Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እምነ፡ ጸጽብቁ እምነ ሰላም ክረከብ ብፍትሒ ክዳነ ብምሽቁራር ከይስጉም ደኒነ ኣብ ገዛእ መሬተይ ክድቅስ ቀሲነ። ብልቢ እምነ፡ ኣብ መሬተይ ብኽብረት ክነብር ክወልድ ክዝምድ ከምቲ ንቡር ምስ ሞዛኖይ ብንእስነተይ ክዕንድር ንሰላም ክዝምር ወግዒ ሃገረይ ከስተማቅር።   እምነ፡ ዓዲ ዝወዓሉ ወለደይ ክጥውሮም ዓስቦም ክኸፍሎም ፍረ ጻዕሮም ኣለኹልኩም ክብሎም ኣብ ሕማም እርጋኖም ብንጥፈት ክዋሳእ ኣብ ሓዘን ሓጎሶም። እምነ፡ ብዙሕ’የ ዝምነ ግዱዕ ክሕግዝ

READ MORE

  መወከሲ ዝኸውን መዝግበ-ቃላት ደኣ፥ ኣብዚ ኣብ ቀረባ የብለይን እምበር፥ እቲ “-ዕርቂ-” ዝብል ቃል፥ ምስምማዕ, ምልዛብ, ምትዕራቕ, ምርድዳእ, ምቅርራብ ካብ ምባል ዝሓልፍ፥ ካልእ ትርጉም ክህልዎ ዝኽእል ኣይኮነን።  ብዝኾነ ብዘይ ሕድገት ዝብጻሕ ዕርቂ ግና የልቦን። ስለዚ’ዮም ዓደቦና’ውን “-ዝወለደ እንተለሓሰ፥ ዝበደለ እንተኸሓሰ፥ ኣባጅጎስ ክንደይኮን ምተሓጎሰ-” ዝብሉ። ብዘይ ንስሓን

READ MORE

እታ ብቡዛሓት ሃጸያት ተፈቲና ዘይተሳዓረት ቤተ-ክርስቲያን፥ ሕጂ'ውን ብሃጸይ ኣሥመራ ኣብ ከቢድ ፈተና ትርከብ። "ንማሕበረይ ኣብዚ ኸውሒ እዚ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይሕይልዋን እዮም" (ማቴ 16፤ 18)። እቲ ድንጋጸ ዘይብሉ ስርዓት ኣሥመራ፥ ብጉዳይ ፓትርያሪክ እንጠንዮስ ዓቅሉ ጸቢብዎ ከምዘሎ ካብቲ ዝገብሮ ዘሎ፥ ነቲ ልቢ ዘልዎ ከስተውዕሎ ዘጸግም

READ MORE

  ብመሰረቱ ደቂሰባት ውይ ውድባት ወይውን መንግስታት ኣብ ዓለም ካብ ሕሉፍ ታሪኾም ክመሃሩ ግቡእ ኢዩ። ነቲ ጽቡቚ ክዕቅብዎ ነቲ ሕማቕ ድማ ክመሃርሉ ናይ ግድን ይኸውን። ካብዚ ሓሊፉ፡ ወግሐ-ጸብሐ፡ “እዚ ዝፈጸምኩ፡ እዚ ዝፈጠርኩ ኢየ” እናበልካ ዘላ-ኣለም ምፍካር ግን ንቕድሚት ከይትስጉም ልሙስ ኢዩ ዝገብረካ። ስርዓት ህግደፍ እውን ከም ግቡእ

READ MORE

ኣብ እዋን ገድሊ፡ ናይ ሎሚ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ንንጉስ ሃይለስላሴን ቀሺ ዲሞጥሮስ ገብረማርያምን፡ “ንሃይማኖት ተሃህዶ ንፖለቲካ መሳርሒ ይጥቀሙሉ ነይሮም” ብምባል ይኸሶምን ብተግባራቶም ይምካሕን ነይሩ። እቲ ንነብሱ ኣበር ኣልቦ ዝቆጽራ ስርዓት ህግደፍ፡ እቲ ቀደም ኣብ ልዕሊ ንጉስ ሃይለስላሴን ቀሺ ዲሞጥሮስን ኣብ ሃይማኖት ጣልቃ ምእታዎም ዘቅርቦ

READ MORE

ርእሰ ምትላል! ምጽልማት ሓርነትን ምግሃስ ፍትሕን ዘስዓበ ቀንዲ ጠንቂ ሃገራዊ መዓት ኤርትራ ኢዩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሕ.መ.ኣ.) ሓምለ 22፡ 2017 ******** ``ኣንጻር  ሓድሕዳ  ዝተመቓቐለት  ቤት ደው  ክትብል  ኣይትኽእልን ኢያ።``  ፕረሲደንት ኣብርሃም ሊንኮልን እታ  ``ምእንቲ ናይ ጽባሕ ራህዋ ሎሚ ድኸም፡ ጥመ`` እትብል ነእምሮ ህዝቢ ዘደንዘዘት፡ ነእዛኑ ዝለዀዀት: ብዘይካ  ጸልማትን ጥፍኣትን  ካልእ

READ MORE

ኣፍንጫ እንድሕሪ ደኣ ተሃሪማ ዓይኒ ትነብዕ ዝብል ምስላ ቀዳሞት ኣሎ። ርእሲ እንድሕሪ ደኣ ተሃሪማ ኸ፧ ብገለ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ሮማ ዝተወስደ ናይ ግብረ መልሲ ስርሒት ከም መወከሲ ምስ እንጥቀመሉ፡ “ኣፍ ተእዊ” ዝብል መልሲ ከም እንረክብ ዘጠራጥር ኣይኮነን።  ከምይሲ፡ የማነ ማንኪ ርእሱ ተሃሪሙ ምስ ወደቐ

READ MORE

ብ8 ሓምለ 2017፡ ከተማ ኣስመራ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ቅርሲ ብምእታዋ፡ ኣብ ማዕከናት ዜና ስርዓት ህግደፍ ብዙሕ ተዋጥዩሉ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ እታ ተቀማጦኣ ብሕጽረታትን ስእነትን ዝስተ ማይ፡ ኣገልግሎት መብራህቲ፡ ጥዕና፡ ክብሪ ሃለኽቲ ኣቁሑት፡ ነዳዲ፡ መንበሪ ኣባይቲ፡ ሽቅለተ ኣልቦነትን ዝኣመሰለ መሰረታዊ ቀረብን ኣገልግሎትን ትልለ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ ናይ

READ MORE

ህግደፍ ኣብ ናይ ፍሽለቱ መወዳእታ ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን ኣብ ኩሉ ኵርናዓት ዓለም ብደለቲ ፍትሒ ዘጋጥሞ ዘሎ መኸተ ኣብ ናይ ስዕረቱ ዋዜማ ይርከብ ኣሎ። ነዚ በጺሕዎ ዘሎ መጻብቦ መተንፈሲ ንምርካብ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ገማግም ውቅያኖስ ኣብ እትርከብ ከተማ ስያትል ናይ ፈስቲቫል ሓሸውየ ክግበር ምዃኑ ተኣውጁ

READ MORE

ኣብቲ ስማዊ ዘይስሩዕ ኣኼባ ሚኒስተራት ህግደፍ፡ ኣስማትን ምስልን ናይቶም ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጠስጠሱ፡ ክከሓድ ዘይግብኦ፡ መብዛሕቶኦም ወይ’ውን ኩሎም፡ ካብዞም ሕጂ ብርእሰ ተኣማንነትን ምሉእ ናጽነትን ዘይሰርሕሉ ናይ ሚኒስተር ወይ ጀነራል መዓርግ ተሸሊሞም ስልጣን ኢሳያስ ዘማዕርጉ ዘለዉ፡ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንእስነቶምን ዘወፈዩ’ዮም። ይኹን

READ MORE