Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ከምቶም ሰብ ሕድሪ መብጽዓና ነኽብሮ ‘ሞ፣ ንሰብን እንዝግን ክጥዕሞ! ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሎሚ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2017፣ ኣብ መሰጋገሪ ክልተ ኣገደስቲ ዓመታት፣ መዛዘምን መጀመርያን ቃል ከስምዕ፣ እዝንኻ ክተለቅሓኒ ብትሕትና እሓተካ። 2016 መዛዘሚት ርብዒ ዘበን፣ 2017 ድማ ፈላሚት ካልእ ርብዒ ዘበን ከም ምዃነን መጠን፣ ብቕድሚ ዓይነይ ከም ሓዊ ለይቶ ውልዕ ጥፍእ፣ ብጎኒ እዝነይ ከም ጽንጽያ ዚዝ ዝብሉ ዘለዉ ግንታት ንገሊኦም ኡፍ ንገሊኦም ኡሽ እናበልኩ ይዛረብ ስለዘለኹ፣ “እንተ ዘረባ ‘ሞ ዝገደፍኩም የብልኩምን እተን ኣሓ ‘ሞ ተዘሚተን ‘የን’ ከይበልካ፣ ጽምም ኢልካ ግዜ ክትህበኒ ፍቓደኛ ክትከውን እትስፎ። ከም ኣካል ናይዚ ወለዶ’ዚ፣ ነቲ ልውህትካን የዋህነትካን ሓዋዊሱ ዝበደለካ ረዚን እዋን ክዕዘብ ዕድል ስለዝረኸብኩ፣ ዝሓሸ መጻኢ ክገጥመካ፣ ህውከትን ዓመጽን ኣብቂዑ ብሰላምን ፍትሕን ክትብረ ባህገይ ክገልጽ፣ ሰናይ ክምነየልካ እዩ ድሌተይ። ኣብዚ ዝሓለፈ ዘበን፣ እቲ ሕድሪ ዝተቐበለ መብጽዕኡ እንተዝገበር ዕላል ባህግና ካልእ ምኾነ ነይሩ። እንታይ ‘ሞ ዕድልና እንዶ ተሰይሩ! ሕጂ ‘ውን፣ ብዛዕባ ፍኒስትራን

READ MORE

ኣረጊት ክወጽእ - ሓዲሽ እንክኣቱ ገለ ኣብ ስደት - ገለ ኣብ ምድሪቤቱ ገምጋም ክገብር -  ኣብ ሕሉፍ ሕይወቱ ህሉው እንታይ ይብል - ንድሕሪት ጠሚቱ?   በረካዶ ኔሩ - በዱ ዝሓለፈ? ወይስ ለምለም - ሳዕሪ እተነጸፈ? ዕንባባ ዶ ኔሩ - ንህቢ ዝሃረፈ? ወይስ ተዋጋኢ - እሾኽ ዝዓንደፈ?   ሃሩር ዶ ኔሩ - ቑሪ ዝቐዘፈ? ወይስ ህዱእ ንፋስ

READ MORE

ሓዲስ ዓመት 2017፡ ራኢ ፍትሒ ብግብሪ እነረጋግጸሉ ዓመት ይግበረልና!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ታሕሳስ 31፡ 2016 ********* መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮም ይመጹ ከም ዝበሃል፡ እነሆ ሎሚ ከም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ልዳት ሓዲስ ዓመት ንርከብ። ሓዲስ ዓመት ኩሉ ጊዜ መጻኢ ተስፋ ዝሓቘፈ ስለ ዝኾነ፡ ብትፍስህቲ ክትቅበሎ ግቡእን ባህሪያውን ኢዩ። ህይወት

