Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ፡ 95 ሬሳ ብማዕበል ተገፊዑ ከም እተረኽበ ማሕበርነታዊ ዓለም (world socialist website) ዝተባህለ ማዕከን ዜና ንማሕበር ግብረ ሰናይ ቀያሕ ወርሒ ብምጥቃስ  ገሊጹ፡፡ ኣፈኛ’ቲ ማሕበር መሓመድ ኣል መስራቲ፡ 85 ሬሳ ኣብ ገምገም ትሪፖሊ፡ 10 ድማ ኣብ’ታ ስደተኛታት ዝዋፈሩላ  ሳባርታ

READ MORE

ካብ ትማሊ ሰንበት ኣትሒዙ፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ፣ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዝዳወብ መጻብቦ ባብ ኤል መንደብ ኣከባቢ፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ መንግስቲ የመንን ተቓወምቲ ሕቱን ብርቱዕ ኵናት ይካየድ ከምዘሎ ኣሾሸይትድ ፕረስ፣ ንጸጥታዊ ምንጭታት የመን ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቶም ምስ መንግስቲ ይኹን ተቓወምቲ ጸግዒ ካብ ምውሳድ ተቖጢቦም

READ MORE

ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣብ መበል 70 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኤርትራ ንከባብን ዓለምን ሓደገኛ ከምዝኾነት ገሊጹ፡፡ ንሱ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝጋባእ ዘሎ ዋዕላ ኣብ ዘቕረቦ ጥርዓን፡ ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ 2008 ሰሜናዊ ግዝኣት ሃገሩ ድሕሪ ምውራሮም ነቲ ውጥረት ንምእላይ ብተደጋጋሚ ጥርዓን ከምዘቕረበ

READ MORE

ሎሚ 3 ጥቅምቲ 2015 መበል 2ይ ዓመት ናይቲ፡ ብ 3 ጥቅምቲ 2013 ዓመተም ምህረት፡ 368 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ብጅምላ ዝሃለቑሉ ትራጀዲ እዩ። ካብቲ ሓደጋ `ቲ ዝደሓነ፡ ዓሚ ከምዚ እዋን፡ ንዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱዛ ኣመልኪቱ  ‘ድሕነት ዘይትቕበለሉ ህሞት’ ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ዓይኒ

READ MORE

ቆልዓ ከለኹ ከይዓበኹ ጌና ከየስተማቐርኩ መቐረት ስድራና ኣቦይ ምስ ከደ ኣገልግሎት የዕብያትና ኣደይ ብኸርተት   ኣይተዓደልኩን… ከም ቆልዓ ክስሕቕ ክጻወት ክሸይጥ ስለጀመርኩ ማስቲካ ሓለዋት እንዳሓወስኩ ሽጋራ ምስ ሶፍት እንዳኣተኹ ፍቖዶ እንዳ ባራት   ሓደ እዋን ኤምፒ ሒዞምኒ እንዳቐጥቀጡ እንዳሰዓል ዳጎኑኒ ኣደይ ብኣይ ተሻቒላ ብዙሕ ለመነቶም ከዉጽኡኒ፡ እንዳነብዐት ዝርንዛሕ   ንሶም ግን ኣይደንገጹን ወድኺ እንተደሊኺ ኢሎማ ገንዘብ ክፈልሉ በለቶም ካበይ 10 ሽሕ ከምጽኣሉ ኣቡኡ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ነፍስ ወከፍ ቤት ማእሰርቲ እናኸደ ልጓም ጠበንጃ ስሒቡ ሰባት ክቀትል፡ ብሰንሰለት ክሞቁሕ፡ ብዘይፍርዲ ክኣስር ካብ ስራሕ ከባርር፡ ከደስክል፡ ብዱላን ሓጺንን ክቅጥቅጥ ዓቅሚ የብሉን እምበር ኩሉ ባዕሉ ክፍጽሞ ፍስሃ ምወረሶ። ኤርትራዊ ክሳቀ፡ ክስደድ፡ ክመውት፡ ክበታተንን ክጠምን መምርሒታት ምውጻእን ትእዛዛት ምሃብን ግን መዓልታዊ

READ MORE

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ምዕራብ እታ ሃገር ኣብ እትርከብ ከተማ መተማ 200 ነጋዶ ሰብ ከምዝኣሰረ ጋዜጠኛ ቢ.ቢ.ሲ ካብ’ቲ ቦታ ሓቢሩ፡፡ ንሱ ንኣመሓዳሪ እታ ምስ ሱዳን እትዳወብ ከተማ ብምጥቃስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ በታ ከተማ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ሱዳን ከምዝሰግሩ ገሊጹ፡፡ እቶም ስደተኛታት ኣብ ጉዕዞኦም ንሞትን መከራን

READ MORE

ሓደ ካብ ወደብ ካሌስ ናይ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግር ዝፈተነ 20 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ስደተኛ መንእሰይ ብናይ ጽዕነት ባቡር ተረጊጹ ከምዝሞተ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ንሱ ናብ ትማሊ 30 መስከረም ኣብ ዝወግሐ ለይቲ እዩ ብ ኣባላት ጸጥታ፣ ኣብ ካሌስ ኣብቲ ብChannel tunnel ዝፍለጥ መንገዲ ባቡር ሞይቱ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ሃገርና ከካይዶ ዝጸንሐ ኣባይቲ ህዝቢ ናይ ምፍራስ ተግባሩ ብምቕጻል ሎሚ ቕነ ኣብ ጎዳይፍን ሕምብርትን ዘካየዶ ወፈራ ዕንወት፣ መቐጸልታ ናይቲ ህዝባዊ ሓልዮት ዘይብሉ ኣዕናዊ ፖሊሲኡ ምዃኑ ነቲ ኩነታት ዘረጋገጹዎ ምንጭታት ሓቢሮም። ንሳቶም፣ “ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነዚ ናይ ዕንወት ተግባር ዝህቦ

READ MORE