Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ ህዝባዊ ጻውዒት፣ ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

ኦ! ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ!

Alenaካብ ጀነራል ክሳብ ኮፕራል፣ ተጋዳላይን ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎትን፤ ብዝተፈላለየ ማዕረግን ሓላፍነትን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዕድመ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ  ኣብ ምድልዳልን፣ ስቅያት ገዛእ ርእስኻን ህዝብኻን ኣብ ምንዋሕን ብዘይ ድሌትካ ተዕወንውን ዘለኻ ጅግና ኤርትራዊ!

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT