Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መረተይ! ተቐበሊ ምሕጽንታይ ምዓልታዊ ብጠላማት ይቕዘፉ ስለ ዘለዉ ደቀይ ስምዕዮ ኣውያተይ! ስለዚ እስከ ንገሪኒ መረተይ! ተሓተቲ ዶ ክብላ ንማሕጸነይ ንከብደይ’ዶ ከላግበላ ጭንቀይ! ‘ከብዲ ኣደ ጉራምራ’ ክደግም ምስላ ወለደይ ተሓትት ዶ ክብሎ ንብዓል ቤተይ ኣብ እርጋኑ ተዓጠቕ ዝተባህለ ከማይ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዝቕመጥ ክሳብ ዝርከብ ከኣላይ ኣይትጋደፍኒ መረተይ! ከይጸንት ህዝበይ ብ ‘ንሕና ንሱ!’ ዝተጠመቑ ጸላእተይ ከይምሓው ሱረይ ኣጽኒዕኪ ሓዝለይ ኢዶምን

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፥ ሎሚ ረቡዕ 6 ሚያዝያ 2016 ሓሙሽተ ሽሕ ዝግመት ኣባይቲ ኣብከባቢ ኣስመራ ኣፍሪሱ። እቲ ዝፈረሰ ኣባይቲ ኣብ ከባቢ ጎዳይፍ፥ ሰምበልን ቀሓውታን ይርከብ። ካብዞም ኣባይቶም ዝፈረሶም ሰባት ዝበዝሑ ተጋደልትን ዋርሳይይከኣሎን ክኾኑ ከለዉ፥ ወርሓዊ ደሞዞም ትሑት ስለዝኾነ ገዛ ንኽካረዩ ዓቕሚ ኮነትሕዝቶ የብሎምን። ስለዝኾነ ድማ ስድራቤቶምን ደቆምን ናብ

READ MORE

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ኣስመራ ንዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ቅትለት ብትሪ ይኹንን። እዚ ፍጻመ እዚ መቐጸልታ ተግባራት ናይቲ ንኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት መወዳድርቲ ብዘይርከቦ ግፍዕን ጭቆናንን ረሚስዋ ዘሎ ኣረሜናዊ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ

READ MORE

በቲ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብ 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ዘካየዶ ናይ ተመልከተለይ ግፍዓዊ ርሸና ሓንቲ ጋል ኣንስተይቲ እትርከቦም ብድምር 6 ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝተተቐዝፉ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። እተን ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ድሕሪ ዝተኻየደሎም ታዕሊም 4200 ተዓለምቲ ጽዒነን ብኣስመራ ናብ ዓሰብ ዝሓልፋ ዝነበራ 18

READ MORE

ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኣብ ልዕሊ 'ቶም ናብ ዓሰብ ገጾም ዝጋዓዙ ዝነበሩ ተዓለምቲ መንእሰያት ቶኽሲ ከፊቱ ምዉታትን ቁሱላትን ምስገበሮም ህዝቢ ኣስመራ ተቖጢዑ ነቶም ግዳያት ብምድጋፍ ምስቶም ሰራዊትን ተዓለምትን ተሓዋዊሱ ተቓውሞኡ ክገለጽን ከዕገርግርን ስለዘምሰየ፡  ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሓይልታት ጸጥታን ሰራዊትን

READ MORE

ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተገፊፎም ብወገን ምዕራብ ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት ትማሊ 3 መጋቢት ብሓያለ መካይን ተጻዒኖም ብኣስመራ ናብ ዓሰብ ክሓልፉ ከለዉ መልእኽቲ ካብ ስድራና ክንቅበል ኢሎም ናብ ሓለውቶም ዘቕረቡዎ ሕቶ ስለዘይተመለሰሎም ካብ መካይን ክዘሉ ምስ ጀመሩ ብዝተኸፍተ ቶኽሲ ብውሑዱ 4 መንእሰያት ከምዝተቐዝፉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እተን

READ MORE