Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፈስቲቫል ቦለኛ፣ ንኢሳይያስ ንግደት፣ ንኤርትራውያን ንድየት ከተማ ቦለኛ፣ ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ተኣኻኺቦም ከም ሃገራውያን ሓድነቶም ዘሐይሉሉ፣ ብዓቢኡ ድማ ነቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብተባዓት ተጋደልቲ ዝካየድ ዝነበረ ናይ ቃልሲ ጥምጥም ንናጽነት፣ ሞራላውን ፋይናንሳውን ደገፍ ዝገብሩሉ ባይታ ከፊታ ብዝገበርቶ ታሪኻዊ እንግዶት ውዕለታ ብኣውንታ ክዝከር ዘለዎ

READ MORE

ስርቅን ክትራንን ኣብ ከተማታት ኤርትራ አብ ኤርትራ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት አዝዩ ሓያል ዝኸነ ስርቅን ክትራንን ምዕማጽ ደቂ አንስትዮን አብዚ እዋን አብ ዝኸፍኣ ደረጃ በጺሑ ይርከብ። ካብተን አዚዩ ስርቅን ክትራንን ዓመጽን ብሰፊሑ ዝርኣየለን ዘለዋ ከተማታት አስመራ፡ ከረን፡ ባጽዕ፤ ዓዲ ቐይሕ፡ መንደፈራ፤ ተሰነይ ባረንቱን ይረከብኦ። አብዚ ሕጂ እዋን አብ

READ MORE

The Italian Media has started to echo the message of justice The massacre of October 3 already forgotten Bologna hosts the party of the dictatorship of Eritrea Shared nobody noticed that the city, the gold medal of the Resistance and the symbol of steadfastness against terrorism, is

READ MORE

ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም ንኽስደዱ ዝሓልፍዎ መስገደላት ዝገልጽ ምርኢት፡ ልዕሊ 2 ሽሕ ኣመሪካውያን ተዓዚበሞም። ኣብ’ቲ፡ ብምኽንያት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ስደተኛታት፡ ኣብ ህይስተን ብ21 ሰነ ዝተኸብረ ጽንብል፡ ተዓዘብ’ቲ፡ ሓጺር ታሪክ ዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዎም ኤርትራውያን ሓሳባት ለቢሶም፡ ኣብ ሃገሮም ዘጓኖፎም ግፍዒ፡ ክወጹ ዝሰግርዎ ጐቦ፡ ቁልቁለት፡ ስንጭሮን፡ ብፈንጂ ዝተሓጽረ መንገዲን ሰጊሮም፡

READ MORE

"በረኸት ሃብተስላሰ ዝጸሓፎ ቅዋም ንየው በሎሎሎ!!!!!!!!" ይቅረታ ብሓደ ስግንጢር ዝመስል ኣርእስቲ ጀሚረልኩም።ግን ብሓቂ ከም ቁምነገር ተሓሲቡ ዝተዘርበ እዩ።። ብኻልእ ዓይነት ቋንቋ ዝተዘርገሐ ቤላ-በለው ዓይነት ኮይኑ ከይስምዓኩም ብወረጃታት ማዕዶ ብቋንቋ ዓድናዝተዘርበ አዩ።እዚ ዘረባ እዚ ክዛረብ ዝኽእል ፍጡር ፡ብገለ ኣጋጣሚ ጎፍእንተ ኢሉኩም የተንፍስ ምህላዉ ክትጠራጠሩ ኢኹም እሞ፡ ቆንጢኹምሰብ ምዃኑ ኣረጋግጹ ።ሃይ እንተበለ፡ እሕሕሕ ወስኸሉ በልዎ። ውሕሕሕእንተበለ ግን ፡ከምዘይናትኩም ገዲፍክሞ ዓዲ እንተ ኣተኣተኹም ሓላልስለዝኾነ፡ ግልጽ ኢልኩም ኣይትርኣይዎ።ኣብ ከምዚ ዓይነት ሰብ"ተመሊስካ እትረድኦ'ስ ገዲፍካዮ ኣይትእቶ' ዝብል ምስላ ወለዲ ኣይሰርሕን አዩ።ብነብሱ እውን ፍጥረት ህዝብና መሃይምነት ዝዕንድረሉሕብረተሰብ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ዝተናፈሰ ወረ ክመሚ ዓቅሚ ይውሕዶጥራሕ ዘይኮነ ፡በቲ ኣንፈቱ ዘይፍለጥ፣ ንረብሓ ረገጽቲ ዘገልግል 03፡መሽረፈት ከም ዘቀብል ገይሩ ከይፈተወ ክውደብ ስለዝተገብረ ኣብ ክሳዱገመድ ይጥምጥም ምህላው ክርድኦ ሓያለ ግዜ ክወስድ አዩ። ኣብ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ህዝቢ ዝደርበዮ ዱቦላ፡ ኢደ-እግሪሩ መትሓዚ ዘይነበሮ፡ ንለባም ዘይሓደሶ፡ ንዓሻ ግን መለሳ ኮይኑ ዝተሰምዖ መደረ፣ወርሕን ፈረቃን የሕሊፉ ኣብ ዘለወሉእዋን ፡ብስራሕ ምኽንያት ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣትየ፡ ምስ ሓደ ኣቀዲመዝፈልጦ ሻሂ ክንሰቲ ምስ ተኣለና፡ ዘረባ ዘረባ ዘምጸኦ ሃንደበት "ብበዓልዶክተር በረኸት ዝተጻሕፈ ቅዋም ንየው በልዎ "ዝብል ዱቦላ ዘረባ ምስሰማዕኩሉ ፡ቅንጥው እንተበልኩዎ ሃይ ስለዘይበለ ፡ብድድ አለ ቀልቀለይከምዝደርበኹ ጠንጢነዮ ዕዝር በልኩ።እታ ዘረባ ግን ከም ተራ ዘረባ ጌረክርዳኣ ኣጸገመትኒ እሞ ፡ምስቲ ቅድሚ ወርሒ ኣቢሉ ኢሰያስ ኣፈወርቂዝመደሮ ከተሳስራ ፈተንኩ። ከመቅጽበት ፡ብዘይካ ናይ ኣሰዃኹዓ ቃላትፍልልይ፡ መንፈሰን ሓደ ምዃነን ክርደኣኒ ግዜ ኣይወሰደለይን።ለከ ጥሪት'ሲካብ ዓበይቲ የብሉ ካብ ን ኣሽቱ በልኩ።ንሱ "ድሕሪ ካብ ማእለያ ዘየብሎም ተጻብኦታት ተሞክሮ ምቅሳምና መጻኢ መንግስቲ

READ MORE

ቦሎኛ  - መናሃርያ ቃልሲ ሓርነትና’ምበር መደልደሊ ጭቆናና ክትከውን ኣይግባእን ዮውሃንስ ጸጋይ - ሎንዶን - 26 ሰነ 2014   ኣብ ዓቕመ-ኣዳም ዘይበቕዐት ንኡስ ዕድመይ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፈ፡ ብመትከልን ስነ-ሓሳብን ውድብ ህዝባዊ ግንባር ተሓጺበ፡ ኣብኡ ዓብየ ተጋዲለ፡ ሰንኪለ፡ ዝበሃግኩዋ ናጽነት ክርኢ በቒዐ። እታ ዝበሃግኩዋ ሓርነት ህዝበይ ግን ክርእያ ኣይበቓዕኩን።

READ MORE

ሖሎት ኣብ ዝተባህለ ክፉት ቤትማኣሰርቲ እስራኤል ተታሒዞም ካብ ዝነበሩ ኣስታት 1200 ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ብእግሮም ንልዕሊ ሰዓትን ፈረቓን ብምድረበዳ ተጓዒዞም ናብ ዶብ እስራኢልን ግብጽን ገማግም ሲናይ ብምምራሽ እቲ ተጻዒኑዎም ዘሎ ማእሰርቲ ክለዓለሎም ብዓቢኡ ድማ ከም ስደተኛታት ተሓሪሙዎም ዘሎ ናይ ዑቕባ መሰል ክሕለወሎም

READ MORE

ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ መዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ ብኽብሪ ዘኺሮም    ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ዘኺሮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ነቶም ምእንቲ ሓርነት በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ምእንታና ዝተበጀዉን ንዘላኣለም ኣብ ልብና ዝነብሩን እዮም ብምባል ሽምዓን ዝተፈላለዩ ግጥምታትን ዜማ ስዋኣትን ብምቕራብ ብነበርቲ ላስቬጋስ ተዚኪሩ

READ MORE

ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ጭፍራ ህግደፍ ኣብቲኣብ ዕለት04.07. 2014 ኣብ ቦሎኛ ክገብሮዝቀራረብዘሎናይዓበድበድፌስታንገለ ኣብቲ ናይ ላምፓዱሳ ሓደጋ ቤተሰቦም ዝተጐድኡዎም ሰባት ዓዲሙ ከላግጽ ይቀራረብ ኣሎ። ነዞም ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዕድመ ህግደፍ ኣሚኖም ዝብገሱ ዘለዉ ሕልና ዝጐድሎም ውልቀሰባት ኣብቲ ፌስታ ፍሉይ ዕድመ ገይሩ’ዩ ብግዳያት ላምፓዱሳ ተዋስኦ ክገብር ይሓስብ ኣሎ።

READ MORE

ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዓርቢ ዕለት 20 ሰነ ናይ ምሸት፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ሓርነት ህዝቦምን ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ጅዋን ሰሎሙን ፓርክ (Juan Solomon Park - 62nd & Grandview) ብድምቀት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/IndianapolisReport_26042014.pdf"]

READ MORE

  ብሓቆም ድዮም ዞም ኣሕዋትና ፈስቲቫል ከብዕሉ ናብ ቦሎኛ ንግደት ዓያሹ ሃገር ዘበላሹ Tesfamariam W/giorgis 25/06/2014 ህግደፍ ኢዶም ዘርጊሖም ክጽበዩ ቀደም መሲሉወም ገንዘብ ክኣርዩ እንተረኸቡ ገለ የዋሃት ዘይሰልቸዩ ወይቅር ዝበሎም መንነቶም ዘየጻረዩ   ኣብ ቦለኛ ኣብ ዳስ ህግድፍ እትካፈሉ ሓደገኛ ምዃኑ ብረቂቕ  ኣስተውዕልሉ ግዜ ኣኺሉ ዓማጽን ሓቀኛን ዝፈላለየሉ ትንገሩሎኹም ኣይሰማዕናን ከይትብሉ   ህግደፍሲ ኮነ ኢሉዩ ብህዝቡ ዝጣላዕ ንዓኹም ሒዙ ንበዓል ሓንጎሎም ነቓዕ ኣጽኒዑ

READ MORE

ኣይስወጠኩምንድዩ!?   (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 4ይ ክፋል)   ግደ ሓቂ፡ እዚ ፈጺሙ ዘይተጸበዮን ዘይገመቶን፡ ብሃንደበት ኣብ ኣዝዩ ሕሱም መግዛእቲ ወዲቑ ዘሎ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዝኸፈሎ ናይ እልፊ ኣእላፍ መስዋእትን ዘሕለፎ ውርደትን ሕስረትን፡ ሎሚ ሓለፋ ኹሉ ህዝቢ ዓለም፡ ሓርነትን መሰልን ዘሎዎ ህዝቢ’ዩ ክኸውን ኔሩዎ። ብሰሪ’ዚ ብዘይካ

READ MORE

መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤ ምስናድ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡  ካብ  ምዕቃብ ታሪኽ ናይ ዲሞክራሲያውያንን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ተፈልዩ ዘይረአ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ። ዕላማ ተበግሶ ምስናድ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ.  (ብጽሑፍ፡ ብቃል፡ ብስእሊ)፡ ብባህርያቱ ፍትሓዊ እዩ። ስለዝኾነ፡  ካብ  ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን  ንለውጥን ንፍትሕን ዝሓንን ዘሎ ቃልሲ ኣይፍለን።  ምንቃስቓስ  ዳግመ-ርኽክብ

READ MORE

Eritrean Campaign Successfully Highlighted the Concern over the Indefinit National service in Eritrea at the UN Human Rights Council’s 26th Session. (Geneva 20-06-2014) Campaigners from across Europe held a protest vigil outside the UN’s Geneva headquarters as the report on Eritrea’s Universal Periodic Review into human

READ MORE

ኣይንደጉል “ኣይትተሃመል … ኢና በጺሕና”   ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ይርከብ ኣሎ። እዚ ማለት ድማ መግዛእቲ ህዝባዊ ግንባር (ስርዓት ኢሳይያስ) ዝኽተሎ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ዝቕጽለሉን እቲ ቀዳማይን ዘሎ ኣገባብ መግዛእቲ ዝዕንድረሉ ክኸውን እንከሎ በቲ ካልእ ሸንኽ ድማ ዲማክራሲያዊ ወይ`ውን ብበለካ ለኽዓካን ሰበይ ሰብካን ምትካልን ምህናጽን

READ MORE