Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፕረዚደንት ኣመሪካ ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራ ሃገራት እገዳ መገሻ ዝተገብረሎም ወጻእተኛታት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ዝውግዝ ኣዋጅ ኣጽዲቑ

ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ፡ ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራ ሃገራት እገዳ መገሻ ዝተገብረሎም ከምኡ ‘ውን ህጹጽ ኣዋጅ ኣህጉራዊ ቁጠባዊ ስልጣን ኣመሪካ ዝውግዞም ወጻእተኛታት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ዝኽልክል ኣዋጅ ከምዘውጽአ ካብ ‘ዋይት ሃውስ’ ዝተዘርግሐ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣገንዚቡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT