Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣዋልድ በጠል እንትን ረአስክን ርፍዓሁ ማሕሙድ ሳልሕ ሓጥር ዘዓት ልብል፡ ጃእር ኢፈትያ ሓጥር ምስዳር ነስእ፡ ጋድር ኢረድያ በጠል ክፋያ ልብል፡ ወቆሉ ወድያ ገያድ ቀንጽ ወመርሕ፡ ስድት እግል ላ’ርህያ እቡክን ሓጥር ቱ፡ በጠል ቱ ወ ገያድ ኣቡክን ቀንጽ እት ፍዕል፡ ኣለቡ ኣትባራድ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/Mahmud_W-Ali.pdf"]       ም ቀርእዎ እንዴ ወዴኮ ካትቡ ሀሌኮ።

READ MORE

ባሩኽ ኣባ!                            ትፈልጦዶ?      31-12-2013። Welcome       ברוךהבא          !وسهلا أهلا   እግረይ ኣብ ሃገረ-እስራእል ክረግጽ ናይ መጀመርታይ ነበረ። ዝጸዓነትና እርቡናለ ናብቲ መቖሚኣ እናተጸግዐት በቲ ዝተጸ ጋዕኩዎ ጸጋማይ ወገን መስኮት ንግዳም ተቛመትኩ። ኣብ ል ዕሊ ናይቲ ሰጣሕ መንደቕ “ናብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተ ል-ኣቪቭ እንዃዕ ብደሓን መጻእካ” ዝብል ፍሩይ ጽሑፍ ተገ

READ MORE

ስድራ’ዚ ሓርበኛ! ስድራ ወዲ ዓሊ ጅግና ሰባር ራዕዲ ብሰንኪ ድያብሎስ ወጺእኩም ካብ ዓዲ እዚ ርጉም ጉጅለ ሓራዲ ጎማዲ ኣብ ቈልዓ ሰበይቲ ሕነ ንኽፈዲ ንስደት ቀሲቡኩም ናይ ጥፍኣት መገዲ! ወይልኡ ንሱ’ምበር ገሃነም ዝሰፈሩ ንስኻትኩም ደኣ ዘልኣለም ክትከብሩ እቲ ጅግና ሓርበኛ ተኣምር ፈጢሩ ተወፊዩልና እንድዩ ፍናን ምልኪ ሰይሩ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ክፍጽም ንሕድሩ ክሕብሕበኩም’ዩ ኣብ ልቡ ኣስፊሩ እኖሆ እኳ

READ MORE

እንዳ ኢሳያስ ካብቶም ብከላሽን ክገጥሙና እዮም ዝብልዎም ንላዕሊ ነቶም ብብርዒን ብሓበሬታን ዝገጥምዎ እዮም ዝያዳ ዝፈርሑ። ሰዉራ ብርዒ ኣይበዓልቲ ለይቶምን ኢያ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ እንግሊዝኛ ዝቛንቋኦም ህዝብታት እውን ክምስሉ “A Pen Is Mightier Than A Sword” ይብሉ። ብርግጽ ብረት ተኲሱ ጥራይ ኢዩ ዝቐትል። ብርዒ ግን

READ MORE

                                    እማመ ሕክምናዊ ዑደት ናብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን !!!    ወደ ሰብ ካብ ሃገሩ ብዝተፋላለየ ምክንያታት ሃዲሙ ምስ ወጸአ ናብ ውሑስ ቦታ ንምብጻሕ እዩ ዝህቅን:: እዚ ካአ ብዘይ ምትሕብባር ሰብአውን: ግብረ ሰናይን ማሕበራትን: ተቀማጦ ናይ ከባቢ ማሕበረ ሰብን ዝካአል አይኮነን::      ኤርትራውያን ሰደተኛታት አብ ሱዳን: ኢትዮጵያ: የመን:

READ MORE

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ኣባልነት ቻርተር

READ MORE

ከም’ቲ ብዜና ዝሰማዕኩሞ፣ ብዓልቲ ቤቱ ነቲ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ሕምብርቲ ኣስመራ ፎርቶ መኪቱ በጃ ህዝብን ሃገርን ዝተሰውኤ ጅግና ኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ወ/ሮ በኺታ እድሪስ ዑመር ምስ ክልተ ደቃ፣ ሪሃም ስዒድ ዓሊ ከምኡ ‘ውን ሪም ስዒድ ዓሊ ካብቲ ምልካዊ ስርዓት ኣምሊጠን ኣዲስ

READ MORE

ብዓልቲ ቤቱ ነቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት ‘ዚ (ጥሪ 21 2013) ኣብ ውሽጢ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተኻየደ፣ ብ”ስርሒት ፎርቶ” ዝፍለጥ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንለውጢ መሪሑ ብጅግንነት ዝተሰውኤ፣ ኮሌኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) በኺታ እድሪስ ዑመር፣ ምስ ክልተ ደቃ፣ ሪሃም ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ከምኡ ‘ውን

READ MORE

29.12.2013 ኣገዳሲ ሓበሬታ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 11.01.2014 ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ብዛዕባ ህሉው ኹነታት ኤርትራን ዝምድናና ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን መግለጺ ክህብ ስለዝኮነ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተን ኽትዕን ንዕድም፡፡ አኼባ ዝግበረሉ ቦታን ሰዓትን፣ ኣብ ከተማ ከለን (ጀርመን) ሰዓት 16፡30 Bürgerzentrum Turmstr 3 Köln-Nippes   ተስፋይ ተምነዎ

READ MORE

እንታይ ንጽበ ኣሎና መለኽቲ ስልጣኖም ከናዉሑ መልሓሶም እዮም ዘብልሑ ናይ ወረ መናፍሕ የብዝሑ መደንዘዚ ሓሶት ይነዝሑ፡፡   ኣብ ርሑቕ ከይከድና ንዘቲ ብዛዕባና በቲ ሓንጎልና ዝሰረቐና ኣእምሮና ዝኣሰረና ሓሶት ኣምሲሑ ዘድረረና ናይ ሕልሚ ዕብየት ዘምጽኣልና፡፡   ብሓሶት ኣንበሳ ተሰሪሑ ዘእመነና ኣገሪሁ ንዝኣበየ ኣፋራሪሑ ዝዓገቶ ንከይርሁ፡፡   ንዑባ ኣላግሱና ንድፋኣዮ ነዚ ኳና ብመልሓሱ ዘጋገየና መንደቕ እየ ዝበለና መሰረት ዘይብሉ እንዳራኣና፡፡   ወይ ኳና‼   ሓንጎልና ሰሪቕካና ዘይስእልኻ ስኢልካልና ዘይንስኻ ኰንካ ቐሪብካና ንነዊሕ ዓመታት ኣገሪህካና፡፡   ብገርህና ኣዘንጊዕካና ኣብ ጁባኻ

READ MORE

  በይ ኤርያ ካሊፎርኒያ 20 ታሕሳስ 2013 ኣባላት ቦርድ ዳዕሮ በይ-ኤርያ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም እንዳበልና፡ ከምኡውን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብዕለት 7 ታሕሳስ 2013፡ መሰጋገሪ-ሽማግለ በይ ኤርያ፡ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ዓበይቲ ዛዕባታት ኣሰላሲሉ።   1) ነቶም ብዕለት 24 ሕዳር 2013 ብህዝባዊ ኣኼባ ዝተበገሱ ሓሳባት ብዝያዳ ኣነጺሩ 2) መስርሕ

READ MORE

ዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ነበር ተረኽቦ ላምፓዱሳን ዚሰዓቦ ምዕብልናታትን ዝምልከት መግለጺ                                                                         ታሕሳስ 27፡ 2013 ንሕና፡ “ብዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተሓኤ ነበር፡ ኣቢልና ንዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ክንራኸብ ዚጸናሕና ዜጋታት ኢና። ብርግጽ፡ ኣቐዲምና ብዕሊ ከም ዘፍለጥና፡ ቀዳማይ ዕላማ ናይ`ዚ ዳግመ ርኽክብ`ዚ እቲ ሰፊሕን ክቡርን ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ከም ዘይፍለ

READ MORE

ድሃይ ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ- ንፍትሕን ለውጥን                                                                                                                         12/23/203 ከም መቐጸልታ ናይ`ቲ ኣብ ዝተፋላለየ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ተበጊሱ ዘሎ ጥርናፈታት፡ ኣብ ኮሎራዶ ንርከብ ኤርትራውያን`ውን ሓድነትን ጥርናፈን ናይ ደለይቲ ፍትሒ፡ እምኒ ኩርናዕ ናይ`ታ ኩላህና ንብህጋ፡ ንምነያን ንሓልማን ፍትሓዊት፡ ሰላማዊትን ዲሞክራሲያዊትን ኤርትራ ሙዃኑ ብምእማን፡ ካብ ተቀማጦ ኮሎራዶ ኣባላት ዝተፈላለያ

