መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብጽኑዕ ሓሚሙ ከምዘሎ ደጊሞም ግምርግጋጽ፡ ብሓደ ኢጣልያዊ ዶክተር ኣብ ኣስመራ ቀጻሊ ምክትታል ይግበረሉ ከምዘሎ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ምንጭታትና ኣረጋጊጾም።
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብተዳጋጋሚ ግዜ ናብ ቀጠር ምስጢራዊ መገሻ ብምክያድ ኣብ ሆስፒታል ናይታ ሓያለ መዓልታት ከምዘሕለፈ ይፍለጥ።