Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወየ ኣነ! ወየ ኣነ! ወየ ኣነ! ኣንታ ናይዝጊ ብዓል ድርብ ስረ ሓርበኛ ኤርትራ ብትብዓቱ ዝሰኸረ ኣብ ሳንጀርጆ መንደፈራ ዝጀመረ ብሓምሳታት ጀሚሩ ዘናገረ ኣንታ ጠፊእዎምዲዩ ናትካ ወረ ሩስያ ከይዱ ዝተማህረ ምስ ሰናቶር ዝመኸረ ኣመሪካ መጺኡ ዘይሓፈረ ኤናስኣ ንኽምስረት ዘዕገርገረ   ኣመሪካ ገዲፉ ንሜዳ ምስከደ ኣብኡ ጸንሕዎ ክርዳደ ምርዳደ   ኣእተዉዎ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ሓሶት ዝትምህርቱ ብኹምራ   መርዛም ጅግና ዝሓራ ንመንእሰይ ኤርትራ ኣእተወሉ ፈራ   ኣይትሕተቱ

READ MORE

ካብ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ;። ብምኽትያት ዓለምለኻዊ ምዓልቲ ደቂኣንስትዮ፡ ሸሞንተ መጋቢት።  ኣበባ ኣብርሃ፡ ወኪል ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣባል ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡፡ 10/02/2012 ኦ! ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ! ኣብቲ ኩሉ ዝሓለፈን ዝካየድ ዘሎን፡ ዝተሓላለኸን ኣህላኺን ዝኾነ ጉዕዞ ናይ ቃልስና፡ ጓል-ኣንስተይቲ ኤርትራ ምስኡ ወዲቓን ተንሲኣን ኢያ።

READ MORE

መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሬሳ ናይቲ ብትእዛዙን ኣብ ክንድኡን ሓያለ ንጹሃት ኤርትራውያን ከም ዘጋፍዐ ዝንገረሉ፡ ብተኣማንነት ክሳብ ብደረጃ ሚኒስተርነትን ኣብ ዝተፈላለየ ስርሓት ጸጥታን ዘገልገሎ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብ ለንደን፡ ዓዲ እንግሊዝ ዝዓረፈ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ዛጊት ናብ ኤርትራ ምእታው ከልኪሉዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት፡

READ MORE

ናብ እስራኤል እናተጓዕዙ ብወተሃደራት ግብጺ ተታሒዞም ኣብ ሓሲና ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ግብጺ ተዳጕኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ልዕሊ 30 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ ኤርትራ ከይስጎጉ ዘለዎም ስግኣት ብምግላጽ፡ ነጻ ክልቀቑን ከም ስደተኛታት መሰሎም ክሕለወሎምን፡ ንድሕነቶም፡ ሓገዝ ኤርትራውያንን ማሕበረሰብ ዓለምን ንምርካብ ህጹጽ ጻውዒት የቕርቡ። ንሳቶም  ናብ ድምጺ ኣሰና ደዊሎም ኣብ ዝሃቡዎ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ንኹሎም መራሕቲ ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ኣብ ዝገበረሎም ምስጢራዊ ኣኼባ፡ ኩሉ ዓቕምታቶም ኣኻኺቦም ኣንጻር ወያነ ኣብ ዝካየድ ኵናት ንምስታፍ ኣድላዪ ምድላዋት ክገብሩ ከምዝኣዘዞም ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ነቲ ኣኼባ ዝመርሐ፡ ሓደ ካብቶም ዕሉላት ናይ ወጻኢ ስለያ ስርዓት ግህደፍ ዝኾነ፡ ብሬገደር ጀነራል ጠዓመ

READ MORE

ፍልጥቲ ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰል ኤልሳ ጭሩምን ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነን፡ ንኡስ-ኮሚተ ኣህጉራዊ ሰብኣዊ መሰል ፈደራላዊ ባይቶ ካናዳ ብዘቕረበትሎም ዕድመ መሰረት ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን ቃል ሂቦም። ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ዝወርዶም ኣስካሕካሒ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ኣብ መደበር ዑቕበኛታት ዘጋጥሞም ብድሆታት ከምኡ ውን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ካናዳውያን ዝፍጸም

READ MORE

ብቐረባ ክንከታተሎ ከም ዝጸናሕና ብዕለት 17 ጥሪ 2012 ሓሙሽተ ኤውሮጳውያን አብ መሬት ዓፋር ፤  ግዝኣት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምቕታሎም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘይ ህዱእ ሃዋሁው እናሰፈነ ኢዩ። ነዚ ናይ ብዙሓት ሞት ዘኸተለ ኣሕዛኒ ተረኽቦ ብምጥቃም፡ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ሸሸነኾም ኣጸጊዖሞም ዘለዉ ዕጡቓት ደቂ ዓፋር

