Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጻውዒት ንህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራውያን ክሳብ ዕለተ ናጽነት 1991 ንልዕሊ ሓደ ዘበን ብወግዒ ዝተፈልጠት ሃገር ‘ኳ እንተዘይነበረትና፣ ጅግንነት ሲ ተፈልያትና ኣይትፈልጥን። እቶም ብዓቢኡ ሃገር ዘሕደጉና ገዛእቲ፣ ንኤርትራዊ ውልቀ ዜጋ፣ ዋላ ኣብ ናይ ሻሂ ጣውላ፣ ቴስታታ ከየላግዖም ድሕር ኢሎም ብጥንቃቐ እዮም ዝፍትኑዎ ዝነበሩ። እቲ ሓቂ ክትዕምጸጽ

READ MORE

ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ካልኣይ ክፋል) እዚ ጽሑፍ፡ ኣብዚ ብዘይካ ጠንቂ ናይዚ ሓዘን ዝኾኑ ውሑዳት ሰብ ገበንን ከምኡውን ከም እንስሳ ክምርሑን ክግርሑን ባህ ዝብሎም መጣቓዕትን እንተዘይኮይኑ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓዘን ወዲቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ይጽሓፍ ብምህላዉ፡ ብመጀመርያ ነቶም ካብ ገሃነም ኣምሊጦምን ዓቐን ኣልቦ መስገደል ሰጊሮምን ናይ ባዕዲ

READ MORE

ኤርትራውያን ተቓማጦ ደርባን ደቡብ-ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ብ 12ን 20ን 25ን ጥቕምቲ 2013 ዘካየድዎ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ  ምድሓን እጃምና ነበርክት ብዝብል ልዑል ሃገራዊ ስምዒትን ፍናንን ኣኼብኦም ዛዚሞም። ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝብኣሰ ደረጃ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ህዝቢ ደርባን፡ ንኩነታት ህዝብን ሃገርን ዝኣክል ድሕሪ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዝሕብሕቦም ዘሎ ዕጡቓት ትግራዎት ተቓውምቲ (ደምሒት) ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣስመራ ብምውፋር ግፋ ከምዘካየደ ክበጽሓና ንዝቐነየ ቀጻሊ ሓበሬታታት እሙናት ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ እቶም ብ26 ጥቅምቲ ብስርዓት ኢሳይያስ ዝተዋፈሩ ዕሱባት (Mercenaries) ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ከባቢ ወክማ፣ ጎደና ሓርነት (ኮምብሽታቶ)

READ MORE