Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሽሞንተ መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቕኣንስትዎ ናይዚ ዓመት 2017 ንምብዓል ዕንቛእ ኣብቓዓና እናደበልኩ መልእኽቲ ጽሑፈይ ብፍሉይ ንኤርትራዊያን ዲቒ ኣንስትዮ ዘተኮረ እዩ። ናይ ሎሚዘበን አህጉራዊ መዓልቲ ደቅንስትዮ’ውን ከምተን ዝቐደማ ዓመታት ድሕረ ናጽነት ሃገረና ጡዑም ወረ፡ ቕሳነት፡ ሰላምን ፍትሒ አብ ዝተሓረምናሉ መዋእል ሰጢምና ንሰግሮ ስለዘለና ሓዘን ይሰዓኒ። ስጋብ መዓስ

READ MORE

መእተዊ እዚ ጽሑፍ ትርጉም ናይቲ ብይን ቤት ፍርዲ ናይ ሓርበኛ ስብሓት ኣበራ ምራጭ ፥ ኣባል እቲ ምስጢራዊ ውድብ ፡ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ወይ ማሕበር ሸውዓተ ዝምልከት እዩ ።  ኮይኑ ፤ ክሱስ ቁ፡2 ስብሓት ኣበራ ብጥቅምቲ 1961 ፡ ኣብ ፈተነ ቅትለት መልኣከሰላም ዲሜጥሮስ ማለት ምክትል መራሒ መንግስቲ

READ MORE

ዝኸበርንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ደጋጊምና ከምዝገልጽናዮ፥ ብደረጃ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ እተማእክለና ዓባይ ኮሚቴ ክነቕውም መዲብና፥ ክንሠርሓሉ ድማ ጸኒሕና። ኣብ መብዛሕትኤን ዓበይቲ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ሕዝባዊ ኣኼባታት ኣካይድና፥ እማመ ሓድነት ከኣ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪብናዮ። ኣብቲ ሕዝባዊ ኣኼባታት ዝተሳተፉ ኤርትራውያን፥ ኣብ ከከባቢኦም ኮሚቴታት መሪጾም ከምዘቖሙ፡ ኣብ እዋኑ

READ MORE

WORLD DAY AGAINST CYBER-CENSORSHIP REPORTERS WITHOUT BORDERS (RSF) ISSUES REPORT ON ONLINE SURVEILLANCE AND CENSORSHIP On World Day Against Cyber-Censorship, Reporters Without Borders (RSF) is releasing areport denouncing the readiness with which leading Internet companies submit to the demands of authoritarian regimes in order to profit. RSF is

READ MORE

መጋቢት ሸሞንተ - ተዘከራ ሎሚ ኣደታትን ኣሓትን - ተዘከራ ብኽብሪ ገሃድ ዝገበርክን - ናይ ትማሊ ሕልሚ ናይ ጸላኢ ክፍኣት - ዝሰገርክን ሰልሚ ንሃገር ንህዝቢ - ዝነበረክን ፍቕሪ ከማይ ዘርዊ - ዘጽግብ ከም ምግቢ ሎሚ ተረሲዑ - ዝሓለፈ ቅያ ግብሪ ተንኮል ምስ ነገሰ - ከጥፍእ ንፍቕሪ።   ኣደታት ኣሓትን ሎሚ - ሎሚ ተዘከራ ብዓብይ ንእሽቶ -

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ ቁጠባዊ ብርሰት  ብርሰት ኣብ ዋንነት ታደሰ ኪዳነ     በርሚንግሃም    06/03/2017   ናይ ስነ-ቁጠባ ምሁራት “ቁጠባ ካብ ፖለቲካ ነጺልካ ዝረአ ኣይኮነን” ክብሉ ጽሒፎም ኢዮም። ትንታኔኦም ምስ ንቡር ፖለቲካዊ ምሕደራ ዝተኣሳሰር ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ሓንቲ ብርሰት ሰብ ዝረኣየላ፡ መንግስታዊ ቅርጺ ዘይብላ፡ንጉሆ ንጉሆ ብሓደስቲ መምርሒታት ጥራይ እትመሓደር ሃገር ክህሉ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቶም ብሕሰም መነባብሮ፡ ገደብ ግዜ ዘይብሉ መደብ ግዱድ ዕስክርና፡ ብፍትሒ ኣልቦን ጭቆናን ሃገሮም ገዲፎም ናብ ስደት ዝነፍጹን ኣብ ጉዕዞኦም ንሞትን ማእሰርትን ዝቃልዑ ዘለዉ ኤርትራውያን፡  “ብህይወቶም ዘይግደሱን ዓያሹን’ዮም“ ክብል ወንጂልዎምን ጸሪፉዎምን። ስርዓት ህግደፍ፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ሓንሳብ ብስቅታ፡ ካልእ እዋን ድማ ኣበራቱ

READ MORE

ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ናይ ቀረባ ኣፍልጦ ዘለዎም ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ መምህር ኣብ South Bank University፣ ለንደን፣ ፕሮፌሰር ሪቻርድ ሪድ  መምህር ኣብ SOAS ዩኒቨርሲቲ፣ ለንደን፣ ከምኡ ‘ውን ጋዜጠኛን ጸሓፍን ሚስተር ማርቲን ፕላውት፣ ብ 28 ለካቲት ኣብ ቅድሚ ሽማግለ ጉዳያት ወጻኢ ፓርላማ ዓባይ ብሪጣንያ ቀሪቦም፣ ብዛዕባ ፖለቲካውን

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣካያዲት ስራሕ ዞባ ደቡብ ማለት ከም ምኽትል ኣመሓዳሪ ዞባ ኮይና ተመዲባ ትሰርሕ ንዝነበረት ፋና ተስፋማርያም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ከምዝኣሰራ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እታ ኣብ ሓደ ካብ ዞብታታት ኣስመራ፣ ቀጺላ ኣመሓዳሪት ከተማ ባጽዕ፣ ሕጂ ኽኣ ከም ኣካኣዲት ስራሕ ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ

READ MORE

ህዝብና ተኸባቢሩን ተፋቒሩን ዝነባበሩ ሕጊ መስሪቱ ብሰላም ዝነብር ህዝቢ ኢዩ ኔሩ። ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮ ዝነበሮ ክብሪ ልዑል ክም ዝነበረን ኩሉ ዝፈልጦን ዝዝክሮን ኢዩ። ጣልያን ንሃገርና ድሕሪ ምእታዉን ግዝኣቱ ምዃና ካብ ዝኣወጀሉን ንመራሕቱ በብሓደ ኣጥፊኡ ህዝቢ ከም ዝበታተን ምስ ገበረ ኢዩ ባህሉን ልምዱን ክግሃስን ክብለልን ዝጀመረ።

READ MORE

ፖለቲካዊ መናውር።   1ይ ክፋል፡       01.03.17፡ ከም መእተዊ ንእሽቶ ካብቲ ዝሓለፈ ክደግም፡- ኣብ ወተሃደራዊ ስርሒት ብገለ ክፋል ናይ ዕርዲ ጸላኢ ሃንደበታዊት፡ ጽዑቕትን ሓጻርን ናይ መናውር ተኹሲ ንፍኑ ነበርና። ዓላማኣ ካብቲ ብድቕድቕ ጸልማትን ጸጥታን ዝተጎብአ ሰላማዊ ዝመስል ሰንሰለታዊ ጎቦታት ብዝፍኖ መልሰ-ተግባር፡ ዝርጋሐ ፣ ኣተሓሕዛ ሰቡን ኣጽዋሩን ንምፍላጥ ወይ ድማ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ፣ ዋላ'ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቁ ዝተረኽበ ናጽነት ሃገርና ክዉን እንተገበረ፡ ዝሓለፈ 25 ዓመት፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኯይኑ ብሰሪ ገባትን ጨቋንን ስርዓት ህግደፍ ከምኡ`ውን ሰኣን ሓያልን ብቑዕን ዝተጠርነፈ ህዝባዊ ውደባ ዘይምህላው ዋንነት ስልጣን ህዝቢ ተጨውዩ፡ እቲ ኩለ ዝተኸፈሎ መስዋእቲ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዝሓሸ ህይወት

READ MORE

ካብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ብደላሎ ተኣኻኺቦም፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ናብ ሱዳን ዝጓዓዙ ዝነበሩ 76 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ወጋሕታ ሰዓት ኣርባዕተ 25 ለካቲት ኣብ ከባቢ ሓምዳይት ብዘጋጠሞም ዘሰቅቕ ተደጋጋሚ ሓደጋታት መኪና ከም ከምዝሞቱ፣ ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ገዳርፍ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንሓለፍቲ ጸጥታ ናይቲ ከተማ ብምውካስ ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ካብ ጸጥታ

READ MORE