Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

 

ሓያላን ሃገራት፡ ብፍላይ ድማ ኣመሪካን እንግሊዝን፡ ምስቲ ገዚፍ ጅኦ-ፖለቲካዊ ረብሓታተን፡ ኤርትራ ኣዚያ ንኢሳተን ምርኣይ ከምዝሰኣናኣ ‘ሞ ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ መሰሉ ተረጊጹ ግዳይ ከምዝኾነን ከቢድ ዋጋ ከምዝኸፈለሉን ማንም ዘይኽሕዶ ታሪኻዊ ሓቂ እዩ።

ሓያላን ሃገራት፡ ብፍላይ ድማ ኣመሪካን እንግሊዝን፡ ምስቲ ገዚፍ ጅኦ-ፖለቲካዊ ረብሓታተን፡ ኤርትራ ኣዚያ ንኢሳተን ምርኣይ ከምዝሰኣናኣ ‘ሞ ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ መሰሉ ተረጊጹ ግዳይ ከምዝኾነን ከቢድ ዋጋ ከምዝኸፈለሉን ማንም ዘይኽሕዶ ታሪኻዊ ሓቂ እዩ።

መንቀኪ ናይ ጽሑፈይ ኣብቲ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ብምኽንያት ዝኽሪ ሰማእታት ዝተራእየት ኣዝያ ንእሽቶ ፍጻሜን ኣብ ልዕሊ ኣምባሳደር ተ/ሚካኤል ገራህቱን ተልእኹኡን ዝፈጠረትሉ ስንባደን ዝሃቦ ግብረ-መልስን ከብርህ ኢየ።

ኣባላት ኢጋድ ዝኾና ሃገራት ቀርንን ምብራቕን ኣፍሪቃ፡ ነቲ ኤርትራ ናብ ኢጋድ ክትምለስ ዘቕረበቶ፡ ፈለማ፡ተቐቢለናኦተባሂሉ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ዜና ብምእራም፡ገና ይሓስባሉከምዘለዋ ምጥቃሰን፡ ቢቢሲ ሓቢሩ።

 

….ንዝዓበየ ክፋል ህዝብና በቲ ናይ ምጥርጣርን ናይ ነዊሕ ግዜ ዘይምርድዳእን ጠባይ ተበኪሉ ዘሎ፡ ብናትና ብናይቶም ሰዓብቲ ወይ ኣመንቲ (ወይ ንኡስ ሽማግለታት) ዓቕሚ ጥራይ ዝፍታሕ ወይ ዝብጻሕ ሕቶ ከም ዘይኮነ ተረዲ ኡና ኣሎ። ብቀሊል ወይ ብምቅላል ክትሓዝ ወይ ክርኤ ዘሎዎነገር ኣይኮነን።….

 

ሲቪክ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ኤርትራ፣ . . . Eritrean Civic Democratic Movement (ECDM) ዝብል መጸውዒ ሒዝና ሕጋዊ ሰውነት ከምዝለበስና ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራን ደላይ ፍትሒ ዓለምን ከነፍልጥ ክንእውጅ ኮለና ሓበን ይስማዓና።

 

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ናይ እዚ ዘለናዮ እዋን እንኮ ዕድልና፡ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተቐመጠት እምኒ መሰረት ንደሞክራሲ ለወጢ፡ ኩሉ ደላይ ለዉጢ ህዝቢ ኤርትራ ኣብኣ ክንዓስልን፡አብ’ቲ መስራሕ ተኻፈልቲ ከይና ክንማኻኸርን፡ ክንዛተን፡ ብዘይንሕስያ ፡ክንናቓቀፍን ክንትኣራረምን፡ ግዜ ይሓተና አሎ።