ልኡኽ ቶሮንቶ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ መብርሂ ክህብ እዩ

Torontoልኡኽ ቶሮንቶ ናብ ሃገራዊ ዋዕላ፡ ድሕሪ ናብ ቶሮንቶ ምምላስ፡ ኮሚቴ ቶሮንቶ ብዛዕባ ውጽኢታት ሃገራዊ ዋዕላ መብርሂታት ክህብን ዘተታት ከካይድን ስለዝኾነ ከምኡውን ናይ መጻኢ ዕማማት ክቕይስ መደብ ስለዘለዎን ኩሉኹም ኤርትራውያን ናብዚ መኣዲ ዘተ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣለኹም።


ብተወሳኺ ንዝኽሪ ምፍላም ሰውራ ኤርትራ፡ መስከረም 1 1961 ጽምብል ከነዳሉ ስለዝኾንና ክትጽምበሩና ብትሕትና ንሓተኩም ኣሎና።

ዕለት፡ ቀዳም፡ September. 18, 2010

ሰዓት፡ 4 00 – 11 00 PM

ቦታ፡ 847 Dovercourt Road

Toronto, Ontario

 


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>