Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ ክልተ ሳዕ ሞት: ‘’ይኣክል!!!’’ ምባል ዶ ኣይምሓሸን::

General Sibhatማዕርግ ድምር ውጺኢትን ሞያዊ ብቕዓትን ተሞክሮን እሩም ስነ-ምግባራዊ ባህርያትን ንዘልዎም ኣብነታውያን ሰባት ስለ ዘስታህል ወይ ስለ ዝግባእ: እቶም በዚ ስነ-ስርዓትን ሞያን ዝተኾስኮሱ ሰብ ወትሃደራዊ ማዕርግ ድማ: ምሉእ ዘይጉዱል ተሰማዕነት በቶም ኣብ ትሕቲ ትእዛዛቶምን ምምሕዳራቶምን ዝነጥፉ ሰባት ጽልዋ ክህልዎም ንቡር ኢዩ:: 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT