Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝተወጠነ ውዲት መጥቃዕቲ ቦምባ ኢድ ከምዘለዋ ኣፍሊጡ።

ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይዚ ዓመት (2011) ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ናይ ቡምባ መጥቃዕቲ ንምክያድ፡ በቲ ምስ ኣልቓዒዳ ርከብ ከምዘለዎ ዝጥርጠር ኣሸባብ ኣብ ዝተወጠነ ውዲት ኢድ ከምዘለዋ ከምዘፍለጠ ሮይተርስ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT