Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዘይወግዓዊ ሚኒስተር ህግደፍ!   "ንሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ዓቢ ብድሆ ኮይኑወን ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ዝግታኣሉ መገዲ ኣመልኪቱ ዚዝቲ፡ ሚኒስተራት ሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ዝሳተፉዎ ዋዕላ፡ ካብ ትማሊ 28 ሕዳር ኣብ ርእሰ ከተማ ኢጣልያ ሮማ ኪካየድ ጀሚሩ ኣሎ! ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ

READ MORE

ተካል መሬት ፍሥሓየ መብራህቱ መሬት ኣላትኒ መሬት ናይ ዓደቦ ቆላኣን ደጋኣን ክሳዕ ጸግዒ ጎቦ ትፈስስ ነበረት ጸባ ምስ ኣጅቦ ትሕፈስ ነበረት ዓዲ ትቕልቦ ዓይኒ ኣውዲቖምላ ኵሎም ሰብ ጎዶቦ ወጸላ ሽዕበታ ስኢኑ ትኳቦ።   ኣላትኒ ክብል ዚውንና መሬት መናበሪ ገዲፋ ኮይና መናገሪት ጎልጎል ዝነበረት ኮነት ጠረር ህረት ድዃ ዝነበረት ተፊኣ ጸጸር ኵረት ኣይትድረት ኣይትጅረፍ ቃድራ ኢልካ ኣይትግደፍ ሓጋይ ኮይኑ ኣትይግረፍ ኣየት ኣትዩ

READ MORE

“ድዱዕ”   ድዱዕ ክንብል እንከለና ብናይ ሓባር መጸውዒ ከም ፈለኽለኻን ሓሰኻን ኣባ ጮጋራን ጻጸን ተመሳሳላይ ንእስ ዝበለ ፍጥረት እዩ። ሰብ ክንብል እንከለና ከአ ንኹሉ ደቂ ሰባት ሕብሮምን ቃንቋኦምን ዓሌት መነባብሮኦምን ብዘይገድስ ናይ ሓብር መጸዊዒ እዩ። ግና ኩሉ ናይ ሓባር መጸውዒ ዘለዎ ብተግባሩን ባህሩን ሐደ ዓይነት ክኸውን

READ MORE

"ነዳድን  ደምን" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ዒራቅ ትባሃል ሃገር ምንባራ ርግጸኛ`የ፤ኣላ ድያ የላን ግና ንዓይ ርጉጽ ነገር ኣይኮነን። ምኽንያቱ ህላዌ ናይ ሓንቲ ሃገር  ናይ ዝተላገበ መሬት ህላዌ ቅድሚ ምዃኑ፤ ናይ ዝተላገበ ቀልብን ናይ ሓባር ጠቅምን ሓልዮትን ስለ ዝኾነ። ብደሴታት ዝተተኽላ ሃገራት`ውን`ኮ ኣለዋ`የን።ልቢ ኣይርሓቅ! ቅድሚ 10 ዓመታት ኣብታ ሃገር ንህዝቢ ዓለምን

READ MORE

"ማይ ምሕቋን" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ማይ ምሕቋን፡ንዝኾነ ፍሬ ኣልቦ ተግባር ይኹን ሓሳብ እንገልጸሉ፤ ደሚርካዮ ዘይበዝሕ፤ ኣርቢሕካዮ ዘይረብሕ፤ መቂልካዮ ዘይባጻሕ ባዶ ስሪሒት`ዩ። ካብ ዝተሓቅነ ማይ እዚ ኣልሚጸ እዚ ጸቢሔ ዝብል ከምዘይተራእየን ዘይተሰምዔን ፍሉጥ ክነሱ፤ ባህሊ ምሕቋን ማይ ከም ርስቲ ዓደቦ ክወራረስን ደም ክፋሰሶን ምርኣይ ትንግርቲ`ዩ !!!!! ብምሕቋን ማይ ዝቅየስ ተግባራት

