Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክርስትናን ፈተናን መከይቲ ስለ ዝኾኑ፡ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋህዶ ጋሻ ነገር ከመዘይ ኮነ ካብ መጽሓፍ ቅዱስን ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያንን ብቐሊሉ ክንማሃሮ ንኽእል ኢና። እቲ መሥራቲ ናይ ክርስትና ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ብፈተና ናይዛ ዓለም ንኸይንሳናባድ ኣጸቢቁ መሃረና እምበር፡ ክንስዕቦ ኢሉስ ኣይጠበረናን። "ኣብ ዓለም ከለኹም ብዙሕ ጸበባ ኣለኩም፡ ኣጀኹም ኣነ

READ MORE

ሎሚውን ከምቲ ልሙድ ቅዱስ ሕልንኦምን ልግሶምን $2.600.00 (ክልተ ሽሕን ሹዱሽተ ሚእቲን ዶላር ኣመሪካ) ኣዋጺኦም ናብ መደበር ውጉኣት ሓርነት ኤርትራ ከሰላ ብቐጥታ ተስዲዱስ ድሮ ኣብ ኢዶም በጺሑ ምህላዉ ክንሕብር ደስ ይብላና። ከም ውጽኢቱ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢድ ተጠቐምቲ ከምዝበጽሐ ዘረጋግጽ ናብ ገበርቲ ሰናይ መረጋገጺ ሰነድ ቅብሊት

READ MORE

ደሓን ኩን ጽኑዕ ! ብጻይ ብርሃነ መንነት ሰብ መርገጽ`ዩ ፤ንመርገጽ ዝኽፈል ዋጋ ኸኣ ኣሎ ። እቲ ዝዓበየ መርገጽ ከኣ  ንናይ ሓባር ረብሓ ትወስዶ መርገጽ`ዩ፤  መኻይዱ ኸኣ ዓበይቲ ዝኸፍልዎ ዋጋ ኣሎ ። ጸብጺብካ ዘይውዳእ ዋጋ። ሓደ ካብኦም ነርካ። ዓቢ ሰብ ። ካብቲ ኣጸቢቁ ዘዕብየካ ኸኣ ንኤርትራዊ ጂኦ ፖለትካ

READ MORE

መስዋእቲ ድሩዕ ብሳክቲዝም ድሕሪ ምቅልሑ ብርክት ዝበሉ ሰባት፡ “ድሩዕ ሎሚ መዓስ ኮይኑ ተሰዊኡ፡” ክብሉ ከለዉ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ደለይቲ ፍትሒ ድማ ንድሩዕ መንግስተ ሰማይ ከዋርሶ ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ክህብ ሰናይ ድሌቶም ገሊጾም። የግዳስ ነቲ ቅኑዕ መንገዲ ዝጻረር ጸረ ሓቂ ወይ ሰይጣናዊ ዘረባታት ዝነበረን ዘሎን’ዩ። ስለዝኾነ፡ ገለ

READ MORE

Fetsum: On Tesfatsion G/Selassie in “Oritawiyan TV፡ ቃለ መሕተት ምስ ሓው ተስፋጽዮን ገብረስላሴ ፡ ቀዳማይ ክፋል” Life is a function of space and time. Neither can its time frame be fully experienced without freedom nor can freedom be experienced without time. Once you take freedom away from a person, you have reduced his/her life to

READ MORE

ሃገራዊት ጋንታ ብሽግለታ ኤርትራ፡ ኣብቲ ካብ 14 ክሳብ 18 ለካቲት ኣብ ሩዋንዳ ዝተኻየደ መበል 13 ሻምፕዮና ኣፍሪቃ፡ ካብቲ ዝተዳለወ 47 ድምር ማዳልያታት 20 ብምጭባጥ ጎብለል ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ ምዃና ዳግም ኣረጋጊጻ። ሃገራዊት ጋንታ ብሽግለታ ኤርትራ፡ ኣብ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ዓበይቲ ተወዳደርቲ ከምኡ `ውን ናይ ትሕቲ ዕድመን

