Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣየብዛሕኩሞንዶ!! ብወልድኣብ ፍስሓጽየን ካብ ኦስሎ ኖርወይ

Weldeab”ኣንታ ኣሎ ድዩ? ነዚ ኹሉ ግዜ ጠፊኡ ኔሩ ድኣ ሎሚ እንታይ እዩ ክብል” ትብሉ ትኾኑ፡፡ ሓቅኹም፥ እንተበልኩም`ውን ልክዕ ኣለኹም ኣይተጋጌኹምን፡፡ ምኽንያቱ ሎሚ`ውን በቶም መንድዓት ቃልሲ ኮይኖም ዘለዉ፡ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ዝበሃሉ ዘስደምም ጽሑፍ ስለ ዘንበብኩ እምበር፡ ናይ ምጽሓፍ መደብሲ ኣይነበረንን፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT