Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ ምቕያር ናቕፋ ብዝብል ምኽንያት ገንዘብ ህዝቢ ዝገበተ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብዘይካ ‘ቲ ብሓላፍ ዘላፍ ኣብ ገለ ከባቢታት ዝዘርግሖ 10 ሽሕ፣ ንተጠቃሚ መተካእታ ሓድሽ ናቕፋ ብዘይምሃቡ ህዝቢ መነባብሮ መሪሩዎ ሸገርገር ኢሉ ኣብ ቅልውላው ከምዝርከብ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ዓማጺ ስርዓት ሓደ ሚልዮን ይኹን ብዓል 20

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝተዘርግሐ ንዓመጽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን እቲ ስርዓት ዘቃልዕ ጸብጻብን ገና ዝቕጽል ዘሎ መርመራን ንምቍንጻብን ንምቅዋምን ብፍላይ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝጀመሮ ፌርማታት ናይ ምእካብ ጎስጓስ፣ ኣብ እስራኤል ‘ውን ይቕጽሎ

READ MORE

28/12/2015 ምስጋና! ኩሉኩም ሰብ ሕልና ዘምሴኹም ምሳና ልግሲ ዘወፌኹም ንማሕበረተሰብና ብስም መላእ ማሕበር ይብጻሕኩም ምስጋና። ልግሲ ዝኣመሎም ሓሊዮት መበቆሎም ዘለዎም ዝነግፉ ንድሕነት ማሕበሮም ሞራል ዘሐድሱ ልቢ ዘረስረሱ ዝያዳ’ቲ ዝሃብኩም ይሃብኩም እግዚሀር ለጊሱ፡ ሳላ ንጹህ የእዳው ንጹህ ልቢ ለጋስ በዓልሕልና ኩልጊዜ ወሃቢ ሳላ መንፍዓትኩም ሳላ ሓላል ተበግሶ በቂዕና ማሕበርና ናብ ንቡር ክንመልሶ፡ ኣቱም ዝሃብኩም ኣምላኽ ዝያዳ ይሃብኩም ኣቱም ዘይለገስኩም ኣምላኽ

READ MORE

ኣምባሳደር ሄርማን ኮሀን, “The Red Sea is Slipping into Total Arab Control” ብዝብል ኣርእስቲ ንህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ንዝምድናን ምትእስሳርን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ካብ ብዙሓት ኤርትራውያን ናይ ደገፍ፡ ተቃውሞን ሻቅሎትን ግብረ መልሲ ቀሪቡ። ኣምባሳደር ሄርማን ስለምንታይ ኣብዚ

READ MORE

ብ 24 ነሓሰ 2015፣ እቶም ISIS ተባሂሎም ዝፍለጡ ጥሩፋት እስላማውያን፣ “ሃይማኖትና ኣይንቕይርን” ኢሎም ንዘቕበጹዎም 39 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ ብኻራሩ ከምዝተሓርዱዎም፣ ሓደ ኣብ መወዳእታ ደቒቕ ጠለቦም ብምቕባሉ ካብ ሞት ዝደሓነ፣ 20 ሜትሮ ርሒቑ ነቲ ኩሉ ግፍዒ ብዓይኑ ዝረኣየ ትሕቲ ዕድመ ናይ ዓይኒ ምስክር

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ንቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ካብ ዘእትዋ ንደሓር፥ ኣብታ ቤተ ክርስትያን ሰላም ክርከብ ኣይተኻእለን። ብፍላይ ንፓትርያርክ ተዋህዶ ቅዱስ ኣንቶንዮስ ብሓይሊ ካብ ስልጣኖም ኣልዩ፥ ናተይ ኣገልጋሊ እዮም ዝበሎም ኣባ ድዮስቆሮስ ካብ ዝሸይም ንደሓር፥ እታ ቤተ ክርስትያንን ህዝባን ኣብ ክልተ እዩ ተመቒሉ፥ እቲ

READ MORE