Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፖሊስ ግብጽን መሰጋገርቲ ስደተኛታትን ሽድሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀቲሎም።

ፖሊስ ግብጽን ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ስደተኛታትን ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤልን ሓንቲ ጓል-ኣንስተይቲ እትርከቦም ሽድሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይት ከምዝቐተሉ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ንሃይልታት ጸጥታ ግብጺ ብምጥቃስ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT