Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰለይቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሰበስልጣን ጸጥታ ሱዳን ብምትሕብባር፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ኤርትራ  ኣምሊጦም ኣብ ሱዳን ንዝጸንሑ  19 ኤርትራውያን ብምጭዋይ ናብ ኤርትራ ከምዝወሰዱዎም ምንጭታት ሓቢሮም። ነቶም ግዳያት መጭውይቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ዘሎ ዜጋ፡ ምኪኤል ዝብሃል፡ ‘ኣግህድዮ’ ኣብ እትብል ካሴት ናይ ድምጻዊ ተመስገን ያረድ ዝሰርሐ

READ MORE

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 31/01/2012 Norway ኣብ ኖርወይ ተመስሪታ ሓዳሰ ማሕበረ ሰብ ካብ ፖለቲካ ነጻ ዝኾነት ንኹሉ ትስብስብ ባህልናን ንድሕነት መንእሰያትናን ክትሓስብ 28/01/2012 ፈስቲቫል ጸዊዓ ደቃ ክትእክብ ምስ ኣሕዋቶም ኣሓቶም ኣቐዲሞም ክላለዩ ሓቢሮም ክመያየጡ ምእንተ ህዝቦም ክዓዩ ህግደፍ መሰኽላባቶም ዘባላሸውዎ ከዐርዩ ይኣኽለካ ወጊሑዩ ደርሆ ጽባሕና ኖቍዩ ሕጅስ ንዓደይ የብለኒሎ ክብሉዮም ዘምሰዩ ኳይላ ተጀመረ መመረቕታ ሓዳስ ማሕበርና መግለጫ ተሳኢንዎ ሕለሚ

READ MORE

ብዕለት  17 ጥሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጐንደር 46 ገያሾ ሒዛ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረት ኣውቶቡስ ምስ ምስ ወላዲት ኣዲኡ ወ/ሮ ወርቄ መለስ ዝጓዓዝ ዝነበረ ኤርትራዊ ዜጋ ጌታቸው የሕደጐ ዑቕባዝጊ ፣  ኣብ ኣጻድፍ ኣባይ  ጥቓ ድልድል ሕዳሴ፣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስ ኣዲኡን 43 መጓዕዝቱን ከምዝሞተ ቤተሰቡ ሓቢሮም። እታ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልትና፡ ካብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ኣትሒዝኩም ኩም፡ ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኣሰና ንምርካብ ኮነ ንምስምዑ ክትጽገሙ ክምዝጸናሕኩም ብቴለፎንን ኢመይልን ክትሕብሩና ጸኒሕኩም ኣለኹም። ኣሰና ነቲ ብተክኒካዊ ምኽንያታት ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገም ንምቅላል፡ ርእሱ ዝኸኣለ ፍሉይ ናይ ራድዮ ገጽ ከምዝህሉ ብምግባር ነቲ ሕጽረት ክተቃልሎ ፈቲና ኣላ። ነዚ ሓድሽ ገጽ

READ MORE

ንኤርትራውያን መንእሰያት ጨውዮም ብምስቓይ ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጡ ዘለዉ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣባላት ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ሰፋሕቲ ሕርሻታት ዝውንንን ዘካይድን ብዓል ዋኒን፡ ምስ ካልኦት ኤርትራውያን ጨውዮም ናብ ሲናይ ድሕሪ ምግዓዞም፡ 10 ሽሕ ዶላር ከፊላ

READ MORE

ደር ሽፒግል Der Spiegel ዝተባህለ ኣብ ሰሙን ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሕታማት ዝዝርግሕ ዝዓበየ ሰሙናዊ መጽሔት ጀርመን ፡ ንኣባ ሙሴ ዘርኣይ ኣብ ዓመተ 2011፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ኣፍ ሞት ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ፡ ብዘርኣዮ ርሕራሔን ሓልዮትን ቆራጽነትን ኣገልግሎት፡ ,ልኡኽ ፈጣሪ ብግብሪ, Der Macher des Herrn,

READ MORE

ብ ተወልደ ኪዳነማርያም ኣብ ኤውሮፓ ዝርከቡ ብዙሓት መራሕቲ ሃይማኖት ብዝያዳ ከኣ መራህቲ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢና ዝብሉ ኣቐሽቲ መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም፡ ንቤተ ክርስትያን መሳልል ውልቃዊ ናብርኦም ገቢሮም ዝነብሩ ከም ዘለው ይፍለጥ፡፡ ሎሚ እዞም ሰባት እዚኦም ስለምንታይ ነዚ ጸይቅታት እዚ የኻይዱ? ኣንጻር ሕልኖኦምን ታቦቶምን ደው ዝበሉሉ ምኽንያት እንታይ

READ MORE

ኣንቱም ሰባት ጉድ’ኮ’ዩ ተረኺቡ ምድርን ሰማይን ክላገቡ ከምዝቐረቡ  ኣብ ርእሰይ ደይቡ ዓቕለይ ኣጽቢቡ እና’ፈጸመ ሓሳቡ! ልዋም ዝኸልኣኒ ዛርቲ ድዩ ሒዙኒ! ክንዲ ዓሳ ነባሪ ወዲ ቐይሕ ባሕሪ: ገዚፉ ኸቢዱ  እንግድዓይ ጎዚዙ ብትእዛዝ ቀይዱ ብደወይ ኣፍዚዙ ጋሕንት ዕርብ እና’ሓረስኩሉ ግራቱ ዘይግዱ። ብስኽራን ደንዚዙ ኣዒንቱ ዓዝዒዙ፡ ቅጭን ተወንዚፉ ብኢዱ ነጊሱ ማእሱ ብሒቱ ምሕዳሩ ደቂሱ ይገርመኒ መመሊሱ። ሕስብ እንከብሎ ነዚ ናቱ ግብሪ ከም ረመጽ ከም ጓህሪ

READ MORE

አቲ ኩነት ቀዳም 29 ጥሪ 2012 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ እዩ ተኸሲቱ። ብድርኡ ዝሰማዕካዮም ሰባት ጽባሕ ማርያም እዩ ቤትክርስትያን ክንከይድ ኢናሞ፡ ትመጽእ ዲኻ ኢሎም ዕድመ የቕርቡልካ። እወ ወይ አይፋለይ ኢልካ ከይመለስካሎም አበየናይ ቤተ ክርስትያን ኢኻ ትኸይድ ኢሎም ሕቶ ዘስዕቡልካ’ውን ኔሮም። እዋእ እታ ማርያም አስተርእዮ

READ MORE

ልብና ዝሓስቦ ልሳንና ከድምጾ ሃገርና ዝውክል ባዕልና ክንመርጾ ውግእ ወረ ውግእ ምዕራፉ ክዕጾ መጻኢ ዕድልና ሰሪትና ክንሃንጾ መፍትሕ ኣብ ኢድና’ዩ ነርሕዎ’ቲ ማዕጾ! ብዓይኒ ዝረአ ብኢድካ ዝድህሰስ ብኣፍንጫ ዝሽተት ብልሳን ዝቕመስ ምህርቲ ዘየለ ካብ ዓውዲ ዝሕፈስ ራህዋና ነጊሱ ሕሰምና ከይድምስስ ስቓይና ሓጺሩ ሓዘንና ከይድበስ ኣእዛንና ኣደንቊሩ ሓሳቶም ክንስነስ! እዚ እምነት ኣልቦ ንፍቕሪውን ጓና እንትርፎ ትዕቢት ዘይፈልጥ ትሕትና ምስ ኩሉ

READ MORE

ኩሉኹም ኤርትራውያን ከምቲ ትፈልጡዎን ከምትሰምዕዎን፡ ኣብ ጀርመን ኣብ ክሊ ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ዓበይቲ ሽግራት ተኸሲቶም ኣሎዉ። ንዓና ንኦርቶዶክሳውያን ተጠሚርካን ሓቢርካን እምነትካ ኣኽቢርካን፤ ብሓባር ናይ ምጉዓዝ፤ ሓቢርካ ጸገምካ ናይ ምፍታሕን የጸግመና ከም ዘሎ፡ ኣሉ ዘይባሃል ሓቂ‘ዩ። ንሱ ኸኣ ብገለ ውልቀ ሰባት ዝብገስ ሕማቕ ሕማማት፡ ምፍልላይ ስምብራቱ ሕማቕ ንሓደ ህዝቢ፡

READ MORE

ዘተ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ካብ 09-12 ጥሪ 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ  ስላሴ ከም ዝተኻየደ ዝዝከር ኢዩ፡፡እዚ እዋናውን ኣገዳስን ዘተ መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጲያ ብምሉእ ዓወት ከም ዝተዛዘመ ውን፡ ኣብ ግዚኡ ብመራኸቢ ብዙሓን ተገሊጹ ኢዩ፡፡ዘተ ኤርትርውያን መናእሰያት ስደተኛታት ዝወደበ ወይ ዝጸወዐ ኣካል ግን መን’ዩ?ስለምንታይ’ከ

