Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣቤት! ንጠፍእ ኣለና ብዕሹራት ብሰብ-መሰል ኣራዊት ኣብ ጎዳጉዲ ከይተሰምዐ ኣውያት ብደም ጀጋኑ ጨቅያ መሬት ብፍላይ ካብታ 18 መስከረም ዕለት ንህዝቦም ሓበን ዝኾኑ ጀጋኑ ዝበልዐት እናገደደ ዝመጸ ጥልመት ቅትለት ተስፋ ህዝቢ ዘጸልመተት   ጉድ’ዩ ተረኺቡ ዘሎ ዘይ-ኢትነገር!* (ክንገር ዘይከኣል) ንዝረኣዩ ዘጸልል ንዝሰምዑ ዘባህርር ኣብዛ ደቅናን ደቂ ደቂ ደቅናን ከፊልና ዘምጻእናያ ሃገር!   በላዕ ጥዑም ፈዳይ ሕሱም ወሊዳ  ሃገር ክንዲ

READ MORE

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ ((EFND)  ከምኡ ‘ውን ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS) ዝብሃሉ ኣብ ሕቧ መግስታት ኣመሪካ ዝመደበሮም  ክልተ ሲቪካውያን ማሕበራት ከም ሓደ ሲቪክዊ ማሕበር ኮይኖም ክሰርሑ ድሕሪ ዝበጽሑዎ ውሳኔ ከምዝሰመሩ ብ 15 መስከረም ኣብ ዝዘርግሑዎ ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጾም። እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ እቲ ኣውንታዊ እዋናዊ ውሳኔ፣

READ MORE

ERITREANS FOR FACILITATING NATIONAL DIALOGUE (EFND) & ERITREN GLOBAL SOLIDARITY (EGS) WILL MERGE INTO ONE CIVIC ORGANIZATION After extensive conversation the two civic organizations have agreed to merge. This positive and timely decision was made after a thoughtful consideration and dialogue on the advantages of consolidating the

READ MORE

  ዎሎዶ ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ (هللا رحمه(፡ ብስም “ማህደረ ትምህርቲ ሑመድ ነበራይ (HNS)” ዝፍለጥ፡ ኣብ ናይ አካደሚካዊ ትምህርቲ ጽብላለን: መሪሕነታዊ ዓቕሚ ምዕባለን ዘተኮረ ማህደረ ትምህርቲ (Scholarship) ሰሪቶም ከምዘለዉ ክሕብሩ ይፈትዉ። እዚ ማህደረ ትምህርቲ: ዓመታዊ US $10,000 ምጽዋት (ሰደቃ)፡ ንዝኽሪ ኣቦናን ኣቦሃጎናን ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ ከወፊ

READ MORE

ፍረወይኒ፡ ድሕሪ 20 ዓመታት ናብራ ስደት፡ ዓሚ ከምዚ ሎሚ ስድራቤታ ክትበጽሕ ኣብ ቅነ ሃንሰ መስቀሉ ናብ ኤርትራ ከይዳ። ካብ ስድራቤትን ትውልዲ ዓዲን 20 ዓመታት ምፍላይ ነዊሕ’ኳ እንተኾነ ንፍረወይኒ ግን ዓዲ ምስ ኣተወት 40 ዓመታት ከምዝተፈልየት ኮይኑ’ዩ ተሰሚዕዋ። ብዙሕ ነገራት ተለውዊጡ ስለዝጸንሓ ድማ፡ “ዓድና ድዩ ገግዩኒ

READ MORE

ኣብ ሊብያ ምዓልታ ከይኣኸለ ዕሸል ዝተገላገለት ብዓልቲ ቤቱ ኣብ ቤትማእሰርቲ ብደም ዋሕዲ ድሕሪ ምዕራፋ ጓል ሸውዓተ ወርሒ  ሒዙ በቲ ጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማዕከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝሰገረ ሓይልኣብ ዝተባህለ ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ፣ ዘኽቲማ ዘላ ውላዱ ናይ ምእላይ ጸገሙ ሕማም ተደሪቡዎም ኣብ ከተማ

READ MORE

  መምህር ኢምባሳዶር ሙሓመድ ኑር ኣሕመድ ኣብ መዳ ሃገረ ኤርትራ ፣ ነቲ ርብዒ ክፍሊ ዘመን ዝወሰደ ፣ ገታኢ ዕንቅፋታት መዋጽኦ ንምርካብ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጽዑቅ ምምይያጥ ይካየድ ኣሎ ። ነቲ ኣብዚ እዋን ተረኺቡ ዘሎ መራኸቢ ሕብረተሰብኣዊ መስኖታት ድማ፣ ኤርትራዊያን ኣብ ገደብ ኣልቦ ፖለቲካዊ መስኖታት ቀይሮም ፣ ህዝቢ

READ MORE

ጀርመን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝርከቦም ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ጅርመን በጺሖም ምስ ሰበ ስልጣን ‘ታ ሃገር ድሕሪ ምዝርራቦም፣ ‘ምክልኻል ሰኣዊ ምሰልት ዶ ምሕጋት ዋሕዚ ስደተኛታት ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዘርግሐ ዓንቀስ ድምጺ ጀርመን፣ ዶቸ ቬለ፣ ጀርመን ንቅሉዕ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዋጋ ምዕጋት ዋሕዚ ስደተኛታት ሸለል

READ MORE

ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና፡ ህዝብን ሰውራን ከም ማይን ጸባን ኮይኑ ብሓባር ከምዝተጋደለን ንመግዛእቲ ኢትዮጵያን ደገፍቶምን ስዒሩ ዓወቱ ከምዝጨበጠን ኩሉ ዜጋ ዝሰማምዓሉ’ዩ። ድሕሪ ናጽነትና ግን፡ እቲ ብዓውታን ብኽቱር ታሕጓስን ኣብ መላእ ኤርትራን ዓለምን ስምዒታትና ዘንጸባረቅናሉ ናጽነት፡ ብሰንኪ ህግደፍ ኩሉ ኣንጻር ድሌታትናን መንነትናን ተቀይሩ። ካብ ጽባሕ ናጽነት

READ MORE

ብምኽንያት 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ኹሉ፣ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፣ መበል 55 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ክንዛተ ብዝገበርኩምለይ ዕድመ ንመንእሰያት ኮቨንትሪ ኣዝየ አመስግነኩም። 55 ዓመት መቸም ዳርጋ ካብ ኩላትና እዞም ኣብዚ ተረኺብና ዘለና ኣሕዋት ይዓቢ ይኸውን። ምስኡ ካብ ሃገርና

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብምኽንያት መበል 55 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ትማሊ ቀዳም 3 መስከረም ምስ መንእሰያት ኮቨንትሪ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፣ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ንኹልና ኤርትራውያን ብቕሉዕ ዝረኣየና እዋናዊ ፖለቲካዊ ቅልውላው፣ ውልቀመላኽነትን ሕጊ-ኣልቦነትን ‘ኳ እንተኾነ፣ ነዚ ኩነታት’ዚ ንምቕያር ዘሎ ሓፈሻዊ ድሌት ግብራዊ

READ MORE

ብዛዕባ ንቤተክርስትያን ተዋህዶ ገጢምዋ ዘሎ ፈታኒ እዋን ናብ ህዝብና ተብጽሕዎ ዘሎኹም መልእክቲ ምስጋናና ወሰን የብሉን። ግን ብኣካል ኣብ ኤርትራ ስለ ዘየለኹም ገለ ሓበሬታታት ውልቀ ሰባት ዝህብዎ ጌጋ ሓበሬታ ከይከውን ንምእራም እየ እዚ ዝሰደልኩም ዘሎኹ። እዚ ቃል እዚ ኣብቲ ዕርቂ ካብ ዝተሳተፉ ሰለ ዝኾነ ከም ዘለዎ ቃል ብቓሉ

READ MORE

  ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም-ዝበሃል፥ እዚ ሕጂ ዘሎናዮ ግዜ’ውን፥ ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ተደጋጊሙ ዝዝረብሉ እዋን ኮይኑ እንተ-ተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን። ከመይሲ ብዛዕባ’ዛ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያን እዚኣ፥ ብዙሕ ይበሃልን ብዙሕ ይግበርን ስለዘሎ’ዩ። እቲ ጉዳይ ንዕዓ ዝምልከት ከም-ምዃኑ መጠን፥ እቲ ጸገማ ባዕላ ክትብሎ ዝግብኣ’ኳ እንተነበረ፥ ዝኾነ ክትብል ግን መሰል ዘለዋ