READ MORE

ከምኡ ዝኣመሰለት ተባሃጊት ሃገር ኮይናትሉስ፡ ንኢዱ ዝጸግባ ከይመሰሎ ኢዩ ንዕዳጋ ዝወረደ። ንሱ ስድራኡ ከይረኣየ ሓያለይ ግዜ ስለዝሓለፈ ዝነበሮ ምስሊ’ውን ከይሃሰሰ ኣይተረፈን።ነቶም ክፋእ ሃገር ዝዛረቡ ክፉኣት ሰባት እናተ ማዓቶም ሓንቲ ምኢቲ ኦይሮ ብብላክ ኣሽሪፉ፡ ምስንእሽቶ ሓብቱ ዕዳጋ ወረደ። ሸመታ ናይ ጸብሐመብሒ ኣይሸፈ ነትን ኦይሮኡ። ደጊሙ ከሽርፍ ብላክ

READ MORE

ኤ.ሃ.ባ.ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ መግለጺ ንምስማዕ ፡ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሰንበት መጋቢት 04/2012 ስዓት፡ ካብ ስዓት 4፡00ድ.ቀ.-ክሳብ- 8፡00ድ.ቀ. ቦታ ኣኼባ፡ 380 ADELAID STREET NOTH LONDON, ONTARIO.   ንኡስ ሽማግለ ሎንዶንን ከባቢኣን ብደሓን ምጹ!

READ MORE

ብዕለት 12.02.2012፡ ”ኣገዳሲ ሰሚናራት ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኦስሎ” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ህግደፍ ኣብ ከተማ ኦስሎ ክፉት ሰሚናር ንህዝቢ ዓዲሞም። ናይቲ ኣኼባ ዛዕባታት እዘን ዝስዕባ ነበራ፡- ህልው ኩነታት ሃገር ብተኽለ መንግስቱ፡ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት፡ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ፡ ስዊድን ዕደና ኣብ ኤርትራ፡ ብፕሮፌሰር እምባየ ፈሮው፡ ማናጀር ዕደና ኤርትራ ገለ ክፋል ካብቶም

READ MORE

ስምስም ኣለኒ ሰሊጥባ ናበለዩ ዘታለለኒ ወርቂለኒ ብሩርባ ነሓሲባ ናለ ኣዐሹውኒ ህግደፍ ነብሱ ዘይካኣለስ ንዓይ ኩኾነኒ እነሆንዶ ድሮ ተመሊሱ ሓገዝ ይልምነኒ ብጋህዲ ኣጡሚኒ ምባል ኣሕፊርዎሲ ዕሉም ለማኒ ሊኢኹ ወሓለ ኣምባሲ ከይጠፍኡዎ ሰብ ቀርኒ ኣብዑሩ ከጓሲ መሻርኽቱ ድማ እናፈጠ ንህዝቡ ክሃሲ ህግደፍ ዘባህረሮ ዘይተረኽቦ ፈውሲ ህግደፍ ሓቂ ክዛረብዩ ኢልካ ምጽባይ ይሕሸካ ኣትማን ኣራቢሕካ ምፍራይ ህግደፍዶ ሓቂ ዛረብዩ ማሕበረህባይ? ሓንጎልኩም

READ MORE

ምፍራስ ‘ናደው እዝን” ሓርነት ከተማ ኣፍዓበትን፡ ህላወ ሰውራ ኤርትራ ካብ ምውሓስ ሓሊፉ፡ ንሓይልን ናይ ምግባር ተኽእሎን ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ፡ ንህዝብና ጥራይ ዘይኮነ፡ እንተላይ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘመስከረ ዕዉት ስርሒት ክኸውን ከሎ፡ እቲ ንከተማ ባጽዕ ሓራ ዝገበረ ስርሒት ፈንቅል፡ ባና ሓርነት ኤርትራ ዘበሰረ በርቃዊ ስርሒት እዩ።

READ MORE

ብዕለት 28.01.2012 ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን ብክብ ዝበለ ድምቀት ናይ ሓድሽ ዓመት በዓል ኣብዒሉ። እዚ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኖርወይን ካብ ሃገረ ሽወደንን ዝመጹ ኣጋይሽ ዝተጸንበርዎ በዓል’ዚ፡ ኣብ ታሪኽ ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርወይ ናይ መጀመርታን ፍሉይን ኢዩ ኔሩ፡ ከመይ ማሕለኻ ህግደፍ ዝበጠሰ ብምዃኑ። ነጻ ማሕበረሰብ

READ MORE

ህግደፍ በቲ መደናገርን ልዑል ናይ ስልጣን ህርፋን ዘለዎን ኢሳያስ እናተመርሐ፡ ካብ ሓደ ሓርነታዊ ምንቅስቓስ ናብ ሓደ ማፊያዊ ጕጅለ ካብ ዝቕየር ንነጀው፡ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ዝከኣል ኣይኮነን። ምናልባሽ ክሳብ 1997 ናብ መንግስቲ ገጹ ክሰጋገር ዝኽእል ውድብ ነይሩ ክንብሎ የምሕረልና ይኸውን። ኢሳያስን ጕጅለኡን ግን

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ከባቢ ጸሮና፡ ኣብ መንጎ ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ውግእ ከምዝተገብረ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ቁጽሮም ዘይተፈልጡ ወተሃደራት ክሞቱ ከለዉ፡ ሰለስተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዝተማረኹ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ነቲ ውግእ ዝተኻየደሉ ቦታ ተቖጻጺሩዎ ከምዝነበረ፡ ብርክት ዝበለ ፈኮስቲ ብረታት ‘ውን ብሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዝተመንዝዐ ተፈሊጡ። ብኻልእ

