Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትማሊ ምሸት፡ 27 ግንቦት፡ ኣብ ከተማ ህዩስተን፡ ዝርከቡ ኤርትራውያን (ደለይቲ ፍትሒ) ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪን ካልእ ክፍላተ ዓለምን በቢ እዋኑ ዝጥሕሉ ዘለዉ ደቀተባዕትዮ፡ ደቀ ኣንስትዮን ቈልዑትን ኣመልኪቶም፡ ናይ ሓዘን ሽምዓ ወሊዖም ኣምስዮም። እዚ ነቲ ብምኽንያት መበል 26 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ተመዲቡ ዝነበረ ለይታዊ ትልሂት

READ MORE

“ኣደ ንጉሰ ኣዴና ኣይትኹና ወደን ክሕረድ ንሰን ይቁነና” ዝብል ዛንታ ክስምዕ እንከለኹ፡ መንቅሊ’ቲ ዛንታ፡ ሓቅነቱን ዝርዝራቱን ዘይፈልጥ’ኳ እንተኾንኩ፡ ናይ ብሓቂ ድዩ ኣደ ንጉሰ ወደን ክሕረድ እንከሎ ይቁነና ነይረን ኢለ፡ ምስቲ ዝወለደት ኣደ ጨኪና ኣይትፈልጥን’ያ ዝብል እምነት ይገራጨወኒ። እዚ ኣብ መዋእል ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ብገለ ውሑዳት

READ MORE

መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ 24 ጉንበት ኣብ ጉዳይ ሃገርና ዓሚቅ ዘተ ብምከያድ ኣገባብ ቃልስና ብምግምጋምን ሽምዓ ናጽነት ብምብራህን ተኸቢሩ ። ኣብቲ ዕለተ ዝኽሪ ዝተረኽበ ዕዱም ተጋ/ የማነ ተኽለገርጊስ ተመኩሮታት ገድሊ ንተሳተፍቲ ብምክፋል ኤርትራዊ ሃገራውነት ከነቀድም ጸዊዑ ። ተሳተፍቲ ብወገኖም ኣብቲ ንኹሉ ክፉት ዝነበረ መድረኽ ተጠቂሞም ርእይትኦምን ሕቶታቶም ኣወሒዞም

READ MORE

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እንተረኤና ካብ ፖሊካዊ ቃልሲ ክሳብ ብረታዊ ቃልሲ ቀጺሉ ድማ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እቲ ቀንዲ ምንጪ ክሳብ ሕጂ እውን ክፍታሕ ዘይተኻእለ ፖሊቲካዊ ምሕደራን ሃይማኖትን ፈሊኻ ዘይምርኣይ ኢዩ፣ምንጪ ናይ ግርጭት ኣብ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ መንነት ወይ ድማ ካብ ስነ-ሓሳብ ዝመንጨወ ዘይኮነስ ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ

READ MORE

Twenty-six years after Eritrea achieved its independence and gained its sovereignty, the Eritrean people find themselves denied their God-given freedom. Independent Eritrea has become the home to the enslaved Eritreans in general, and the younger generation of Eritrea in particular. Twenty-six years after Eritrea’s independence, the centralized power

READ MORE

ነጻነት ንመን? ንህዝቢ’ዶ ንገፋዒ ንቁሩባት’ዶ ንህዝቢ መንቢዒ ንሰላም’ዶ ንጨካናይ ረጋጽ ፍትሒ ንዲሞክራሲ’ዶ ንሕጊ ኣልቦ መራሒ ብቐጻሊ ህዝቢ ዘጽንት ህድገፋዊ ነጻነት ንመን? ንህዝቢ’ዶ ንገፋዒ።   መንእሰይ ነፊጹ ካብ ዝፈትዋ ዓዱ ሽግር በዚሒዎም ከይፈተዉ ዝተገዱ ብኹሉ ማእዝናት ክወጽኡ ክስደዱ ነጻነት ኤርትራ ባርነት ወሊዱ ንእሽቶ ዓብዩ ብስቓይ ተቐርዲዱ ንሃገሩ ጠንጢኑ ንስደት’ዩ ከይዱ ካብ ስቓይ ሃዲሙ ኣብ ስቓይ ተኣጉዱ ነጻነት ምስ ተነፊገ ኣብ

READ MORE

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 26 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ልክዕ ከምቲ ንዝሓለፉ ሓያለ ዓመታት ክገብሩዎ ዝጸንሑ ኣብ ክልተ ደምበታት ማለት ደለይቲ ፍትሕን፣ ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓትን ተኸፋፊሎም ብዝተፈላለየ መልክዕን ኣገባብን ክጽምብሉዎ ቀንዮም። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝቕጽል ዘሎ ጽምብል ደለይቲ ፍትሒ፣

READ MORE

ሚኒስተር ጥዕናን ጉዳያት ወጻእን ኢትዮጵያ ዝነበረ ዶር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገብረኢየሱስ፣ ሎሚ 23 ኣብ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ውድብ ሕብራት ሃገራት፣ ዳይረክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኮይኑ ብልዑል ድምጺ ተመሪጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ኒው-ዮርክ ታይምስ፣ ዶር ቴድሮስ፣ ኣብ መወዳእታ ዙርያ ናይቲ ምርጫ ካብ 186 ሃገራት ናይ 136

READ MORE

ኣብ’ቲ ትማሊ ምሸት 22 ግንቦት፣ ብኣመሪካዊት ውርይቲ ደርፊት ኣርያና ግራንደ ኣብ ማንቸስተር ኣሬና ዝቐረበ ምርኢት ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ኣብ ሓደ ካብቶም መዋጽኦታት ናይቲ ኣዳራሽ ኣብ ዝተኻየደ ነብሰ ቅትለታዊ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ቦምባ፣ ቆልዑ ዝርከቡዎም 22 ሰባት ክሞቱ ከለዉ 59 ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ኣረጋጊጾም። ፖሊስ፣ እቲ ዝተሰነዐ ቦምባ

