Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ምልኪ ብእግሩ ደው ኣይብልን`ዩ ክበሃል እንኮሎ`ኮ እግሪ የብሉን ማለት ኣይኮነን፤ እኳ`ደኣ ዝደልደለ፤ ረጊጽካ ረጋጊጽካ ንድልየታትካ ንምፍጻም ዘገልግል  እግሪ እንተሎ እግሪ ምልኪ`ዩ ! ግና ብመጠን`ቲ ክምንዘዖ ዝደሊ ዘይተኣደነ ሓለፋ  ክረኤ እንኮሎ ነዚ ገዚፍ ገበን  ኣብራኹ ንበይነን ክጾሮኦ ስለ ዘይክእላ ደገፍ ናይ ህዝቢ የድልዮ። እወ! ዓንዲ

READ MORE

ስውርቲ ሰልፊ ገበነኛ ዲያ?     04.02.16፡ ብዘይጥርጥር ገበነኛ! ዋላ ምሒር ድኽነት ፖለቲካ ወይ ስስዐ ነብሲ ይሃልወና ነዚ ህግደፍ ከም ድርዒ፡ ሰልፉ ድማ ከም ርቂ ገይሩ ህዝብናን ሃገርናን ዘጽንት ዘሎ ገበነኛ ስርዓት ከመይ ከደናግረና? መቸም ኢሳይያስ ሰውራና ከዕኑ ብንጉስ ሃይለስላሰ ተላኢኹ ምግ ዳሉ ዝቐተሮ ኣኽባር’ዩ። ንሶም ኣመሪካ ነቲ

READ MORE

5 ጳጳሳት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ደሃይ ካብ ዘጥፍኡ ድሮ ገለ ሰሙናት ሓሊፉ ኣሎ:: ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝኾነ ንግደት ይኹን መንፈሳዊ በዓላት ከይሳተፉ ካብ መንፈሳዊ ኣገልግሎቶም ብምኽልካል ብጽኑዕ ሓለዋ ይከታተሎም ኣሎ:: ንሳቶም (1) ኣቡን ቀርሎስ ጳጳስ ዞባ ደቡብ ዓዲ ቀይሕ፥ (2) ኣቡን ሰላማ ጳጳስ ዞባ ደቡብ -

READ MORE

  እቲ ቁርዲድ ህዝቢ ኤርትራ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሩራዊ ኢዮበልዩ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዓቢ ፈንጠዝያን ዳንኬራን ንምጽንባል፡ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ይሸባሸብ ኣሎ። ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ጽምብል መዓልቲ ናጽነቱ ብድምቀት ከኽብሮ ይግብኦን ዓስቢ ክቡር መስዋእቱን’ዩ። ብፍላይ እቲ መዘና ኣልቦ መስዋትን ድኻምን ዝኸፈለሉ ሰማእታቱ ዘዕርፉሉ

READ MORE

ኣብ ለንደን ዝርከቡ፡ ደለይቲ ፍትሒ፡ ልኡኻት ምልካዊ ህግደፍ ብስም ህዝባዊ መኸተ ንዘዳለዉዎ ኣኼባ ብምቅዋምን፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ህዝቢ ኤርትራ ንምቅላሕን ትማሊ 31 ጥሪ ኣብ  ለንደን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ናይ ተቓወሞ ሰልፊ ካብ ካልኦት ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት `ውን ተጸንቢሮም ነይሮም። ናብቲ ብህግደፍ ዝተወደበ

READ MORE

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ትማሊ 31 ጥሪ ንኣቦወንበር ተቓዋሚ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ ካብ ካርቱም፡ ከምኡ `ውን ኣብ ጊርባ ንዝነበር ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላ ሓምዳይ ካብ ከሰላ ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ሓደ ካብ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ዝኾነ ተጋድሎ ሓርነት ፡

READ MORE