ሓበሬታ፡ ካብ ሃሱስ ህግደፍ ተጠንቀቑ

ኣነንያ ጴጥሮስ ብዝብል ስም ዝፍለጥ ነባሪ ስዊዘርላንድ ዝኾነ ሰብ ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን የስግርየ እናበለ መንሰያት ድሕሪ ምእካብ ንመንግስቲ ኣሕሊፉ ይህቦም ኣሎ።


ኣነንያ ቀንዲ ስሙ ኮይኑ ኣብ ፈይስ ቡክ ላልምባ ሰንክል ብዝብል ስም ከም ዝፍለጥ ድማ ንሕብር። ኣምላኽ ሽግርና ይወድኣዮ ”

ግዱስ ካብ ኣስመራ


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>