Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናብ ዝሓለፈ ቀዳም 14 ጥሪ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 180 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ካብቲ ሓደጋ ድሒኖም ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኣብ ትራፓኒ ዝተባህለት ከተማ ሲሲልያ ተዓቝቦም ዝርከቡ ክልተ ኤትራውያንን ክልተ ኢትዮጵያውያንን ዜጋታት ከም ዝሓበሩ AFP ኣረጋጊጹ። እቶም ድሒኖም ዘለዉ ሓንቲ ጓል ኣንስተይትን 3 ደቂ ተባዕትዮን

READ MORE

ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ካብ ዋይት ሃውስ ቅድሚ ምስንባቱ ሎሚ 18 ጥሪ ኣብ ዝገበሮ ናይ መወዳእታ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ ስልጣን ንዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ምርካቡ ንግዚኡ ብሕትው ዝበለ እዋን ከሕልፍ ተስፍኡ ‘ኳ እንተገለጸ፣ ሕመረት ክብርታት ኣመሪካ ምስ ዝትንከፍ ግን ድምጺ ካብ ምስማዕ ከምዘይቍጠብ ኣሚቱ። ንሱ ኣብቲ ድሕሪ ፕረዚደንትነት

READ MORE

ክቡር እነፍቅሮ አቦና  ሻምበል ባሻ ገብረሚካኤል ኪዳነ ብዝሐደሮ ሕማም ምኽንያት አብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ሎሚ ዕለት  17 ጥሪ  2017 አብ ከተማ ሳንድየጎ ዓሪፉ። ዝርዝር ስነ ስርዓት ቀብሪ አስዒብና ክንሕብር ምዃንና እንዳገለጽና፣ ሐዘን ዝግበረሉ አድራሻ አብ  3104 Imperial Avenue, San Diego, CA 92102 ዝርከብ ናይ

READ MORE

ድሕሪ 25 ዓመት መሪሕነት ናይ'ቲ ከይተመረጸ ዝገዝእ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡  ኤርትራውያን ዜጋታት ገና ኣብ ትሕቲ ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለምና ጨቆንቲ ዝዀኑ መንግስታት ይግዛእ ኣሎ። ኣብ ግንቦት 2016፡ እቲ ብቤት ምኽሪ ሰብኣዊ  መሰላት ዝቖመ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮምሽን ኣብቲ ዘቕረቦ ናይ መጨረሽታ ጸብጻቡ፡ እቲ

READ MORE

ናይ ሓዘን መግለጺ ብመስዋእቲ ገዲም ተቓላሳይ ሓው ዶ/ር ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰማዓኒ ሓዘን ብስመይን ብስም ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን እገልጽ። ብጻይ ሃብተ፡ ንዓይ ብግዜ ብረታዊ ቃልሲ ይኹን ድሕሪ ናጽነት ናይ ቃልሲ ኣያይ ኢኻ ክብል ከለኹ ብሓበን እየ። ሃገርና ካብዚ ስርዓት ህግደፍ ንጥፍእታ ወሲንዎ ዘሎ መደብ ብውህድ ቃልሲ ምሳኻን ምስ

READ MORE

ኤርትራ፡ ድሕሪ 50 ዓመት ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣነን ከምዚ ናተይን ደረጃ ዕድመ ዘለኹምን፡ ድሕሪ 50 ዓመት ኣብ ገጽ መሬት የለናን፡ ሓመድ ኣዳም በሊዑና’ሎ። ዕድለኛታት እንተኾይናን ስደት እንተኣብቂዑን ድማ ናይ መወዳእታ ግብኣተ መሬትና፡ ኣብታ ወለድናን ኣባሓጎታትናን ዝተቀብሩላ ቦታ በብእምነትና፡ ስነ-ስርዓት ቀብርና ክፍጸመልና ንምነ። እዚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ

READ MORE

መልቀስ ወየ!!!!ወየ!!!ወየ!!!! ወየ!!! ኣነ!!!! ወየ!!!ኣነ!!! ወየ ኣነ!!!! እንታይ ሰማዕኩ ሎሚ ቕነ እንታይ ተረኽበ ሎሚ ቕነ ኣንታ ኣነስ ሓወይ እምበር!! ስኢነ!!!!   ዶክተር ሃብተ ወዲ ጎመራ ንመን ገድፍካሉም ወዮ! ኤርትራ ዝኹሉ ጽዒርካ፡ ዘይብሉ ሽጣራ ንባርነት ዝስይሙ፡ እናበሉ ሓራ ኣውሪስካዮምዶ! ንደቂ ኣስመራ ነዞም ጠላማት እንስሳ ብዘይጭራ ሃብተ ሓወይ ብዓል ድርብ ጭማራ ኣላኮ ሃገርና ኣይወጸትን ሓራ።   ተማሃራይ ሃብተ ክዝክሮ ባሪቖ ዝባርቕ ቅድሚ ምህሮ መጻሕፍቲ ኣብ

READ MORE

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI መግለጺ መሪር ሓዘን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ መሪሕነቱን መላእ ኣባላቱን ብመስዋእቲ ክቡር ሓርበኛ ተቃላሳይ ብጻይና ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ።   ሓርበኛ ብጻይና ክቡር ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ብንእስነቱ ጀሚሩ ንክብርን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰዒቡ ከኣ ነቲ ብምልካዊ ህግደፍ ሓርነቱ

READ MORE

ብስም ኣሰናዳኢት ሽማግሇ ኤሃባዯሇ፡ ምስጢራዊ ሓበሬታ ተባሂለ ኣብ ጀበርቲ ዶት ኮም ንዝወጸ ጸሇመ ብዝምሌከትን ምዕብሌናታቱን ቁ/2 030117(update) ዝኸበርኩም ተቓሇስትን ዯሇይቲ ፍትሕን ኤርትራውያን እዚ ኣቲናዮ ዘሇና ሓዲሽ ዓመተ 2017 ዯንበ ተቃውሞ ኤርትራ ካብ ሕድሕድ ምትህሌሊኽን ቁርቁስን ወጺኡ ኣብ ናይ ሓባር ጸሊኢ ዘተኮረ ቃሌሲ ከካይድ ዘሇና ድላትን

READ MORE

ኣብ ዓለም፡ ካብ ጽላት ቱሪዝም ደርማስ ምንጪ እቶት ዝሓፍሳን ስም ህዝበን ዘስምያን ሃገራት ብዙሓት’የን። ኣብ 2014፡ ትካል ቱሪዝም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ቻይና፡ ግብጺ፡ ደቡብ ኮርያ፡ ህንዲ፡ ሲንጋፖር፡ ኬንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኢጣልያን ባሕሬንን፡ ገለ ካብተን ኣማኢት ኣሽሓት በጻሕቲ ዘአንገዳን ካብ

READ MORE

INTERNATIONAL Football : RSF publishes “game sheets” for African football tournament As the African Cup of Nations football tournament (AFCON) is about to start,  Reporters Without Borders (RSF) publishes “game sheets” showing the level of freedom of information in the participating nations and highlighting the biggest fouls against

READ MORE

ፈላሚ ጸሊም ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ሸሞንተ ዓመታት ዘበነ ስልጣኑ ፈጺሙ ምስ ህዝቢ ኣመሪካ ብወግዒ ንምፍናው ትማሊ ምሸት 10 ጥሪ ኣብ ቺካጎ ኣብ ዘስምዖ መደረ፣ ህዝቢ ኣመሪካ ንዲሞክራስያዊ ስርዓቱ ክከላኸለሉ ጸዊዑ። ፕረዚደንት ኦባማ፣ ዘመዝገቦ ኣገደስቲ ዓወታት ብምዝርዛር፣ እታ ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት ክመርሓ መዝነት ዝሃበቶ

READ MORE

ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይዛ ሓዳስ ዓመት 2017 ክልተ ኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዑቕባ ከም ዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። እቲ ቀዳማይ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጅቡቲ፣ charge d'affairs ዝነበረ ኣቶ ዑመር ሰርማዕ ክኸውን ከሎ፣ ዝሓለፈ ሰሉስ እዩ ኣብ ኣመሪካ ዑቕባ ሓቲቱ። ንሱ፣

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ                     ታደሰ ኪዳነ       (በርሚንግሃም)      08/01/2017 ተደጋጊሙ ከም ዝተገልጸ፡ ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ስኑ ነኺሱ ክቃለስን ልዕሊ ዓቕሙ መስዋእቲ ክኸፍልን ከሎ፡ ሓንቲ መዓልቲ ንመግዛእታዊ ሰራዊትን ኩሉ ናይ ጭቆናን ዓፈናን መሓውራቱ በታቲኹ፡ ደቃ እትጥርንፍ፡ ስደተኛ ዝምለሰላ፡ ፋሕ - ፋሕ ዝበሉ ዜጋታታ ተመሊሶም ዝተኣኻኸቡላ፡ ውሉድ

READ MORE

ከማኹም የማስለና!  3ይ ክፋል፡   07.01.17፡ ክብርቲ ቻንስሎር፦ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብምኽንያት ልደትን ምጅማር ሓድሽ ዓመትን፡ ናይ እንኳዕ ኣብጸሓኩም መልእኽተይ ከምዝሰደድኩ ልኪ ዝዝከር ኮይኑ፡ እንሆ ድማ ሎሚ ብኣቖጻጽራና በዓል ዕለት ልደተ-ክርስቶስ ብምዃኑ እቲ ናብዚ ዘብጻሓና ፈጣሪ፡ እንኮላይ ከርግኣናን ከማኹም ከማስለናን ምስ ዝትስፎ መልእኽተይ ተቐልቂለኪ እነኹሞ ልቢ ክትገብርሉ ከኣ

READ MORE

ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ኣብ ኣይቨሪኮስት ናዕቢ ዘለዓዓሉ ወተሃደራት ሰለስተ ዓበይቲ ከተማታት ተቖጻጺሮም ኣብ ዘለዉሉ እዋን ኣብታ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ዘይምርግጋእ ከይክሰት ሻቕሎት ተፈጢሩ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቲ ካብ ዋና ከተማ ኣቡጃን 350 ኪሎሜተር ርሒቑ ዝጀመረ ናዕቢ ናብ ካልኦት ከተማታት ኣብ ዝላብዓሉ ዘሎ እዋን

READ MORE