር ዝብል ኣኽሊል ለቢሳ ኣላ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT