Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝሓለፈ ቐዳም ኣጋ ወጋሕታ፣ ድምጻዊት ሄለን መለስ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ምርኢት ኣብ ዘቕረበትሉ ኣጋጣሚ፣ ናይ ጠያይቲ ቶኽሲ ከምዝተሰምዐ ማዕከናት ዜና ስዊዝ ሓቢረን። እቲ ቶኽሲ፣ ሓደ ሰብኣይ ናብቲ መሳዕስዒ ኣዳራሽ ክኣቱ ደልዩ ፖሊስ ምስ ከልከሉዎ ድሕሪ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ እዩ ኣጋጢሙ። እቲ ብዓል ጠበንጃ ናብቲ ሰብ መሊኡ

READ MORE

እቲ ካብ እዋን ብረታዊ ተጋድሎ ንናጽነት ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ምህናጽ ሃገር ዓቢ ግደ ዝተጻወተ ሓርበኛ ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ንኤርትራውያን ተቐማጦ ደለወር፣ ፐንሲልቫንያ፣ ኒው-ጀርሲ፣ ኒው-ዮርክ፣ ከነክቲከትን ቦስቶንን ብሓደ ታሕሳስ 2013 ዓ. ም. ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣኼባ ተጀሚሩ ክሳብ ዝውዳእ ደው ኢሉ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንኽቡር

READ MORE

ኢሳይያስ ንኹሉ ህንዱድ ሽግራት ህዝቢ ኤርትራ፣ እንተላይ ነቲ ኣብ ሰሃራን ሲናይን ኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘህለቐ ንኤርትራውያን ከም ዜጋታት ዘድንነናን ዘሕነኸናን ታሪኻዊ ውርደት፣ ከምኡ ‘ውን ነቲ ኣብ ፈለማ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ላምፐዱዛ 357 ህይወት ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ወጋሕታ ዝቐዘፈ ንመላእ ዓለም ዘንቀጥቀጠ ጅማላዊ ጥፍኣት ክሑዱዎ እዩ።

READ MORE

ኣገልግሎት ሕክምና ኤርትራ ካብቲ ዝነበሮ ናብ ኣዝዩ ዝኸፍአ ደረጃ ወሪዱ መባእታዊ ናይ ሕክምና አገልግሎት ምርካብ አብ ዘይክኣለሉ ኩነታት ተበጺሑ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቶም ግዱሳት ኤርትራውያን፣ ኩለን ናይ ጥዕና ማእከላት ብሰንኪ ዋሕዲ ምኩራት ክኢላታት፡ ዋሕዲ መሳርሒ፡ ቀጻሊ ምቍራጽ ሓይሊ ኤለትሪክ፡ ዋሕዲ መድሃኒት፤

READ MORE

ኣብቲ 27 ሕዳር ኣብ ናይሮቢ ዝጀመረ ዞባዊ ኣህጉራዊ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፣ Cecafa፣ ክሳተፉ ኬንያ ዝገሹ ዛጊት ኣስማቶም ዘይተነጸረ ክልተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ’ታ ሃገር ከምዝተሸርቡ ነቲ ኣህጉራዊ ውድድር ሸፈነ ዝገበራሉ ዘለዋ ዝተፈላለያ መርበብ ሓበሬታታት ኣፍሊጠን። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ እቶም ክልተ ተጻወቲ፣ ትማሊ ቀዳም

READ MORE

በሉ እስከ ፕረሲደንትና ብዘይ ሓለዋ ኢዩ ዝንቀሳቀስ ትብሉናሲ፡እቲ ዝጓዓዘሉ ዝነበረ መንገዲ ባጽዕ ብዓይንኹም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣእሙሮኹም እውን ኣበራቢርኩም እሞ ተመልከትዎ ጥር ትብል መኪና ብድሕሪኡ ይኹን ብቅድሚኡ ኣይክትሪኡን ኢኹም።ስለዚ ሓለዋ ኢሰያስ ኣብ ብሎኮ ኣስመራን ባጽዕን፡ ደቀምሓረ ማይ ሓባር ነፋሲት ከምኡ እውን ሰሜናዊ ባሕሪ ክሳብ ጋሕቴላይ ኢዮም

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 11 ክፋል         30/11/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ

READ MORE

ሎሚ ዕለት 11/30/2013፣  ኣብ ንግደት ናይ ቅዱስ ሚካኤል  ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ ዋሽንግቶን ዲ.ሲ. ኣብዚነበረሉ፣ መራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ከይፈለጡ ብሒቡእ, ኣብ መውጽኢ ጸኒሖም፣ ህዝቢ ኪወጽእ ከሎ፣ ናይ ቤተ ክሪስቲያን ወረቐት ኣምሲሎም ንህዝቢ ዘርጊሖም።   ትሕዝቶ ናይቲ ጽሕፍ፣12 ገጻት ዝሓዘ፣ 4 ክፋላት ዘለዎ ኮይኑ፣ ንደለይቲ ፍትሒ ዚኩንን፣ ብስም

READ MORE

ንዝተሸመ ተኸተሎ። 2ይ ክፋል   30-11-13። “ነገር ምርጫ ኮይኑ  ሰብና ድማ  “ሰይጣንዶ  መልኣኽ ትመርጽ”? ተባሂሉ እንተዝሕተት ብዘተፈጥሮ መልኣኽ ምሓረየ  እብ ል። እናሓንሳብ  ግና ኣይኣዝዝ’ምበር  ወዝቢ  እንተኣጓኒፉስ  ምርጫኹም  ጭራሽ  ካብ ክልተ  ሰይጣውንቲ  ጥራይ ሓዲኦም  ምምራጽ  ምስትሕተቱ ንኣየናይ  ዝዓይነቱ  ሰይጣን  ምመረጽኩም? ዶስ መሰል ተዓቅቦ ክወሃበኩም ሕቶኹም  መንበልበልኩ ማ”? ኢለ ኢየ ተሰናቢተኩም

READ MORE

መገረም ኔት! ኣንቱም ሰባት! እዛ መገረም ኔት (መስከረም ኔት) ዝብሉዋ መርበብ ሓበሬታ’ኮ ካብቲ ኣብታ ብመስዋእቲ ኣቦታትና፣ ኣደታትና፣ ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዝተረኸበት ተባሃጊት ሃገርና፡ ብኣፍና ዓቢሱ ዝድህኸና ዘሎ ጉጅለ ሕሰም ንላዕሊ ከፊኣትና። ሎምስ ከኣ ነቶም እልበት (ሓሳረ መከራ) ህዝቢ ክጻወሩዎ ዘይከኣሉ፡ ንኣይ ይጥዓመኒ ከይበሉ፡ ዝውንኑዎ ክብርን ሃብትን ንህዝብን

READ MORE