READ MORE

  ኣቦ መንበር ኣሳናዳኢት ሽማግለ  ኤርትራዊ ሃገራዊ  ባይቶ ንደሞክራስያዊ  ለውጢ  ዶ/ር በሺር ኢስሓቕን ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ዶ/ር ዮሱፍ  ብርሃኑን እቲ ንነዊሕ  እዋን   ብተደጋጋሚ  ክናዋሕ  ዝጸንሐ  መስርሕ  ምስንዳእ 2ይ ጉባኤ ሃገራዊ  ባይቶ ኣበይ ኩነታት በጺሑሎ  ንክጁሎም  ንኣባላቱን  ደገፍቱን ኤ  ሃ ባ ንዲ  ለ ኣብ  ጀርመን   ንምሕባርን  ምብራህን 

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ ነዛ ሓጻር መልእኽቲ ብትዕግስቲ ክተንብቡዋ እምሕጸነኩም። ብቀዳምነት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክኾነልኩም እምነ። ብምቕጻል፡ ኣብዚ ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ኣዝዩ ተኣፋፊ ኵነታት ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ኣብ ወጻኢ እንነብር ኤርትራውያን፡ ነፍስወከፍና ክንገብሮ ዝግብኣና ንገብርዶ ኣለና ኣይንገብርን ኢልና ንነፍስና ክንሓትት ይግብኣና። ናይዚ መልሲ ንምርካብ ድማ ብዙሕ ኰለል ዘድሊ

READ MORE

------------------------------------------------------------------------------------------------------ 2016 ወዲእና ሓዲሽ ዓመተ 2017 ኣብ እንቕበለሉ እዋን ብዘይካቲ ልሙድ ምንዮት ናይ ወዲ ሰብ፡ ጥዕና፡ ቅሳነት፡ ብልጽግና ወዘተ፡ ኣብ  ኣእሙሮ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ብጸሎት ይኹን ብሓሳብ ዝወርድን ዝድይብን ነገር ኣሎ። 2017 ስደትና የብቅዕዶ ይኸውን? ዝወለድናዮም ደቅና ሓቚፍናዶ ንነብር ንኸውን? ዝቓደረ ግራውትና ንዘርእዶ ንኸውን? ጠዋሪ ዝሰኣኑ

READ MORE

ናብ ቻንስሎር ፈደራል ረፑብሊክ ሃገረ-ጀርመን ክብርቲ ኣንገላ መርከል፡ Angela Merkel; Bundeskanzlerin der Bundesrepublik Deutschland.                                             2ይ ክፋል፡  30.12.2016፡ ክብርቲ ቻንስሎር! ኣብ ዝሓለፈት ሰሙን ብምኽንያት በዓል ልደተ-ክርስቶስ ብኣፍ’ቶም ብሂወቶም ኣብ ቤተ-ማሕቡሳት ተሓይሮም ካብ ም ዉታት ንላዕሊ ካብ ህሉዋት ንታ ሕቲ ኮይኖም ድምጾም ከስምዑ ዘ ይኽእሉ ዜጋታተይ ናይ እንኳዕ ኣ ብጻሓኪ

READ MORE

ኤርትራ እትርከበን 48 ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ምዕባለ ዝርከባ ሃገራት ዓለም ካብ ቀጽሪ ድሕረትን ድኽነትን ክወጻ ሓያል ጻዕሪ ከምዘድልየን ዋዕላ ንግድን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNCTAD) ኣተሓሳሲቡ። እቲ ትካል ብዛዕባ እተን ኣብ ዝኸፍአ ድኽነት ዘለዋ LDC ተባሂለን ዝፍለጣ ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2016 ጸብጻብ ዓልማዊ ድኽነት ኣብዘን

READ MORE

ሓደ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓትት ዝነበረ ሙኒር ሓሰን መሓመድ ዝተባህለ ወዲ 35 ዓመት ኤርትራዊ፣ ምስ ሓንቲ ጓል 35 ዓመት ጓል ኣንስተይቲ ብግብረሽበራዊ ውዲት ተኸሲሶም ኣብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተታሒዞም ዘለዉ ጥርጡራት ነቶግቲ ንምጽዋድ ዘገልግል ስነቀመማዊ ጥረነገራት ሒዞም

READ MORE

ኣብ ሙሉእ ዓለም ንነብር ልዕሊ ክልተ ሲሶ ንኸውን ናይ ዓለምና ክርስትያናት፡ መዓልቲ ልደተ የሱስ ክርስቶስ ኣኽቢርና ኣሎና። እዚ በዓል ሰባት ምስ ናይ ቀረባን ርሑቕን ቤተሰብን፡ መሓዙትን ተኣኪብና ዝተፈላለየ መግቢ፡ መስተን፡ “ሳዕስዒትን” ከምኡውን ህያባትን ዝተለዋወጥናሉ ኩነት እዩ። እቲ ናይ’ዚ በዓል ዝዓበየን ዝበለጸን ህያብ ግና፡ እቲ እግዝኣብሄር፡

READ MORE

  ካብ ምህናጽ ሃገር ናብ ፖሊቲካዊ ሃደና፡ ፖለቲከ-ቑጠባዊ ሰረት ዘይምዕብልና፣ ድኽነትን ንቡር-ኣልቦነትን ኣብ ድሕረ-ናጽናት ኤርትራ ሳልሳይ ክፋል ደራሲ፡ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፡ ኣቶ ሃብቶም ተኽለ   እቲ ኣማራጺ መንገዲ፡ ምስባር "ሰንካም ዓንኬል" ኣብ ኤርትራ ነዚ ሃዳናይ ኣካይዳ ናብ ግሉጽ፣ ኣሳታፍን ተሓታትን ፖለቲካውን ቁጠባውን ሲስተም ንምስግጋር፣ ኩሎም ኤርትራውያን

READ MORE

ኣብ ድሮ ናይ’ዚ ንኣትዎ ዘለና ሓድሽ ዓመት 2017፡ ሓደ ዝፈትዎን ዝኣምኖን ዓርከይ ጽቡቅ ብስራት ኣስሚዑኒ። ኣብ መብዛሕትኡ ከተማታትን ገጠራትን ኤርትራ ኣገልግሎት ተንቀሳቃሲ ናይ ኢድ ተለፎን(Mobile Phone) ስለዘየለ፡ ብዕድል ድሕሪ ብዙሕ ምድዋል ኣብ እንራኸበሉ፡ ይትረፍ ንስርዓት ህግደፍ ዝነቅፍ ክንዛራብ ዝውድስ ምዕላል’ውን ንጋዳ’ዩ። ንምንታይ’ሲ፡ መስመራት ተለፎን ሰለይቲ

READ MORE

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ን ምድንፋዕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ መልስታት ዓለምለኻዊ ተበግሶ ናይ ተደጋጊሞም ዝተሓተቱ ሕቶታት! ታሕሳስ 25, 2016 ክቡራት ነበብቲ፡- ካብቲ ኣብ ናይ ኤርትራ ድሮ መበል 25 ዝኽሪ ዓመት (23 ግንቦት፡ 2016) ``ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን`` ዘውጻእናሉ፡ ሓያለይ መተባብዒ መልስታት ረኺብና ኢና። ክሳብ ሕጂ ኣብ

READ MORE

ኣብዛ ናብ ምዝዛም ትቀርብ ዘላ ዓመተ 2016፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ተራእዩ ዘይፈልጥ ኣርባዕተ ዓበይቲ ጉዳያት ተኸሲቶም፡፡ እቶም ፍጻመታት ድማ፡ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ዝነብር ህዝብና ዘጋጥሞ ዘሎ ድኽነት፡ ሕሰም መነባብሮ፡ ሕጽረት ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ምርጋጽ ሰብኣዊ መሰላትን፡ ሞት፡ ስደትን ሓሳረ መከራን ኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ጽልኣትን