READ MORE

  ሓው ታደሰ፡ “ስኽፍታ ኣለኒ’ሞ” እኹል ድዩ? ብዙሕ ናይ በላሕቲ ኣሕዋትን ኣሓትን ጽሑፋት ብምንባብ ተማሂረ ርእይቶ ክህብ ክፍትን’የሞ ኣንበብቲ ትሕዝቶ በኹሪ ጽሑፈይ ክትርድእዎ ተስፋ እገብር። ኣቐዲመ ንሓው ታደሰ ኪዳነ ብናይ ገድሊ ጅግንነቱ ጥራይ ዘይኮነ በቲ ዘቕርቦ መሃርን መሳጢን ጽሑፋት ምስኩሉኹም ጸሓፍቲ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣስዒበ’ውን ታደሰ፡ እቲ

READ MORE

  ብደወል “ዓርቢ ሓረነት’ዛ ልበይ ተሰቕለት! ብደወል “ዓርቢ ሓረነት” እዛ ልበይ ተሰቕለት! ‘ኢድ ጸናሒት ሸናሒት’! ከም ዝተባህለ ብቐዳሞት ናባይ ተመሊሳ ጥልመት ትደናደን ኣላ ክተጽድፈኒ ናብ ደልሃመት ኣብ ሰማይ ዘሎ ጽሕፍቶኻ ዘይተንብብ! እናበለት መርገም ኮይኑ’ሎ ነዚኣ ዝመሃዝኩላ ዕለት ከምታ ንዓመታ ዝጽለል ሎሚ እምኒ ይድርቢ ዝተባህለት ክስዕረኒ ጀሚሩ’ሎ ጽላለ ከልበትበት መዓልታ ቆጺራ ናባይ ትመስል’ያ ዘላ ጥልመት የምበድብዳ ከኣ’ሎ ደወል

READ MORE

ጥርሙዝ ህግደፍ!   እቲ መላኽስ'ኳ ብንግሆኡ ንስልጣን'ዩ ናብ በረኻ ወጺኡ እቶም ዕሱባት ግን ዘለዉ ምሳኡ እዞም ኩሎም ሰማእታት ከምዘየሰውኡ ህዝቢ እናበረሰ ካብ ሃገር ጠፊኡ እንታይ እዩ ዓኒዱዎም ትም ኢሎም ዝሪኡ!?   ረብሓ'ዩ ከይንብሎ ንሽመት ሰሲዖም ይምቊሑ ኣለዉ ስልጣን ተመንዚዖም ሰበ ስልጣን ምልኪ እንታይ ዳእዩ'ሞ ጉዶም ሞቶም ዝጽበዩ ተዓኒዶም!   ኣንታ እንታይ እዩ ጉዱ እንታይ እዩ ብልሓቱ ወዲ ሰብዶ ይዓውር'ዩ ምስ

READ MORE

ይኣክል ንበሎ!! ዘዝሰራሕናዮ ይፍንጥሓና ኣሎ። እስከ ኩላትና ኣባላት ባይቶ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ታሪኽ ተቓዉሞ ደምበ ዘይተሰምዐ፡ እቲ ዘይልሙድን ዘይንቡርን ንግበር። ተጋራጭዮም ፋሕ ኢሎም ዘይኮነስ፡ ግርጭቶም ፈቲሖም ተዓሪቖም ንቕድሚት ይደፍኡ ኣለው ዝብል ቃና ንህዝብና ነስምዓዮ። ነዚ ኹሉ በብዓመቱ ቁጽረን ዘይፍለጥ ውድባትን ማሕበራትን ዘፋረየ ናይ ኣነነት ቃልሲ