READ MORE

ኩሉ ውልድ ክብል ከሎ (ደቂ ሰባት ማለተይ’ዩ) ዳርጋ ሐደ ዓይነት ኣመል ኢዩ ዘለዎ። እዚ ከአ ካብ ማሕጸን ኣድኦም ውጽእ ክብሉን ክበኽዩን ዳርጋ ሐደ’ዩ። ውሑዳት ናይ ተፈጥሮን ኩነታትን ውጹዓት ናይ ጥዕና ሽግር ዘለዎም ብዘይ ድምጺ ምስማዕ ክወጽኡ ዝግደዱ’ውን አለዉ። ገሊኦም ከአ ገና ከይተወልዱ ኣብ ማሕጸን አደኦም

READ MORE

ወዲ ሰብ ኩሉ ግዜ ብሓሶትን ብምትላልን ኪነብር ኣይክእልን እዩ᎓᎓ስርዓት ህግደፍ ግን ነዚ ሓቂ እዚ ዘስተብሃሎ ኣይመስልን እዩ᎓᎓ተኽለ መንግስቱ ክኣ ትማሊ ቀዳም 21᎐01᎐2012 ኣብ ከተማ ትሮንድሃይም ነዚ ሓቂ ጎስዩ ነቶም ሕልና ዘይብሎም ብጀካ ዝሰምዕ እዝኒ ዝዛረብ ኣፍ ዘይብሎም ሰብ ረብሓ ንዝኾኑ ደገፍቲ እቲ ስርዓት፣መኸተ ብዝብል መታለሊ

READ MORE

መቸም ቀጣፊ ሰብ ኣይሓንኽን’ዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ ቃለመሕትት ናይቲ ቀጣፊ ኢሳያስ ክሰምዕ ቀንዩ። ከም ሓቂ ንሰብ ምጽራፍ ጌጋ’ዩ፡ ንኢሳያስ ግን ጸርፊ ዘይኮነ ካልእ’ውን ይግብኦ። ኣቱም ሰባት! ኣብ ኣብ ህይወተይ ከም ኢሳያስ ዘይሓንኽ ሰብ ርእየ ኣይፈልጥን። እቲ ኣብ ሜዳ ከለና እዞም ሕጂ ኣብ

READ MORE

እዚ’ውን ይሓልፍ! እታ ቃል ስንብታ፡ እታ ኣብ ዝኾነ ቀውጢ ግዜ’ውን እንተኮነ ኒሕ ተቐኒታ ዝበድሀት ዘይተሳዕረት፡ ንትንግርቲ ከኣ ዘልኣለም ክትዛረብ ኣብ ኣኻውሕ ተወቒራ ብደም መንእሰያት ዝተቐለመት“ እዚ’ውን ያሓልፍ’’ ዝበለት ቃል ኤርት ራውያን ተረሲዓ ዶ? እቲ ዘይተሰምዐ ዝህልህል ዘሎ ቃል ጽንዓት ናይቶም ኣብ ፈቐዶ ቤትማእሰርትቲ ህግደፍን ቅ ድሚኡን፡

READ MORE

ምንም ‘ኳ እቲ ኣብ ቅድሚ ናይ ግብጺ U.N. Mission, New York, NY. ዝገበርናዮ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ኩላትና ድልየትን ተገዳስነትን እንተዀነ፡ ሓደ ካባና ኣገናዕ ክብልን፡ ከመስግንን ስለ ዘለዎ፡ ኣነ ንኹላህና፡ ብህዝብናን ሃገርናን ተገዲስና፡ ሕልናና ኣደሪዑና፡ ብ14 ጥሪ, 2012  (January 14th, 2012) በቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ (New

READ MORE

ብሃንደበታዊ ሓደጋ ሞት መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ፣ ትውልዲ ዓዱ ቅንቶ ኣኽራን፣ ከባቢ ምምሕዳር ጸሮና ዝኾነ ሓውናን ወድና ዝተሰመዓና መሪር ሓዝንን ጓህን ንገልጽ። ስነስርዓት ቀብሩ ዝፍጸመሉ ዕለት ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ ምኽኒያት ክሳብ ሕጂ ክንውስን’ኳ እንተዘይከኣልና ኣብ’ቲ ዝዓረፈሉ ከተማ ኣለንታወን ፐንሰልቨንያ ኣሜሪካ (Allentown, Pennsylvania USA) ኣብ’ዚ ቀረባ

READ MORE