READ MORE

ኣብ ጉዕዞ ንስደት እናሃለዉ፡ ብወተሃደራት ግብጺ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝሳቐዩ ዝነበሩ’ሞ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ናይ ምምላስ ሓደጋ ከንጸላልዎም ዝጸንሐ፡ 42 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብምትሕብባር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ፡ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኸዱ ምንጭታት ሓቢሮም። ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ስደት ብግዴታ ንምዝለሱ ኤርትራውያን ናይ ምእሳርን

READ MORE

ምስ’ዛ ናጽነት ትመጽእ ዘላ ናጽነት ኣብ ዓለም ተራእያ ዘይትፈልጥ’ያ ትብልትምህርቲ መሰል ትምክሕቲ ናይ እንዳ ዝናን ዘሕደረቶ ጽልዋመቸም ንሓዋሩ’ውን መለክዒ ዝርከቦ ኣይመስልን’ዩ። እወ እታ ብቐሊሉ ትጥመትመልክዕ ናይ ናጽነት፡ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ መንጢልካ ዶባት ምሕንጻጽን ባንዴራ ምስቃልን ትመስል ኮይና፡ ካብኡ ዝተወልዱ ዘበሉ ጸላኢ ንኸይምለስ ኣብ ዶብ ንኽውዕሉ

READ MORE

እቲ ድሕሪ ናይ ዓሰርተታት ዓመታት ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝመጽአ ናጽነት ኤርትራ: ብማእለያ ዘይብሉ መስዋእቲ መንእሰያት እዩ ተረጋጊጹ። ኣብ 1998 ስርዓት ህግደፍ ብዘሳወሮ ዶባዊ ኵናት ጠገለ ዘይብሉ ባርዕ ምስተኣጕደ ዝሃለቑ ልዕሊ 20 ሽሕ ሰማእታት ኤርትራ ‘ውን: ዝበዝሑ መንእሰያት እዮም። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ምረት መግዛእትን ደረት ኣልቦ ‘ሃገራዊ ኣገልግሎትን’

READ MORE

ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ዓመታት ጥራሕ፡ ልዕሊ 6300 ኤርትራዉያን ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ኣብ ክፍሊ ኢሚግሬሽን እታ ሃገር፡ ተኸታታሊት ጉዳይ  ኤርትራዉያን ስደተኛታት ወ.ት ክሪስትነ ሽዮርተነስ ኣብ ከተማ ስታቫንገር ብዕለት 07 ለካቲት፡ ንዕዱማትን ሰበ-ስልጣን እታ ከተማን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሓቢራ። ንሳ ኣብ መግለጺኣ ንታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ጠንቂ ህልዉ

READ MORE

   “…ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዘዐወተና ረቛሒታት ምዕቃብ ምስጢር ኢዩ። ስለዚ ምስጢር ክትዕቅቡ ኣለኩም። ኣነን ኢሳይያስን እንፈልጦ ናይ ሳሕል ምስጢር ንህዝቢ ኤርትራ እንተዝንገሮ፣ ብሙሉኡ እዚ ህዝቢ’ዚ ምተጸለለ ነይሩ።” ቃል ናይዝጊ ክፍሉ ሚኒስተር ዜና ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ንኣኼባ ሓለፍቲ እቲ ሚኒስትሪ ካብ ዝበሎ። ሞት ገበነኛታት ህግደፍ ክቕጽል ኢዩ።

READ MORE

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ድሕር’ቲ ካብ 21-30 ሕዳር 2011 ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ካብ ዝውዳእ ኣትሒዞም ንህዝቢ መግለጺታት ክንህብ እኳ እንተጸናሕና፡ ንሸውሃትን ህንጢትን ህዝብና ኣዕጋቢ ይኸውን ከምዘይነበረ ግን ብህዝብን ፈተውቲ መራኸቢ ሓበሬታታን ተገንዚብናዮ’ሎና። እዚ ድማ ስራሓትና ብስሉጥን ህዝባውን ብዝኾነ ቅርጻ ንምስራዕ ፈጻሚት ሽማግለን፡ ባይቶን ዞባን

READ MORE

ሓንቲ ካብተን ክቡራት በዓላት ህዝቢ ዜርትራ፡ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታትና ኢያ። ህዝቢና ኣብዛ መዓልቲ’ዚኣ ዓመት መጸ ተኣካኪቡ ሕሉፍ ሓዘኑ ዝገልጸላን ኪዳኑ ኣጽኒዑ ዝድበሰላን ክትኮነሉ ነበረ ትጽቢቱ። ኣብታ ክብርቲ መዓልቲ ኣይሂ ንብዓት ክዛሪ ዝድርኽ ጎስጓስ’ውን ይርአ ኢዩ። እንተኾነ መዓልቲ ሰማእታት ከም ጽንዕቲ ትሕጃ ጅሆ ሓኒቑ ንብዓት ኣዴታት

READ MORE