READ MORE

By: RICHARD BISHUMBA THE 13th edition of Africa’s biggest annual cycling event, the African Continental Road Championship, came to a close on Sunday afternoon at Amahoro stadium in Kigali. A lot was said, a lot happened, but, what most people agreed with is that the 2018 Kigali championship

READ MORE

`“መርደኽ ንሓገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕን’ዶ - ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም)  3ይ ክፋል             21/02/2018   ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት ከም ዝገለጽኩዎ፡ ናብ ሚድያ ቅድሚ ምውጽአይ፡ ምስ መስረትን መራሕትን መድረኽ (ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተን ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወ/ገርግስን) ብመንገዶም ከኣ ምስ ሓው ሰመረ ተ ሃብተማርያም፡ ብመንገዲ ኢመይል ከም ዝተዘራረብኩ፡ እቲ ዝረኸብኩዎ

READ MORE

እዛ ትርእይዋ ዘለኹም ስድራ ብክልተ ጀጋኑ ዝተመስረተት ኮይና ምውቕ ፍቕርን ጥጡሕ ናብራን በቲ ሓደ ሸነኽ ጅግንነትን ተወፋይነትን ድማ በቲ ኻልእ ሸነኽ ዝተሰነቐት ኣብነታዊት ስድራቤት ሃይለ ድሩዕ እያ ዝነበረት። ብዕለት 18.09.2001 ንግሆ ምድሪ ብመናድቕን ካንቸሎን ሰብ ጨጓር ዳንጋ ነጢሮም ብምእታው ኣብ ቅድሚ ዕሸላት ደቁን ክብርቲ በዓልቲ

READ MORE

ብኸዩ ህዝብታት፣ ንብዓታት ጨርሑ ቖዝሙ ሰብ ሓደራ፣ ኣውያት ደርጉሑ ተሰለፉ ቀባሮ፣ ንቐብሪ ኣምርሑ ጽን በሉ ሰብ ማዕዶ፣ ኣእዛንኩም ኣስብሑ ኡኡኡኡኡኡይይይይ ይባሃል ኣሎ፣ ኣውያት ሰምዑ መርድእ መርድእ ይብል ኣሎ፣ ኣብ ዘለክሞ ጽንዑ [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/02/ሃይለ.pdf"]

READ MORE

ብዙሓት ሰባት፡ ኣብ ኤርትራ ቅዋማዊ መንግስቲ ቦታ ስለዘይብሉን ኤርትራ ብውልቀ መላኺ ስርዓት ትድሰቅ ስለዘላን፡ ሕሰምን ውድቀትን ህዝቢ ኤርትራ “ብዘይካ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ዝሕተትን ሓላፍነት ዝወስድን ጉጅለ ወይ ውልቀሰብ የለን” ዝብል እምነት ኣለዎም። ብኣንጻሩ ካልኦት ሰባት፡ “ኣይፋል! ዝባን መንግስቲ” ብምባል፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣቦ መንበር ናይቶም

READ MORE

ህጹጽ መልእኽቲ ንፕረሲደንት ኤርትራ ብመጀመርያ ሰላምታይ ኣቕርብ፡፡ ብምቕጻል፡ አዚ ህዝባዊ ጻውዒት ከቕርብ ዝገደደኒ፡ ካብ ዘለኒ ሃገራውን ህዝባውን ሓላፍነትን አዩ፡፡ ሃገራውን ህዝባውን ዝኾኑ ዛዕባታት፡ ኽንዛተየሎምን፡ ክንተኣራረሞሎምን ዘኽእሉና ናይ ህዝቢ ትካላት ተኣሲሮም፡ ፍትሒ ንምርካብ ጥርዓናትን ወጽዓታትን ከነተንፍሰሎም ዝነበሩና ትካላት እብያተ-ፍርዲ ስርሖም ደስኪሎም፡ ስለ ዘለው በዚ መራኸቢ ጌረ መልእኽቲ ህዝቢ

READ MORE

እዚ ዜና’ዚ ካብ ኣሥመራ ዝለኣኽ ዘሎ ዜና’ዩ። ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ-እንጦንዮስ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ወፓትርያርክ፥ ዘሃገረ-ኤርትራ። ብሓላፊ ሃገራዊ-ድኅነት፥ ብ/ጀረናል ኣብርሃ ካሣ፥ ምፍርራህን ጸቕጥን ይግበረሎም ከምዘሎ፥ እቶም ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ዝከታተሉዎ ዘለዉ እሙናት ደቂ ቤተ-ክርስቲያን ይሕብሩ ኣለዉ። እዚ ማለት ድማ እዚ ዝተባህለ ብ/ጀረናል ኣብርሃ፥ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ናብቲ ቅዱስ-ኣቦና፥ ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ጾም ከይተኣወጀ:ሕማማት ምስ ተቀላቀለ:ብሰንኪ ድበት'ታ ዒላ:ነቲ ሑሉም ሰልሙ ከይተረኣዮ ነቲ ቀጠልያ  ስበባ ዲዩስ ስቲ ኢሉ ዝደናገር ክህሉ ባህርያዊ እኳ ተኾነ:ኣብ ኤርትራውያን ምስ'ዚ ዘሎ ኩውንነት ኣብ ግምት ኣእቲኻ ቁኑዕ ኣይኮነን ::ምኽንያቱ ጉዕዞ ብኣይ ተጀሚሩ ብወደይ ክዛዘም ኢዩ ትብሎ ስለዘይኮነ ኣብ ኤርትራዊ ዕጫ::እቲ መለከዒ ዒያር ብሃውሪ ትኸዶ :

READ MORE

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ “ ስራሕ ዘድክም እንተኾይኑ፤ስራሕ ኣልቦነት ከኣ ዘባላሹ`ዩ “ Omer Bin khetab (634 – 644 ዓ.ም) ኣብ 2ይ ክፋል ነልዕሎ ዛዕባ፤ ምክትታል ሃለዋት ዜጋታትካን ንዕኡ ዝቃዶ ሕግታት ምጽዳቅን ማለት  ብኸመይ ሕግታት ትንፋስ ፍትሒ  ክህልዎም ትገብር  ዘሪኢ ክኸውን`ዩ ፡- እቶም ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ክሳብ ኣዘርበጃን መሪሖም፤

READ MORE

እቲ ተደጒሉ ዝጸንሐ ዓሌታዊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣትሒዙ ብበጨቕታታት ግጭት ፈኸም ክብል ድሕሪ ምጽናሕ፡ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ደረጃ ናዕቢ በጺሑ፡ ኣብዚ እዋን`ዚ ኢትዮጵያ ኣብ ቃራና መንገዲ ትርከብ ኣላ። ቃራና መንገዲ ክብሃል ከሎ፡ ንሓዲኡ ማለት እዩ፡ ወይ ጥፍኣት ወይ ልምዓት። ቅኑዕ መኣዝን

READ MORE

ኣብዚ ዝሓላፈ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ተርእዮ ከም እተኸስተ ናይ ዓለም ናይ ሓበርሬታ መርበባት ከቃልሕኦ ቀንየን። እዚ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ ኢትዮጵያ፣ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ብፍቓዱ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዘሓትት ጽሑፉ፣ ናብ ባይቶ ኢትዮጵያ ከም ዘቕረበ ዝሕብር እዩ። እዚ ተረኽቦ’ዚ፣ ኣብ ቀዳማይ ተመስጦኻ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ጥራሕ

READ MORE

ኣብ ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ምሕራር ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስን እሙን ሓላዊኡ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደሃንስን ዝርከብዎም ሰበስልጣን ስርዓት ህግደፍን ወከልቲ ሃገራውያን ማሕበራትን፡ ንዝኽሪ ስውኣት ኣብ ጥዋለት በብተራ ሕቋፍ ዕንባባ ከቀምጡ ምስተዓዘብኩ፡ ነብሰይ ግንብንብ ኢሉኒ። እቶም ኣብ 1977፡ 1990 ንፍትሕን ብልጽግናን ወገኖምን

READ MORE