Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ኤርትራ ከይዱ ከይቕበር ተኸልኪሉ ዝብል ወረ እንሆ ወርሑ ሒዙ። ካብ ሕድሪ ስውኣት ዝጠለመ ከሓዲ ሰናይ ምጽባይ ካብ ዝቐብጽ ዛጊት ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት’ካ ኣቑጺረ እንተኾንኩ ከምዚ ዝኣመሰለ ሕሱር ተግባር ዋላ ካብቲ ብቱኽ ተባሂሉ ዝፍንፈን ስሑው’ውን ኣይተጸበኹን። እቶም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዉ ሓለፍትስ ኣብ ከባቢ’ቲ

READ MORE

ጅግና ኔርካ ተቓላሳይ ተባዕ ኔርካ ተኳሳይ ኣብ ዓውዲ ኲናት ቀላሳይ ዘይተዋላዋላይ ንቕድሚት መራሻይ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ሓምባሳይ ንህይወትካ ዘይትንሕፍ ክሓልፍ በሃላይ ኣብ ክንዲ ብጻዩ ዝውፈ ዘላላይ      ታሪኽካ ተለዊጡኒ እንታይ’ዩ ወሪዱካ ሎሚ                ኩነታትካ ገሪሙኒ ጋህዲ ዲዩ ሕልሚ                  ርእስኻ ኣድኒንካ ፈዚዝካ ብጣዕሚ             መዐንዘዚ ዲዩ ተገይሩልካ ወይስ ዘልሚ   ተዳሂልካ ዲኻ ወይስ ሞይትካ ውሒጡካ ሰልሚ        ደምበርበር እምበር ኢልካ ከም በዓል ጋህሚ ሎሚ

READ MORE

  ተስፋማርያም ወልደጊዮርጊስ 03/03/ 2012 Norway እዞም መንሽሮ ሃገር መንሽሮ ህዝቦም ብጡሙዩ ዝምሕሉ ዝጸገበ ኣምሲሎም ዓዲ ንክመላለሱ ህግደፍ ከይኽልክሎም ዘየለ ዘውርዩ ድኹማት ሸየጥቲ ሕልናኦም ብህግደፍ ሪዒዶም ንህዝቦም ዝኸሓዱ ብደገን ብውሽጥን ንዑቓት ዝተዋረዱ ተቕትሉናለኹም እናተባህሉ ዘይፈግዱ ፍንፉናት ብህዝቦም ኣብ ዝኸዱ ተኸዱ እምነቶም ዘርሓቑ ፈራሓት መንደላሓቕቲ ንጥቕሞም ዝሓልሙ ብመዓቲ ብለይቲ ቆራዲድ ስሚ ሃገር መርዛማት ዓዘቕቲ ጥዑያት ዝመስሉ ናይ ጸልማት ሰለይቲ ህግደፍ ዘዋፈሮም

READ MORE

ኤርትራዊት ኣደ ባዓለልቲ ድርብ ጊደ፡ ትዋጋእ ከምሰራዊት፡ ትወልድ ትዝምድ ከም’ደ።   ናይ ገዛኣ ዘዉዲ፡ ናይ ሃገራ ዕርዲ፡ ናይ ሞራል ማኣዲ።   ኤርትራዊት ምጭዉቲ ምልክዕቲ፡ ወዘሪት ኣፍሪቃ ዓይኒ ከዋኽብቲ፡ ሰፊሕ ልቦንኣ ተማኽር ተዛቲ።   ጅግና ሓፍተይ ኤርትራዊት፡ ብረታ ተሓንጊጣ ኣብ በረኻ ዝሐደረት፡ ሞራል ተጋዳላይ ዝደረበት ዝደርዔት።   ቁልቁለት ወሪዳ ንዓቐብ ትደግም፡ ኒሕ ዝቕናታ ዘይትደክም፡ ናብ መስዋእቲ ትጎዪ ትቕድም።   ናብ ታንክታት ዝደየበት ነብሪ፡ ግንባር ጊንዳዕ ዉዒላቶ ወፍሪ፡ ጎልጎል ኣምሁር

READ MORE

ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኵነታት ንስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ዘሰክፍን ዘፍርሕን  እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ህግደፍ ብዝከኣሎ ክቈጻጸሮ ይፍትን ኣሎ። ነቲ ጕዳያት በብሓደ ንርኣዮ። -      ኣብ ሰራዊት ዘሎ ሓይሊ ሰብ ብብሄረ ትግረ ጥራይ ስለ ዝተዓብለለ፡ መራሕቲ ሰራዊት ከምቲ ልሙድ ብትግርኛ ኣኼባ ክመርሑ ስለ ዘይከኣሉ ኣኼባታት ብትግረ ክካየድ ኣለዎ

READ MORE

ረሳዕቲ እንዲና ናጽነት ጥራይ-------- እሞ ትምጻእ ረፈረንዱም--------------እሞ ይወዳእ ቅዋም -----------እሞ ይጽደቕ ሽዑ ጉሒላ ------ኽጭፍለቕ ክብሃል ድሕሪ ምጽናሕ ኣሳቢብካ ኩናት ምስ ጎረበትካ ምኽፋት ልብኻ ብኽፋእ መሊእካ ምሽፋት፡፡ ሕጂ ድማ ሓዲሽ ጭርሖ ኩናት እሞ ደው ይበል ዓቃቤ ሰላም እሞ ይእተው ዶብናሞ ይተሓንጸጽ ብድሕሪኡኸ ዓለም ዘርያትና ወያኔ መኻልፍ ጌሮምልና ኣሜሪካ ተጻቢኣትና ሕብረት ኤውሮጳ ስቕ-ኢሎም ርእዮምና ሕብረት ኣፍሪቃ መአከቢ ዘይጠቕሙ ኮይኑና እምበር ንሕናስ---- ጽዒርና--ለፊዕና ብምግቢ ነብስና ክኢልና ጥሜት የልቦን

READ MORE

ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ  ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ን10.03.2012 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ፣ ኣካል ናይቲ ንሰብኣዊ ክብርን ፍትሓዊ ስርዓት ንምትካልን ኣብ  መላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ  ዘሎን  ቃልስታት  ኢዩ ።  8 መጋቢት

READ MORE