READ MORE

(English version at the bottom) ከም ዝፍለጥ ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ብስም ምቅያር ባጤራ፡ ኩሉ ኣብ ኢድ ህዝቢ ዝነበረ ገንዘብ ናብ ባንክታት መንግስቲ ከም ዝኣቱ ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ ገንዘብ ህዝቢ ርኡይ ዝምታ ተኻይዱ ዩ ። ባንክ ኤርትራ ኣብ እዋኑ ከም ዝሓበሮ 40 ሚኢታዊት ካብቲ

READ MORE

መግለጺ ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ባሕረኛታት ኤርትራ ዝቆመ ኮይኑ ኣውራ ድማ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንዝርከቡ ዝሓቆፈ እዩ። እዚ ማሕበር'ዚ ሓድሓድ ተመኩሮን ፍልጠትን ዝልዋወጥ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ስብ ዝነጥፍ ነጻ ማሕበር እዩ። ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ራእዩ ዘለዎ ኣብ ምፍራይ ብቁዓት ባሕረኛታት ዝቃሳእ፡ ኣብ ዓለም

READ MORE

ምብህራር ጥራይ ድዩኸ! እንታይ ዶ ተሪፉዋ’ዩ እዛ ሃገር! ናብ ዓባይ ቤት ማሕቡስ እንዲያ ተቐይራ ዘላ! ኣብ ዝሓለፍካዮ እንዳ ግፍዒ እንድዩ ዝጸንሓካ! ኣብ ወጻኢ ዘሎስ ኢሳያስ ናብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ግፍዒ ሰሚዑ’ዩ ዝብህርር ዘሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዉ ግን ሃብቲ ሃገር ክዝመት ስለ ዝርኢ ዝገብሮ

READ MORE

ዛዕባ  ሰሚናር፡ ሓባራዊ ዕላማታትና ንምዕዋት ጻዕርታትና ነወሃሃድ  ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሓበሬታ- ኣብዚ ሰሚናር ኩሎም ወከልቲ ፖሊቲካዊ ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራትን፡ ናይ መራኸቢ ብዙሃን ትካላትን ሰሜን ኣመሪካ ክርከቡልና ተዓዲሞም ኣሎዉ፡፡ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ- EUDC) õሕማምና ቀሊዕና ፈውሲ ነናዲ፣ ብሓድሽ ናይ ቃልሲ ወኒ ህግደፍ ነንዲ! " ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ሰነድ ምስክር ሞት፡ Death certificate.           01.09.16 “ካብ ፈተውተይ ድኣ ሓልወኒ’ምበር . . . . ወርሒ መስከረም ክትዝከር በቲ ሓደ ኣብ ቃልሲ ንዘበርከተቶ ኣስተዋጽኦ ንዝምልከት፡ በቲ ካልእ ኣባ ብርሃን፡ ብብርሃን ሽግ ደሚቑ ብዓጓን ብጠጎጓን፣ ብጢጡን ጥራጡን እናተማዘወ ቁራዕ ሓምሊ ወጺኡ ጋዓት ጠስሚ ከምዝቐረብ ዘበስር ዜና ተስፋን ዜማን ይቃላሕ።

READ MORE

  ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት - 11/09/2016 ዝካየደሉ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላልዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ክገዝእዎ’ኻ እንተጸንሑ ንመግዛእቶም ኣሜን ኡሉ ተቀቢሉዎ ኣይፈልጥ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሕንብርቶም ኾይኑ ዝተፈላለየ ናይ ተቃውሞ ቃልሲ ከካ ካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ድማ ምረት መግዛእቶም እናከፈኤ ምስ መጸ ብዝርዳኦም ቃንቃ ቃልሲ እንቢታኡ ንምግላጽን ተቃሊሱ መሰሉ ንምርግጋጽን መስከረም ሓደ 1961 ዕጥቃዊ ቃልሱ ብጅግና እድሪስ ሐምድ ዓ ዋተ

READ MORE