ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 16/06/ 2011 አቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ተጋ/ ተወልደ ገብረስላሴ ምስ ተጋ/ በሽር ኢስሐቅ ሐላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ዝመርሕዎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ንምስልሳል መዲባ ስለ ዘላ ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ተቀማጣይ በርሚንግሃምን ከባቢኡን አብዚ ተባሂሉ ዘሎ ዕለት ንኽሳተፍ ብኽብሪ ትዕድም።
አድራሻ Wardlow Centre Nechells Hirmingham , B7 4JH
ግዜ ፡- ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 6 ድሕሪ ቀትሪ