READ MORE

ለይቲ ፍሥሐየ መብራህቱ እቱ ጸልማት ለይቲ - ሥርዓት ሒዙ ተኸቲሉ ወቕቱ ከዋኽብቲ ሰማይ - ዕንቍ ሽልማቱ ወርሒ ለይቲ ኵትሻ መዳምቕቱ ደመናን ማይን መሳንይቱ ንፋስን ማዕበልን መማኽርቱ ግርማ’ሎዎ ኣኽቢሩ ሰዓቱ:: “ለይቲ ሓራሳት” ማለትሲ እንታይ መሠረቱ? ስቅያት ሕዝብና ኣበይኮን ደረቱ? ዕራርቦ ጸሐይ ይስሕቃ ወኻሩ ዝብኢ ይቐትል ጸላም ተኸዊሉ ጸልማት ተጐልቢቦም ይሰርቁ ጕሓሉ ንተዅላዶ ትብሎ በጊዕ ሓሉ ንወኸርያዶ ትብሎ ማሕስእ ሓሉ ንዝብኢዶ ትብሎ ምራኽ

READ MORE

እታ ብወለንታዊ ደገፍ ተኸታተልታ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ እተካይድ ዘላ ነጻ ራድዮ ኣሰና፣ ነቶም ወርሓዊ ክፍሊት እናኣበርከቱ ከሳልዩዋ ዝጸንሑ ዘይሕለሉ ውሑዳት ውፉያት ደገፍታ ብስም 'ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከብ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደጊማ ዓሚቝ ምስጋናኣ እናገለጸት፣ ቀጻልነታ ንምርግጋጽ ብሕልፊ እቶም ኢዶም ኣሕጺሮም ኣብ ምስማዕ ጥራይ ኣተኵሮም

READ MORE

ትማሊ ምስ ሓደ ዓርከይ ቡን ኪንሰቲ ተቛጺርና ፡ ቡን’ና እንዳሰተናን ፡ እንዳዕለልናን ከለና እዩ ኣዚዩ ዘስደምም ዕላል ኣዕሊሉኒ። ከምትፈልጥዎ ብዘበልካ ኣቢልካ ፡ ዘየደቅስ ሕዱር ሕማም ናይ ሃገርና ከይተንከፍና ወይ ከይልዓልና ዳርጋ ዝሓለፍናሉ መዓልቲ የሎን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን። መቸም ኣብ ዕላልና ከሎና ብገል ኣቢልና ካብ ሓደ ኣርእስቲ ናብ

READ MORE

Open public debate on current issues: The London (discussion) Facilitators Group presents three prominent speakers to debate on the types of change that our country requires. The speakers will be: 1 - Suleiman Hussein (Cidrie) "The need for a peaceful political reform". 2 - Amanuel Eyassu (Assenna) "What we need

READ MORE

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ UNHCR ኣብ ወርሒ ጥቅምትን ሕዳርን 6200 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ከምእተሰደዱ ምግላጹ መበገሲ ብምግባር፣ ብ20 ሕዳር 2014 ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ እቲ ዜና ኣካል ናይቲ መልክዕ ህዝቢ ኤርትራን መንግስቱን ንምኽፋእ ብቐጻሊ ክዝርጋሕ ተጻባኢ ወፍሪ ምዃኑ ገሊጹ። ስርዓት ህግደፍ ኣብ መግለጺኡ፣

READ MORE

ጽባሕ ፍሥሐየ መብራህቱ ወግሐ ጸብሐ እጽበ: ክጽብቕ ዕድለይ - እንተሓሸለይ ጽባሕ ንሰማይ አንቃዕሪረ - ክርኢ ኮኸብ ጽባሕ ኮኸበይ አንቢበ ክፈልጥ - ዘምጽኣለይ ጽባሕ። ሰባት ክፈርዱ ላዕሊ ላዕሉ - ገለ ይብሉኒ ቅርሱስ ዘይኰነሉ ገለን ይብሉ ሃካይ እንድኣሉ - ገለን ይብሉ ተካል ዚኣመሉ ገልን ይብሉ መርገም ተዓዲሉ - ሕመቖም ሓቢኦም ብኣይ ይዋዓሉ። ኣነ ግና - መሬት ዓሪቡኒ

READ MORE