Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገናዕ ኣሰና! – ኣገናዕ መምህር ኣማኑኤል ሳህለ!

amanuel sahleሓንቲ ካብ’ተን ደስ ዝብላኒ መደባትኩም፡ ብመምህር ኣማኑኤል ሳህለ እትቕረበልና ዘላ መደብ ‘ሓንቲ ዓለም’ እያ። ተሳትፎን ኣበርክቶን ኣማኑኤል ሳህለ ናብ መኣዲ-ኣሰና፡ ነቲ ጥዑም ቅጫኹም ዘጽግብ ጎጎ’ዩ ተደሪብዎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT