Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

 ንኤርትራ ካብ ሕሰም ንምድሓን ስምረት የድሊ ጻዋዒት ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣርኣያ ደበሳይ ፕሮፈሰር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደላወር ኣሜሪካ መእተዊ- ” ድምጺ ኤርትራ” ዝተሰምየ ጉጅለ ኣብ’ዚ ቀረባ ጊዜ ክልተ ዓንቀጻት ጽሒፉ:: እቲ ናይ ፈለማ ” ቅልጡፍ ኣድማዕን ነባሪ ፍታሕ ንሕሰም ኤርትራ” ኣብ ዓዋተ.ኮም ግንቦት 16, 2015: እቲ ካልኣይ

READ MORE

ንኹሉ ወዲ ሃገር ሓልፍነት ዝስምዖ፡ ግዱስን፡ ተቖርቛርን ብህዝቡን፡ ብሃገሩን! ንዝተሰዉኡን፡ ኣብ ቤት ማእሰርትን፡ ኣደራዕ ዝዓሰሎ ኣገልግሎትን ዝርከቡ፡ ኣብ ስደት ኮይኖም ከይደቀሱ ንዝሓድሩን፡ ኩሎም ጽንዓትን፡ ኣስተውዕሎን፡ ንጹርን ዝኾነ ኣተሓሳስባን፡ ሕላናኦም ከየዕረቡ ኣብ ቃልሲ ዝርከቡን፡ ሰላምን ትዕግስትን ምስ ኩሉ ተጻዋርነት፡ ኣብ ክብ ዝበለ ምርድዳእን፡ ምክብባርን ክህሉዉ እናተመነኹ፡

READ MORE

ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቃ ዘካየዶ ዑደት፡ ኣብ ከባቢናን ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለምን፡መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቐኒዩ ኣሎ።ኦባማ፡ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክገበር ምዃኑ፡ኣብ ዝተገልጸሉ እዋን ዓቢይ ዛዕባ ኮይኑ ከምዝነበረ ናይ ቐረባ ተዘኽሮ’ዩ። ኦባማ፡ናይታ ዓባይን ሓያልን ሃገር ዝኮነት ኣሜሪካ፡መራሒ ከም ምዃኑ መጠን፡ ካብ ጫፍ ናብ

READ MORE

  ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ነባሮ ኮሎራዶ - ኣኼባ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክዝቲ`ዩ። ንባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፣ ንህዝብዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንሂሩ ንዝበጋግሰ ዘሎ ኣህጉራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንቕድሚት፡ ንሕና ከም ህዝቢ ከነተኩሮሎም ዝግባእና መደረኻዊ ጉዳያት   ንዕለት 15 ነሃሰ  2015፡ ኣብ ክለብ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ። ንሰዓት 3፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ብተገዳስነት መጺእኩም ግዴኹም

READ MORE

ከይንጠፍእ እናሰሓቕና ብሓባር ነድሕና ሃገርና Tesfamariam Wel. 29/o7/2015 Norway ደገፍቲ ተቓወምቲ ምባል ይጽናሓልና ኣብ ጠልጠል ዘላ ሃገር ቅድም ነድሕና ዕድል ኣይንሃቦም ጸላእቲ ከይጎብጥና ስወር ከይትብል ኣይንዓኹም ኣይንዓና   ንጉዳይና ኣይንርአዮ ብህልኽ ብጽልኢ ኩፍእ እናረአኻ ዓገብዩ ምባል እንድዒ ብሕልፊ ኣብ ግዳም ዘለና ስደት ወጻኢ ተጠመቲ ኣይንኹን ብሕማቕ ተጸዋዒ   ካብ ብማዕዶ ዝዕዘቡ ኣየብቲ ኣይምስቲ ጎራሓት እና ጋጨዉ ዝነብሩ መታለልቲ ሓሚቑ ጸቢቑ ኣብ መትክሉ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ: ይብል ነበረ ንጉስ ሰሎሞን። ማለት ብናይ ሕጂ ኣዘራርባ: ኣብ ትሕቲ ውልቀመላኺ ንምንብርካኽ: ኣብ ትሕቲ ውልቀመላኺ ንዘይምንብርካኽ። ንህግደፍ ምጽዋር: ንህግደፍ ንዘይምጽዋር። ኽልተ ካብ ሚእቲ ንምኽፋል: ኽልተ ካብ ሚእቲ ንዘይምኽፋል። ኣብ መቓብር ደቅኻ ንምስዕሳዕ: ስለ ዝሳዕሳዕካ ደኒንካ ንምብካይ። ዓድኻ ገዲፍካ ንምኻድ: ንዓድኻ ንምምላስ:

READ MORE

ብ 25 ሓምለ ኣብ ዜና ኣሰና ከምዝትዘርግሐ፣ ከም ምኽትል ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኢማራት ዓረብ ዝዓዪ ዝነበረ 1ይ ጸሓፊ ኣልኣሚን ናፍዕ ከምዝራሕርሖ ዝተገንዘበ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ብኣጋጣሚ ኣብ ኣስመራ ዝጸንሐ ኣምባሳደር ኢማራት ዓረብ ዑስማን መሓመድ ዑመር ናብ ምዱብ ናይ ስራሕ ቦትኡ ናብ ኢማራት

READ MORE

እታ ትውልዲ ዓደቦ፣ ቀዳማይ ጸሊም ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነት ሃገረ ኬንያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፣ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ብዝገበሮ ወግዓዊ ምብጻሕ፣ ብሃፈጽታ ተስፋ ፉሕፉሕ ክትብል ቀንያ። ወሓለታት ስነጥበበኛታት ዝወቀጡዎ ምስሊ ኦባማ ዝተለጠፎ ማልያታትን ፖስተራትን ኣብ ጎደናታት ክሸጡ ዝቐነዩ ርሂጸ በላዕ፣ ትርኢትን መልእኽትን ኦባማ ከይሓልፎም ቴለቭዥናት

READ MORE

መንነት ከም መጣልዒ- ኬነት ካውንዳ ኣብ 1924 ኣብ ኩብዋ ሰሜን ሮደዥያ ተወሊዱ:: ኣብ 1949 ጸረ-መግዛእቲ እንግሊዝ ኣብ ዝተገብረ ቃልሲ መሪሕ ተራ ነበሮ:: ኬነት ካውንዳ ኣብ 1950 ዋና ጸሓፊ ናይ’ቲ ንናጽነት ዝተቃለሰ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ኮይኑ  ንዛምቢያ ናብ ናጽነት ዘብቅዐ’ዩ:: ንሱ ዛምብያ ኣብ 1964 ናጽነታ ምስ

READ MORE

ኣብ ኣቡዛቢ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 1ይ ጸሓፊ ዝነበረ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ በቲ ስርዓት ናይ ስራሕ ግዜኻ ኣእኪልካ ተባሂሉ ናብ ኣስመራ ክምለስ ድሕሪ ዝተዋህቦ መጸዋዕታ ነቲ ስርዓት ራሕሪሑ ኣብ ወጻኢ ተሸሪቡ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቶ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ ብኣባላት ኤምባሲ ናይቲ ስርዓት ኣብ ኣቡዛቢ ወግዓዊ መፋነዊ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ገዛእ ርእሳን ኣብ ከባቢኣን ዘሎ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ጸጥታውን  ቅልውላው፡  ከምኡ’ውን ዘለዋ እስትራተጂካዊ ኣገዳስነትን ተጠማትነትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ተኣፋፊ መድረኽ ትርከብ። ገለ ኣንበብትን ሰማዕትን፡ ጽቡቅ፡ ሕማቅን ዘሎኒ ስክፍታን  ስለዝገለጽኩ “ ከመይ ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ” ዝብሉ ኣይስኣኑን፡ ባህርያውን ዝጽበዮን’ዩ ድማ። የግዳስ  ሰላምን ብልጽግናን

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ መብዛሕትኡ ክሽነታት (መግቢ ዚስርሓሉ ክፍሊ-ቤት) ምዕራብ ኤውሮጳን ኣመሪካን: ትኪ ኣለሊያ ጢጥ እትብል መሳርሒት ኣላ። ኣብቲ ክሽነ: እቶን ወይ ጋዝ ወሊዕካ ምስ እትርስዖ: እቲ ኽፍሊ ብትኪ ይመልእ እሞ: እታ መሳርሒት ጢጥ ወይ ጭር ብምባል ንኣኻን ንኽፍሊ መጥፋእቲ ሓውን ትሕብር። ቤትካ ከይተሃሞኸ ኸሎ ኸኣ ቦምቤረ

READ MORE

ድምጽና ዝብሃል ብኤርትራውያን ሰብ ሞያ ዝቖመ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ ጉጅለ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ዝነጥፍ ሓዱሽ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ብህጹጽ ንምምስራት ዘኽእል ናይ ስራሕ ውጥን ዘርጊሑ። እቲ ድምጽና፣ ሎሚ 23 ሓምለ 2015፣ ውጥን፣ ንህጹጽ ትግባረ፣ ምምስራት ሓድሽ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ

READ MORE

ዕጡቕ ተቓውሞ ኣምጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምራሕ ናብ ኤርትራ ከም ዝኣተወ ዝንገረሉ ብርሃኑ ነጋ ዝተባህለ ሓደ ካብ መስራቲ ናይቲ ግንቦት ሰባት ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ስጉምቱ ኣብ መንጎ ‘ቶም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተቓወምቲ ዝተፈላለየ ግብረመልስታት ኣለዓዒሉ። ገሊኦም እህወደግ 100 ካብ ሚእቲ ኣብ

READ MORE

The world economic forum  ኣብቲ ብመጠን ሚእታዊት ሓፈሻዊ ዘቤታዊ እቶተን (GDP) ኣብ ዓለም ዝለዓለ ህዝባዊ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ኢሉ ዘዋደዶ ናይ 20 ሃገራት መዝገብ መበል 6ይቲ ሰሪዑዋ። በቲ ኣብ ጸብጻባት IMF ተመርኵሱ ዝተጻሕፈ ጸብጻብ መሰረት፣ እተን ካብ ናይ ኤርትራ ንላዕሊ ዝለዓለ ዕዳ ኣለወን ተባሂለን ተጠቒሰን ዘለዋ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ናብ ወርሒ ወይ ናብ ማርስ ብምኻድ ነዘን ጠፈራውያን ኣካላት ይድህስሰንን ይምርምረንን ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ጠሊቑውን ነቲ ምስጢራት መዓሙቕ ማያት የጽንዖን ይምርምሮን ኣሎ። ካብዚ ምርመራታትዚ ድማ ብዙሕ ኣርባሒ ዝኾነ ውጽኢታት ረኺቡን ይረክብን ኣሎ። ሽሕኳ ንዩኒቨርስ ምምርማር ከቢድን እተሓላለኸን ኣሸጋርን እንተ ኾነ: ነቲ ናይ ወድሰብ

READ MORE

ደሃይ ካብ ኤርትራ ወልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብ 11 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 28 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ቅድሚ ኣሽሓት ተመረቕትን ህዝብን ኣብ ዝገበሮ መደረ፣ ሚእታዊት ናይቶም ኣብ ሳዋ ተማሂሮም መልቀቒ ፈተና ገይሮም ዝሓለፉ ዝበሎም ተማሃሮ ክዝርዝር ክሎ፣ 14 ሚእታዊት ብዲግሪ፣ 10 ሚእታዊት ብዲፕሎም፣

READ MORE

ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብ እስራኤል ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ትማሊ 19 ሓምለ ንደሓር፣ ኣብቲ ሖሎት ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ክዳጎኑ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣውጺኡዎ ዝተባህለ ሓዱሽ ኣዋጅ ምትግባር ከምዘይጀመረ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከም ልሙድ እቲ ኣብ ከክልተ ወርሒ ዝገብሩዎ ምሕዳስ ቪዛ ሎሚ ‘ውን ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ

READ MORE

ኣብ ጀርመን ከም ኣስተርጎምቲ ስደተኛታት ዝሰርሑ ዘለዉ ኤርትራውያን ተሓባበርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ጀርመን ናይ ዑቕባ ሕቶ ዘቕርቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስክርነቶም ኣዘንቢዖም የስተርጉሙሎም፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክሓብኡዎ የጕባዕብዑሎም ከምዘለዉ ዶቸ ቬለ፣ ንግዱሳት ኤርትራውያን ብምጥቃስ ኣብ ዜናዊ ጸብጻቡ ሓቢሩ። ብሰንኪ እዚ

READ MORE

ዓንደብርሃን  ወልደ ገርግሽ - ሕጂ ኸ ናበይ? ናይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ፕረሲደንት ነበር ዓንደ ርሃን ወልደ ገርግሽ ፡ ኣብዚ መድረኽ እዚ፡ ንስርዓት ኢሳያስ ብምቅዋም ፡ ፕረሲደንት ኢሳያስ ካብ ስልጣን ተወጊዱ ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሓዊ መንግስቲ ንክትከል ከምዝቃለስ ፡ ዘስምዖ  ዘሎ መደረታትን ሰሚናራትን ፡ ዘሓጉስ እዩ ፡፡ ሕጂ ውን

READ MORE