Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣሽባይዶ ዘተባብዖን ዝመርሖን ኣካል ረኺቡ፡ ብመን ሕራይን ውሽጣዊ ዓቅሙ ብምውህሃድን ተኣምር ክሰርሕን ንሓድሕዱ ክደጋገፍን ሽግራቱ ክፈትሕን ክእለት ኣለዎ። ጽጉማትን ኣካላዊ ብቅዓት ዘይብሎምን ዜጋታት፡ ተበግሶ ጨቢጡ ብወፈራ፡ ብገንዘብን ብንዋትን ምሕጋዝ፡ ሕዙናትን ሕሙማትን ምጽንናዕ፡ ብኡሳት ምዕራቅ፡ ንኣረጋውያንን መራሕቲ ሃይማኖትን ምኽባር ገለ ካብቲ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ

READ MORE

ናጽነትከ መናውርዶ ትነብር?  3ይ ክፋል ፖለቲካዊ መናውር፡ 09.04.17፡ የማነ ፍሻለ፡ ስነሓሳብ መሸጣ ደቂ-ኤርትራ! ግዜ ዝወስድ ነገር መሊሱ ዝጥዕምን ዝምንግንን ከምዘሎ እናተረዳእኩ፡ ጀሚረ ክዛዝሞ ዝግባእ ጽሑፍ ከይፈጸምኩ መደንጎ ዪየይ ብግልጺ ንምብራህ እቲ ኣጽዳቒ ኣካል ነቲ ዓያዪ ክፍሊ ኣእምሮይ ዝሰርሖ ኣብቲ ኣርእስቲ ዘተኮረ ክሳብ ሸሞንተ ዝበጽ ሕ ክስዕብ ዝነበሮ

READ MORE

  ኣብ  ስቱትጋርትን  ከባቢኣን / ጀርመን  እንነብር ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራውያን  ድሕሪ  እቲ  ብዕለት 23 ሰነ 2016 ዓ.ም.ፈ  ብዓይነቱ ኮነ ብብዝሒ ተኻፈልቲ መወዳድርቲ  ዘይርከቦ  ድሙቕን  ሰፊሕን ኣብ ዙርያ ቀጽሪ ህንጻ  ውድብ  ሕቡራት ሃገራት ዓለም ጀነቫ/ስዊዘርላንድ ዝተኻየደ ኣዎንታዊ  ሰላማዊ ሰልፊ፡ ሽዑ ንሽዑ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሮም ክሳብ

READ MORE

ሎሚ 9 ሚያዝያ ኣብ ግብጺ ኣብ ከተማታት ኣለክሳንድርያን ታንታን ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ክልተ ኣብያተ ክርስትያን ንዝተኻየደ ብውሑዱ 44 ንጹሃት ኣመንቲ ክርስትና ዘህለቐ፣ ልዕሊ 100 ዘቝሰለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ እቲ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ‘ኢስላሚክ ስቴት’ ከምዝፈጸሞ  ምግላጹ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ከተማ ታንታ፣ ናይል ደልታ፣ ኣብ

READ MORE

ኣበው  ኣቦታትና  ክምስሉ  ንዝገበረልካ  ወይ  ግበረሉ  ወይከኣ  ንገረሉ  ኢዩ`ሞ  ናይ  ስደተኛታት  ኣብያተ  ትምህርቲ  ካቶሊካዊት  ቤተ ክርስትያን  ከሰላ  ዕውት  ድርብ  በዓል  ኣካይደን ዝብል  ጽሑፍን  ስዕልታቱን  ምስ  ረኣኹ  ዝተሰምዓኒ  ሓጎስን  ደስታን  ደረት  ኣይተረኸቦን። እቲ  ምንታይሲ  እዚ  ቤት  ትምህርቲ  እዚ  ሀ  ኢሉ  ክጅምር  እንከሎ  ሽዑ ጊዜ  ብኣካል  ምስ

READ MORE

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣዚዩ ሰላማዊ ኮይኑ ዝጀመረ ፤ ዳሓር ብምድፍፋእ ስርዓት ኣሰድን ሸለልትነት ሕብረተ- ሰብ ዓለምን ናብ ጎንጻዊ ዝተሰጋገረ ሰውራ ህዝቢ ሶርያ፤ ንዓለምና ዕርቃና ዝቀለዔ፤ ጸማም ክሰምዕ፤ ዕዉር ክርእይ ዝገበረ፤ ኣብ ሳሕራ ጭርጭር ዓበደ  ምጽዋት ከም ዘይምችእ ዘርየና ሰውራ`ዩ። ኣብ`ዚ 6 ዓመት`ዚ ንህዝቢ ሶርያ ዝወረዶ መከራ ሰድት፤ ዕንወትን

READ MORE

ሰበስልጣን ሊብያ ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ‘ኢስላሚክ ስቴት’ ኣብ ሲርተ ዝብሃል ከተማ ከም ገላዩ ተታሒዞም ንዝነበሩ ደቀንስትዮን ቆልዑን ዝበዝሑዎም 28 ኤርትራውያንን  ሸውዓተ ናይጀርያውያንን ስደተኛታት ነጻ ከምዝለቐቑ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቶም ብዘይካ ክልተ ደቂ ተባዕትዮ፣ ኩሎም ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑን ዝኾኑ ግዳያት፣ ገሊኦም ኣብ ጉዕዞ ስደት ናብ ኤውሮጳ እናሃለዉ በቲ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ኣቐዲምና ብመራኸቢ ብዙኃን ገሊጽናዮ ዝነበርና፥ ብቀዳም ዕለት 25 መጋቢት 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ተኣኪብና፥ 14 ዝኣባላታ፡ ብደረጃ ሃገር ብርጣንያ እትነጥፍ ኮሚቴ ሓድነት ኣቚምና ኣለና። ነዛ ዓባይ ኮሚቴ`ዚኣ ኬቑሙ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሃገረ ብሪጣንያ ዝተወከሉ ኣባላት ናይተን ንኡሳን ኮሚቴታት ተረኺቦም ኔርም።

READ MORE

The Wad Sherifey elementary school for Eritrean refugee children ended its 32nd academic school year on 21 March 2017 in the presence of invited honour guests, parents and residents of the refugee township near the Eritrea-Sudan border. [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/04/Wad-Sherifey-School-Ends-32nd-Academic-Year-E.pdf"]  

READ MORE