Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቶም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ መንፈሳዊ መዓርጎም ተቐንጦጦም ን 11 ዓመታት ተሓይሮም ዝጸንሑ 3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣቦና እንጠንዮስ ተለቒቖም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ንምፍትሖም ብዝምልከት ‘መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝተጻሕፈ፣ ዓሰርተ ወከልቲ ዝፈረሙሉ ዝበጽሓና ሓጺር ሰነድ ቃል ንቓሉ

READ MORE

News in brief: The GI community extensively discussed the upcoming Germany Conference of Eritrean activists in its last paltalk session heavily encouraged by the result of its participation in the Canada Eritreans’ Festival in Toronto few days ago. Our representatives attended the HIDRIJEGANUNA’s last paltalk media

READ MORE

ዓምጻጺ ሓቂ የማነ ገብረመስቀል(ቻርሊ) ኣብ ስርዓት ህግደፍ፡ ተራን ንጥፈታትን የማነ ገብረመስቀል(ቻርሊ)፡ ዕዙዝን ኣብ ምኽራር ሕሰም ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ካብቶም ብገበን ዝሕተቱ ሰብ’ዩ። የማነ ቻርሊ ቅድሚ ሚኒስተር ዜና ምዃኑ ንስሙ’ኳ ኣማኻሪ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝብል መዓርግ እንተነበሮ፡ ብግብሪ ግን ኢዱ ዘየትወሉ ሚኒስትሪ ኣይነበረን። ሓደ ካብቲ ግዳይን ኣደራዕን የማነ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ መድረኻዊ ኣርእስትታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ነቲ ብምኽንያት ጽንብል በዓል ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ ግንቦት 24 2017 ኣብ መድረኽ ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ ዘመሓላለፍክዎ መልእኽቲ፣ ጉዳይና ምእንቲ ዘኽሙ (Momentum) ከየጥፍእ ክብል 2ይ ክፋል ኣተሓሒዘ ክሰደልኩም ግድን ኮይኑ ኣሎ። ኣብ መልእኽተይ ኣተኩሮ ዝገበርክሉ ጉዳይ ዘተ

READ MORE

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/07/Gießen.pdf"]

READ MORE

ሎሚ ቀዳም 8 ሓምለ 2017 ኣጋ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ ብርክት ዝበለ ቁጽሪ ዘለውዎም ኣብ ኤርትራ ዓስኪሮም ዝነበሩ ኣባላት ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ወኪል ዜና ስምረት ካብቲ ከባቢ ሓቢሩ። እቶም ስርዓት ህግደፍ ብፍሉይ ክከታተሎም ዝጸንሐ ኣባላት ደምበ ተቓውሞ ኢትዮጵያ፡ ስርዓት

READ MORE

“The hardest to learn in life is which bridge to cross and which to burn”                                                         - David Russell   “Money can’t buy happiness, but it can buy the kind of misery you prefer”                                                - Hobart Brown   “When we remember we are all mad, the mysteries disappear and

READ MORE

ካልኣይ ክፋል ተንኮላትን ኣዕናዊ ሜላታትን የማነ ገብረኣብ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ውልቀመላኺ ኢሳያስን የማነ ገብረኣብ (ማንኪ)፡ ብዘይካ’ቲ ስርዓት ህግደፍ ትልኽ እናበለ ክቅጽል ዝዋስኦ ወሳኒ ተራ፡ ኢሳያስ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ስልጣኑ እንተዘይቀጺሉን ወይ’ውን ህዝቢ ኤርትራ ንምትላልን ንኸምስልን፡ “ካብ ስልጣነይ ተኣልየ” ኢሉ ንየማነ ገብረኣብ ኣብ ቦታኡ ኣቀሚጡ ብድሕሪ መጋረጃ

READ MORE

ቀንዲ ዕላማ ናይ’ዚ ኣብ ሰለስተ ክፋል ዝቀርብ ጽሑፍ፡ ነቶም ጠንቂ ስቃይ፡ ስደትን ድኽነትን ኮይኖም ዘለዉ ብኣጻብዕ ዝቁጸሩ ጠላማትን መጸይትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓቀኛ ባህርያቶም፡ መንነቶምን ሰንካም ንጥፈታቶምን ንምቅላዕ’ዩ።  ብቀንዱ፡ እቲ ብስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ሓበሬታ ከይፈልጥ ተዓፊኑን ተኣሲሩን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓቂ ክሰንቅ፡ ዘሳቅይዎ ዘለዉ ኣረሜናት ኣለልዩ

READ MORE