READ MORE

ሎስ ኣንጀለስ ታይምስ፣ ዓቕሊ ጽበታዊ ጉዕዞ ብዝብል ኣርእስቲ፣ ቅድሚ ትማሊ 22 ታሕሳስ ኣብ ዘእንገዶ ሰፊሕ ዓንቀጽ፣ በቲ ኣራዊትን ክብ ኣራዊት ዘይፍለዩ ሸፋቱን ነጋዶ ሓሽሽን ዝበዝሑዎ ብሓደገኛቱ ካብ ዓለም ኣስጋኢ ዝኾነ ጣሻታት ላቲን ኣመሪካ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካብ ዝኣትዉ ስደተኛታት ዓለም ኤርትራውያን ከምዝርከቡዎም ብኣብነት ብምጥቃስ

READ MORE

ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከባቢ ዓዲ ጥልያን ክልተ ጃላቡ ድሕሪ ምጥሓለን ሃለዋቶም ኣጥፊኦም ዘለዉ 100 ስደተኛታት ሞይቶም ከይኮኑ ከምዝፍራሕ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ዘ ጋርድያን ንኣፈኛ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ጠቒሱ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ካብ ሓንቲ ካብተን ዝተገልበጣ ጀላቡ ዝደሓኑ ስደተኛታት፣ ምስኣቶም ብዙሓት ኣዴታትን ቆልዑን ተሳፊሮም ከምዝነበሩ

READ MORE

እቲ ኣብ በርሊን፣ ናይ ጽዕነት መኪናት ተጠቒሙ ኣብ ዕዳጋ ልደት 12 ሰላማውያን ዘጥፍአ ቱኒዝያዊ  ኣሸባሪ ብፖሊስ ዓዲ ጥልያን ኣብ ከባቢ ሚላኖ ድሕሪ ምቕታሉ፣ ሓይልታት ጸጥታ ጀርመን ኣብቲ ውዲት ንዝተሓባበሩዎ ሰባት ንምርካብ ሃድን ይቕጽሉ ከምዘሉ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።   እቲ ኣሸባሪ ካብ ጀርመን ብፈረንሳ ኣቢሉ ዓዲ ጥልያን

READ MORE

ኣመሪካ ትማሊ ዓርቢ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተኻይደ ንጉዳ ሰፈራ እስራኤላውያን ዝምልከት ድምጺ፣ ናይ ቀውፊ ድምጻ ዓቂባ ሰፈራ እስራኤል ብባይቶ ጸጥታ ዝዅነነሉ ኩነታት ብምፍጣር፣ ባይቶ ጸጥታ ድሕሪ 36 ዓመት ንፈለማ እዋን ንእስራኤል ዝነቅፍ ውሳኔ ከሕልፍ ዕድል ከምዝሃበት ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንጀሚን

READ MORE

ዝሓለፈ ሰኑይ 19 ታሕሳስ ናይ ጽዕነት መኪና ጨውዩ ኣብ በርሊን ኣብ ዝርከብ ናይ ልደት ዕዳጋ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ብምፍጻም ህይወት 12 ሰላማውያን ዝለከመ፣ 49 ንጹሃት ዘቝሰለ ወዲ 24 ዓመት ቱኒዝያዊ ዜጋ ንምሓዝ ብደረጃ ኤውሮጳ ሃድን ይካየድ ከምዘሎ ቢቢሲ ሓቢሩ። ፖሊስ ጀርመን ‘ውን ሃለዋት ናይቲ ኣሸባሪ ብምሃብ

READ MORE

ሓደ ናይ ካፕቴን መዓርግ ዘለዎ ኡጋንዳዊ  ወተሃደር ዝርከቡዎም ሰለስተ ኡጋንዳውያን ፣ ንሓደ ዳኒኤል ወልዱ ዝተባህለ ኤርትራዊ ነጋዳይ ኣብ ካምፓላ ብምቕታል ኣብ ባንክ ዝነበረ 2 ሚልዮን ይሮ ንምዝማት ኣብ ዝተኻየደ ውዲት ብምስታፎም ኣብ ቀይዲ ከምዝወዓሉ allafrica.com ሓቢሩ። ኣፈኛ ፖሊስ ኡጋንዳ ከምዝሓበሮ፣ እቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝንቀሳቐስ ዝነበረ

READ MORE