Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዘበነ ቅልውልው

እንታይ ዘበኑ’ዩ ዘበነ ቅልውልው

ደቂስካ ተሲእካ ንከንቱ ዝንውንው

ንሕና’ዲና ንሱ ግር ዘብል ድጉል

ብቀሊሉ ዘይፍታሕ ዘድልዮ ዛዓጎል

እንታይ ዘበኑ’ዩ ዘበነ ቅልውልው

ደቂስካ ተሲእካ ንከንቱ ዝንውንው

ንሕና’ዲና ንሱ ግር ዘብል ድጉል

ብቀሊሉ ዘይፍታሕ ዘድልዮ ዛዓጎል

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT