Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምራሕ ዝተመርጸት 27 ዝኣባላታ ሰክረታርያት፡ ኣቦ ወንበርን ተሓጋገዝቶምን ብድምር 7 ኣካየድቲ መሪጻ። በዚ መሰረት፡ ሳልሕ መሓመድ ዑመር  -  ኣቦ ወንበር ዾር ኣፈወርቂ ጳውሎስ - ምክትል ኣቦ ወንበር ቀርነልዮስ ዑስማን -  ተሓጋጋዚ ሓጅ ዓብደኑር -  ተሓጋጋዚ ኣበባ ኣብርሃ - ተሓጋጋዚት ነስረዲን ኣሕመድ ዓሊ - ተሓጋጋዚ ክፍለየውሃንስ ወልደጊዮርጊስ - ተሓጋጋዚ ኮይኖም ተመሪጾም

READ MORE

ኪዳን ቀርኔሎስ ዑስማን ኣልሓጅ ዓብደኑር ኣደም እሽማዒል መሓመድ ሳልሕ ሓጎስ ሸውጊ መሓመድ ኣሕመድ ወጻኢ ካብ ኪዳን ስዒድ እሽማዒል ኣደም ሓስል ክፍለ የውሃንስ ወለገርግስ ርእሶም ገብረገርግስ ሰሜን ኣመሪካ ዶክተር ኣፈወርቂ ጳውሎስ ዶር መሓመድ በሽር   ማእከላይ ምብራቕ ጀማል መሓመድ ጣሕር ሳልሕ መሓመድ ዑመር ሱዳን ሓስም ዓሊ ዓብደላ ዓብደላ ሓምዳይ ኤውሮጳ ዶር መሓመድ ኬር ኣሕመድ ነጋሽ ደቀንስትዮ ኣበባ ኣብርሃ ሰልዋ ያዕጉብ መንእሰያት ውጅዳን መሓመድ ኑር ነስረዲን ኣሕመድ ዓሊ ደቡብ ኣፍሪቃ በረኸት ገዛኢ ነባራት ተጋደልቲ ሳልሕ ኢብራሂም ኢትዮጵያ ተውፊቕ ኑርሕሸን ልዊ ጃፎ ኣውስትራልያ ዶር ዓብደላ ጅምዓ አሓመድ

READ MORE

ክብርን ሞጎስን ንኣጋይሽ ዝተቀበሉ፡ ባይታ ዘጣጥሑልና ጉባኤ ክንገብረሉ ፡ ንሰናይ ጉርብትና ማዓልቲ ኣለዎ ኩሉ፡ ንሕና ካኣ ንጽቡቕ ዕድልና ንጠቀመሉ፡ ሎሚ ዝዕመም ጽባሕ ኣይትበሉ፡ የማነ ጸጋም ኣስተብህሉ፡ ንኣና እንበር ንኣይ ኣይትበሉ፡              ሕሰቡ!!!!!!! ኤርትራዊት ኣደ ከመይኮን ትህሉ፡ እወ! ኣደ ግዳያት ሲናይን  ባሕሪን ዝጣሓሉ።   ፖ.ዉድባት፤ ምሁራት፤ ዉልቀሰባት፤ ኩልኹም፡ መንእሰያት፤ ኣደታት፤ ሲቪክ ማሕበራት፤ ኩልኹም፡ ኣብሓንቲ ኣዳራሽ ኣብ ጉባኤ ዘለኹም፡ እንታይ ይጽበ

READ MORE

ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝሳተፉ ዘለዉ ኣቦ ወንበር ዓለም ለኻዊ ኮምሽን ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ዶር የዕብዮ ወለማርያም፡ ከምኡ ‘ውን ዳይረክተር ናይቲ ትካል ዶር ዮናስ መሓሪ ኣብ ዝተፈላለያ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ከምኡ ‘ውን ኣብ ዩኒቨርሲታት ትምህርቶም ዝከታተሉ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘለዎም ጸገማት ብምልላይ ፍታሕ

READ MORE

ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ራእናን ዓቅምታትናን ነስምር ኣብቲ ዝብል ጭርሖ ዝጀመረ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሕጋውነት ተሳተፍቲ ድሕሪ ምርግጋጽ ፡ ኣጀንዳታት ሰሪዑ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ። ብመሰረት’ቲ ተሰሪዑ ዘሎ ኣጀንዳታት፡ ጉባኤ ጸብጻብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ድሕሪ ምስማዕ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ቻርተር፡ መሪሕ ሓሳብ፡ ሕገ-ህንጻ፡ ከምኡ ‘ውን መሰጋገሪ ቅዋም ዝኣመሰሉ

READ MORE

ብሰንኪ ሕንቃቐን ምሒር ጥንቃቐን፣ ዝናን-ባህታን ትርጉም ስኢኖም ናጽነትን ሱቕታን ድማ ስኒት ስኢኖም ዝብል ተኸታታሊ ጽሑፍ፣ ኣብ’ዛ ኤርትራና ወሪዱ፣ ንአኮኖሚ ፖለቲካን ማሕበራውን መዳያትና ልቡን ቀልቡን ኣጥፊኡሉ ዘሎ ቅልውላው ብዓቕመይ ከንጸባርቕ ዝፍትነሉ ዘለኹ ጻዕሪ’ዩ። እወ እቲ ጸገም ኣበይ’ዩ ዘሎ መፍትሒኡ ሃሰስ ምእንቲ ክንብሎ’ዩ እቲ ጻዕሪ። ቅድሚ ሕጂ’ውን ዓውድኻ

READ MORE

ብሰሙኑ! ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዓቢ ውራይ ኢዩ ክቕኒ፤ ውራይ ሃገራዊ ጉባኤ። ሃገራዊ ጉባኤ ፍረ ሃገራዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ስለዝኾነ፣ ንውጽኢቱ ብሃንቀውታ ክንጽበዮ ባህርያዊ ኢዩ። ንዝጎዓዞ መንገዲ ሽግ ክንውልዓሉ፣ ንዝበጽሖ ደረት-ትርኢት ድማ እምነ-ኩርናዕ ከነቐምጠሉ ዝግባእ’ኳ እንተኾነ፣ ማዕረ ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ንክሰርሕ ማዕጾ ኮሚሽን ካብ ዝኹሕኳሕ

READ MORE

ኩሉ ንምድንጋር ተባሂሉ ዝግበር ወኻዕታ ዘፍ ምስ በለ እንደገና ናብ ቃንዛና ኢና እንምለስ ዘለና። ምኽንያቱ ሕመረትና ኣይተደበሰን። ግንከ በዚ ዘለናዮ መድረኽን ኣተሓሕዛኡን፡ ኣውራ’ውን ህግደፍ ክሳብ ዘሎን ክንድበስ ንኽእል ዲና? ንሱ’ኮኢዩ እቲ ቀንዲ ደመኛና። ካብ ጸላኢኻ እትጽበዮ ጽቡቕ ስለዘየለ ጽንዓት ትፈጥር ኢኻ።“ሓወይ“ እናበለ ካብ ዘድምየካ ግን

READ MORE

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስዊ ለውጢ ኤርትራ፡ ልዕሊ ኣስታት 600 ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝመጽኡ ወከልቲ ኣብ ዝተሳተፉሉ ኣጋጣሚ ሎሚ 21 ሕዳር፡ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዋሳ ብወግዒ ተኸፊቱ። ነቲ ጉባኤ ዝኸፈቶ ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣቶ ኣማሃ ደሞኒኮ፡ኣብ መደረኡ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ደንደስ

READ MORE

ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ እታ፡ „ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገር ኤርትራ“፡ እትብል፡ ብሽማግለ ፖለቲካዊ ጉዳያት፡ ኣካል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዝተዳለውትን ኣብ ህዝቢ ዝተዘርገሔት ሰነድ እያ። ኣነ ሰነድ’ዚ ብተገዳስነት ኣንቢበ ምስተረዳኣኒ፡ ኣብ ኣእምሮይ ብዙሕ ሕቶታት ተቐላቒሎም። ሓደ ካብቶም ሕቶታት፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንሃገራዊ

READ MORE

ኣብቲ ካብ ዝመጽእ ሰኑይ 21 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንምስታፍ ሓያለ ኤርትራውያን ካብ መላእ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ይገሹ ‘ለዉ። እዚ ጉባኤ’ዚ፡ እቲ ስለ ስስዕቲ ስልጣንን ጸቢብ ጉጅለኣዊ ረብሕኡን፡ ንሃገርና ኤርትራ መባድልቲ ዕንወት ዝገበራ፡ እንዶ-ሰናይ ዘይብሉ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡

READ MORE

ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ደቂ ኤርትራ ብፍላይ’ዃ መንእሰያት። ሎሚቅነ ጉዳም ፋምጣጥ ይፍኖ ኣሎ ኣብ ቲቪ ኤረይ። ኣብ ወጻኢ ዝተላእከት ጉጅለ ኣሰር ድሙቕ ምርኢት ተርኢ ኣላ። ኣውራ ከኣ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ጎብለላት ኣፍሪቃ ምዃኖም ኣመስኪሮም። እወ ፡ ወዲ ኤርትራ ድኣ ብዓንተቦኡ ጎብለል። እዚ ዓወት’ዚ ግን ከመይ ኢሉ ኢዩ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ እታ ኣሓቱን ኣሕዋቱን ኣቦታቱን ኣዴታቱን ከምኡ`ውን ደቁ፡ ዝተሰውኡላ ነጻነት ተነፊጋቶ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ከም ካልኣይ ዜጋ ተቖጺሩ ንሞትን ንውርደትን፡ ንዘመናዊ ባርነትን፡ ካብ ዝቃላዕ እነሆ ድሮ ዕስራ ዓመታት ሓሊፉ፡፡ እወ!! ኤርትራዊ ኣብዘን ዝሓለፋ ዕስራ ዓመታት ብኣረሜናውያን ጀነራላትን፡ ክፍሊ ስለያን ናይ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ፡ ከም ደቂ ዛግራ

READ MORE

ንነዊሕ እዋን  ዕብዳን ዉልቀ መላኺን  ጥፍሽና ሰዓብቱን ንምቅላዕ ደኺምካ ጽዒርካ ንህዝብኻ ክትጥርንፍ ብዘይ ዕረፍቲ ጎይኻ እንሆ ድማ ጸላኢኻን ክሓቅቕ ህዝብኻን ክስስን ጸላእትኻ  ዛሕዛሕ ክብሉ ህዝብኻን ክተኣኻኸብ ንዘተ  ክዳሎን ትዕዘብ ። እዚ ፍረ ጻዕርኻ ምኻኑ ማንም ኣይስሕቶን ንስኻዉን ብሞያኻ ከም ትሕበን ኣይጠራጠርን ፡አብዚ ንዘብጻሕካዮ ጉዳይ ሃገር

READ MORE

ልክዕ’ዩ ዓዲታት ሰጊርና ድዩ ቀላያት ጥሒስና አብ ድላይና ምስበጻሕና፣ አብ ድላይና ክብል እንከለኹ ከምቲ ንሕና ንሓስቦ ማለት እዩ፡፡ አይኮነን ግን ድሌት ወዲ ሰብ ዓቐንን ዶብን የብሉን፡፡ በዚ ናይ ዘመና መለከዒ ግን፣ ንዓና ኤርትራውያን፣ አብ ድሌትካ ምብጻሕ ማለት፣ አውሮጳን አመሪካን ወይ ካአ  ክንዮኡ ሓሊፍካ ንስካንድናቪያን ንአውስራልያን

READ MORE

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኣብዚ ዚሓለፈ ሰሙናት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ እገዳ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ኣብ ዝኣትዎ ጠፊኡዎ ከምዘሎ ንዕዘቦ ዘለና ሓቂ እዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘርጊሑወን ዘለዋ መጋብሪ ዝኾና ቤት ጽሕፈታቱ ኣቢሉ ናብ'ዚ ገርሀኛ ዝኾነ ህዝቢ ሓድሽ ጎስጋስ ጀሚሩ ከምዘሎ ፍሉጥ ኮይኑ።        ኣብዚ

READ MORE