READ MORE

ኣብ ንኡስ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ክሳብ ምቅትታል ዝበጽሕ ፍሕፍሐ ይርአ ከምዘሎ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ንሓደ ወዲ ጀሪድ ዝብሃል መንእሰይ ተቐማጣይ ኣፍዓበት ኣብ’ቲ ወርቒ ዝፍሓረሉ ዝነበረ ካባቢ ብጥይት ድሕሪ ምህራሞም  ኣብ ሆስፒታል ኣፍዓበት ብኡ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምኽንያት ብዓል ልደት ንፖለቲካዊ ጎስጓስ ናብ ወጻኢ ዝለኣኾም፣ ኣሚነ ተ/ስላሰ፣ ኢሳያስ ደበሳይ፣ ፋጥማ ኢብራሂም፣ ሳሙኤል ተዓገስ፣ ሄኖክ ተኽላይ ዝተባህሉ ሓሙሽተ ደረፍቲ ንሓደ ሰሙን ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ፍራንክፈርት ተታሒዞም ከምዝቐነዩ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት፣ እቲ ኣብ ሆላንድ፣ ሮተርዳም፣ ን25 ታሕሳስ ከቕርቡዎ ሒዞሞ

READ MORE

"ስቕታ ይኣክል" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ስንስናቲ ኦሃዮ ሕ.መ.ኣ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከካይድዎ ዝጸነሑ ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 21 ታሕሳስ 2013 ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ ማሕበር ተጠንንፎም ብሓባር ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንኽቃለሱ ወሲኖም። ኣብቲ ዕለት ከኣ " ምንቅስቓስ ኤርትራዊያን ንፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን" ኣብ

READ MORE

መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮን ሰዓቱ 29 መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ዘይሓስብ ኣይንገድ፡ ብዕዳ ከይ ድብደብ!!!! ኣስመራ ካብ ኮነት ማይ ኣልቦ! መብራህቲ ኮነ ፍትሒ ኣልቦ ኣብ መዓሙቕ ወሪድካ ማይ ኣልቦ ዝተወልዱ ኮይኖም ፍቅሪ ኣልቦ ሕማም ድሓር ጸገም ናይ ዓደቦ ትሕዝቶኡ ጸገም ማና ዘይርከቦ። ኣስመራና

READ MORE

ንሓደ ሰሙን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝጸንሐት ከተማ ቦር ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዝቐነዩ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን፣ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብ ዝወረዶም ጉድኣት ከምዘየልቦ፣ እንተኾነ፣ ንብረቶም ብምሉኡ ከምዝተዘምተ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንኣሰና ሓቢሮም። ኣብዚ እዋን’ዚ ቦር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሰራዊት

READ MORE

መቐጸልታ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ) ቅድሚ ኣብቲ ቀጻሊ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስዉእ ወልደዳዊት ተመስገን ምእታወይ፡ ብመሰረት ቀዳማይ ጽሑፈይ ንዝቐረባ  ሰለስተ ኣገደስቲ ርኢቶታት ዝብለን ክጽሕፍ እየ፡ ታሪኽ ተጋደልትና፡ ኣብ ተ.ሓ.ኤ ይኹን ኣብ ህ.ግ. ዝነበሩ፡ ክንዛረበሎም ዘሎ እዋን ግዚኡ ኣይኮነን ዝብል እምነት የብለይን፡፡ ኣብ

READ MORE

  ስም ኣዳልዪኒ ስም እባ ኣዳልዪኒ እከይ ተግባራቶም ምስ ስሞም ካዛምዶ ሓግዙኒ   ሸፋቱዶ ክብሎም ቀተልቲ ዘረፍቲ ኣቃጽዮሞ ዝጸንሑ ብጽምዋ ብለይቲ ቅሳነት ዘይህቡ ንቆልዓ ሰበይቲ ገንዘብ ሃይማኖቶም መንደይቲ መሕጎልቲ   ሸፋቱ ኣሎዎም ዝምርሑሉ ሕጊ መን ጓንዴ ይሕዝ መን ይሕዝ ሓለንጊ ንመን ከምዝኸትሩ ንመን ከም ዝንሕፉ በየናይ ጀሚሮም ናበይ ከም ዝሓልፉ   ሸፋቱ ዘጥቁዑሉ ጽምዋዩ ቦትኦም ኣይመጹኻን እዮም ንስኻ ኢኻ ትኸዶም ምሳናዮም ዝነብሩ

READ MORE