READ MORE

ከም ግቡእ፡ እቲ ልዑል መስዋእቲ ከፊሉን ሓሳረ መከራ ተጻዊሩን ንባዕዳዊ መግዛእቲ ስዒሩ ልኡላውነት ኤርትራ ዘረጋገጸ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽምብል ናጽነት ሃገሩ’ውን ብሓደ ልቢ፡ ብፍቅሪ፡ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ከብዕሎ ነይሩዎ። እንተኾነ ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ ከም ዝብሃል፡ ብሰንኪ ጨፍላቂ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ፡ እዚ ዕድል’ዚ ክገብር ኣይተዓደለን፡፡

READ MORE

ሓደ ዘደንጹ ብህሎ ብተደጋጋሚ ክበሃል ካብ እንሰምዖ ነጻነት ተጨውያ ዝብል እዩ። ወረግ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ክዝረብ ዝሰማዕኩዎስ: ፍጹም ዘደንጹ እዩ። "ነጽነት ኤርትራ ተጨውዩ እዩ ይብሉኻ። መን ብኸመይ ጨውይዎ ኢልካ ምስ እትሓቶም መልሲ ስኢኖም ጥርቅም ይብሉ። ነጻነት ዘይነበሮ ሽፍታ ገድሊ ከመይ ቢሉ ነጻነት ክምጥው ? ህዝቢ

READ MORE

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን  ደቂ ሃገርና፥ ኩላትና ኤርትራውያን ከም እንፈልጦ፡ ዘለናዮ ዘመን ንሕዝብና እቲ ዝሓሰመን ዝመረረን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሓደገኛ`ውን ስለዝኾነ፥ ዘመን ኣፈርክቡ ኢዩ። ኤርትራ ሃገርና ናጽነታ ተጎናጺፋ ልዑላዊት ሃገር ንኽትከውን ሕዝቢ ኤርትራ ዝኸፈሎ መስዋእትነት፡ ካብ መጠን ዝሓለፈ ከምዝኾነ ኩላትና ንፈልጥ ኢና። እዚ ዝተኸፍለ ሕይወትን ዝባደመ ንብረትን ባጃ

READ MORE

ሕድሕድ ምንቛትን ምክፍፋልን ንህዝብና ዘረብሕ ኣይኮነን ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ደንበ ተቓዉሞ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ድሕረ ገጽ ፈይስቡክ ዝቐርብ ዘሎ ኣብ ሃይማኖት፡ ኣውራጃን፡ ብሄርን ዘተኮረ ናይ ዘተ ዛዕባታት፡ ነቲ ንህዝብና ኩሉ መዳያዊ ሰብኣዊ መሰላቱ ጊሂሱ: ኣደዳ ጭቈና፡ ህልቂት፡ ስደትን ኣጻጢሕዎ ዘሎ ውልቀ መላኺ ስርዓት

READ MORE

ኣለኹ በል ኣብ ህጉም ዘለኻ ኣብ ምድረበዳ ኣጻምእ፡ በረኻ ጸጋም እንተበልካ ነቕጺ የማን እንተበልካ ነውጺ ጽሓይ ህሮርማ ነራእስ ፈላጺ ቍሪ ለይቲ ንጸጕሪ ዝላጺ ማሕቡስ ዒራዒሮ የብሉን መግለጺ ማእሰርቲ ናዅራ የብሉን መግለጺ ዓዲ ኣበይቶ’ኸ እንታይ’ኺ ትገልጺ፧ ዛንታኺ ንገሪ ብዙሕ ኣይትምጸጺ መንዩ ዓጽሚ ዝሰብር ዘሎ ኣእጋር ሰብ ዝቖጺ መንዩ ዝፈትሕ፡ መን’ዩኸ ንሞት ዝሓጺ ቂዕ በሊ፡ ኣተንብሂ፡ ሃቢ ድምጺ ሰራው እኳ

READ MORE

The  deceptive  HIGDEF style  Eritrean  Independence  Day celebration, of May 24th,  2017, and  the  scheduled  Festival of  August 11-13, 2017, in Seattle,  Washington, involving North America and Canada, will face strong public outrage, and stiff  Mass challenges, locally, nationally and internationally. The Eritrean People, inside Eritrea,

READ MORE

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ 7 ግንቦት 2017 ብሕክምናን ኣድላዪ ጉዳይን ተባሂሎም፥ ብዘይድላዮም ካብ ቤት ማእሰርቶም ተወሲዶም። በቲ ዕለት ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ዝርከብ ሕክምና ሰብ ኣብ ዘይብሉ ጻንያ ቦታ ወሲዶም፥ መርፍእ ድሕሪ ምውግኦም፥ ኣብ ህይወቶም ኣጋጢምዎም ዘይፈልጥ ፍሉይ ናይ ሕቖ ሕማንን

READ MORE

ኣብ ሕብረተሰብና፡ መርዚ ወይ ስሚ ጎዳእን ቀታልን ስለዝኾነ፡ ኣሽምባይዶ ክትቀምሶ፡ ስሙ ክጽዋዕ’ውን ኣይድለን’ዩ። ሓደ ሓደ እዋን ግን፡ ነቲ ንኽትጎስሞ ወይ ክትርዕሞ ከም ስሚ ወይ ከም መርዚ ዝቀትል ሓቂ፡ ንኽትቅበሎ ዘገድድ ኩነታት ይመጽእ እሞ ከይፈተኻ ትውሕጦ። እቲ እናፈለጥካ ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ኢልካ ሸለል ትብሎ ዝነበርካ

READ MORE