
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነቶም ብ 751 (1992) ከምኡ ‘ውን1907 (2009) ዝፍለጡ ንጉዳይ ሶማልያን ኤርትራን ብዝምልከት ዝተበየኑ ውሳኔታቱ ንምክትታል መዝነት ዝሃቦ ‘ሞኒተሪን ግሩፕ ሶማልያ’ ናብ ኣቦ ወንበር ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብ20 ሰነዘቕረቦ ጸብጻብ ብምሉኡ ንምንባብ ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ጥብቆ (ሊንክ) ጠውቑ።
ጸብጻብ ‘ሞኒተሪን ግሩፕ ሶማልያ’ ብዛዕባ ሶማልያን ኤርትራን