Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኸበርኪ ሓብትና፣ በዓልቤትኪ ናይዝጊ ክፍሉ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝወረደኪ መሪር ሓዘን ከይኣክል ‘’ንበዓል ነጎዳ ሓዊ ደብሶ’’ ከም ዝበሃል፣ውልቀ-መላኺኢሳይያስ ኣብ ርእሲ’ቲ የማናይ ኢዱ ኮይኑ ዘገልግሎ ዝነበረ ብጻዩ ናይዝጊ፣ኣብታ ዝተወልደላን ንነጻነት ዝተቓለሰላን ዓወት ዝተጎናጸፈላንዓዱ ሓመድ ኣዳም ክይለብስ ሬሳኡ ከይኣቱ ብምኽልካሉ ኣባኽን ኣብ ደቅኽን ወሪዱ ዘሎ ድርብ ሓዘን

READ MORE

ዓለም-ለኻዊ ሓድነት ኤርትራውያን ነቲ ኣብ ሃገርና በዂሩ ዘሎ ሰብኣዊ መሰል፣ ፍትሕን ደሞክራስን ንምርግጋጽ ማእከል ናይ ዕላምኡ ገይሩ ካብ ዝቃለስ እንሆ ዓመታት ኣቚጺሩ። ነዚ ቅዱስ ዓላማ’ዚ ንምዕዋት ድማ ብሓደ ሸነኽ ኣብ ስደት ዝርከብ ህዝብና ኣብ ምጥርናፍን ናይ ቃልሲ ወኒኡ ክብ ኣብ ምባልን፤ ብኻልእ ሸነኽ ድማ ኣብ

READ MORE

ብቑዕን ተወዳዳሪን ኣገልግሎት ትምህርቲ ብምቕራብ ፍልጠት ዝደለቡን ብትምህርቲ ዝበሰሉን ዜጋታት ብምፍራይ ሓንቲ ሃገር ኣብ ቁኑዕ ጎደና ምዕባለን ልምዓትን ንክትምርሽ ካብ ዝሕግዝዎ ወሰንቲ ረቋሒታት ሓደ እዩ፡፡ ምኽንያቱ ዝኾነ ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ዜጋታት እዩ ካብ ድሕረትን ድንቁርናን ተላቒቑ ምስ ዘመናዊት ዓለም ብማዕረ ክስጉምን ስልጥንቲ ዓለም ኣብ

READ MORE

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ (EYGM ) ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ አብ ውሽጢ ሃገር (EYIM) ዝተሰምየ ጽፉፍ ውዳበ ዘለዎ ምንቅስቓስ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከምዝተመስረተ የበስር::አብ ምትታይ ናይዚ እግሪ ተኽሊ ማሕበር: እጃም ኩልና ደቅ ሃገር ብሓፈሻ: መንእሰያት ድማ ብፍላይ አገዳሲ ምዃኑ ጸቒጥና እናተላበና: እቶም ነዚ ስጉምቲ ወሲዶም

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ ኣምባሳደሩ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ብምልኣኽ፡ ኣብ ማንቸስተር (ዓባይ ብሪጣንያ) ምርጫ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንምክያድ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ኢድ ስለዘእተወ፡ ትማሊ ቀዳም 31 መጋቢት ኣብታ ከተማ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣካላዊ ምትህርራም ዝተሓወሶ ግጭት ስዓቡ እቲ ቆጸራ ንሰለስተ ሰሙን ከምዝተሰጋገረ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ

READ MORE

ሰላም ኩቡራት ኣንበብቲ እዚ ዝስዕብ ሓቀኛ ተረኽቦ ታሪኽ፡ ባዓል ኣነ ከይተወለድና፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝተፈጸመ ኮይኑ። ኣደይ ግምጃን ኣቦይ ባሻይ ሓሰንን ዝባሃሉ ሰብ ሓዳር ነበሩ፡ ኣብ ጉዕዞ ሂወቶም፡ ኣቦይ ባሻይ ሃንደበት ኣብ ልዕሊ ኣደይ ግምጃ ሰበይቶም ካልእ ሓዳስ ሰበይቲ ተመርዓው፡ ኮምኡ መግበሪኦም ድማ ቡቑዕ ምኽንያት ነይሩዎም’ዩ

READ MORE

ሎሚ ዕለት 03/28/2012 ብወግዒ ምንቅስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ላስቬጋስ ተመስሪቱ፡እዚ ብግዝያዊ መጸውዒ ስም ዝተመስረተ ምንቅስቃስ መንእሰያት ስርዓት ህግደፍ ከም ቐዳማይ ጸላኢ ብ ምቅማጥ፡ ነቲ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ኣብ መንእሰያት ኤርትራ ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ንምቅላስ ብሓድነት ከምዝሰርሕ ኣስሚርሉ። ብምቕጻል እቶም መንእሰያት መጀምርታ ብዝኽሪ እቶም

READ MORE