Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተመክሮይ: ምስ ውፉያት መጋበርያ ህግደፍ ኣብ ማሕበር ዋይት ጅዳ!! – ሳልሳይ ክፋል

Netsereabናይቲ ውፉይ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ሃብተ ወ/ገርጊስ ድሕረ ባይታን ዝተራኸብናሉ ኣጋጣሚ ምንባሩን ኣብ ትሕዝቶ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ ሒዘ ክቐርብ ቃል ኣትየ ምንባረይ ዝፍለጥ’ዩ። ሃብተ ወ/ገርጊስ ንሱ ዋላ’ኳ ክፈልጠኒ እንተዘይኸኣለ፡ ኣነ ግን ኣብ ካርቱም ሕሱር ተግባር ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ኣዓርየ ይፈልጦ ነበርኩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT