Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዑመር ኣልበሽርን ሻልቫ ኬርን ምትፍናን ንምጕዳል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክራኸቡ

Beshir Kierፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ምኽትል ፕረዚደንት ሱዳንን መራሒ ደቡብ ሱዳንን ሻልቫ ኬርን ነቲ ኣብ መንጎ ሰሜንን ደቡብን ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ምትፍናን ንምጕዳል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክራኸቡ ምዃኖም ደይሊ ቪዥን ዝተባህለት ጋዜጣ ሱዳን ገሊጻ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT