
ዓመታዊ ብዓል ማርያም ደዓሪት ቀዳም ዕለት 22 ግንቦት 2010ዓም ኣብ ከተማ ጀኔቭ ስዊስ ክንገድ ስለ ዝኾነ ንኹልኽን/ም ብኽብሪ ንዕድም።
ANNUAL CELEBRATION OF MARIAM DEARIT, 22 MAY 2010 IN GENEVA, SWISS.
ALL ARE WELCOME.
ቅዳሴ፣ ሰዓት 12:00 ክጅመር ኢዩ። ቦታ፣ ኣብ ቤተክርስትያን ቅ.ማርታን።
Eglise Catholique Romane, Route de Chancy 122, 1213 Onex
ካብ መዕረፍ ባቡራት ቁ. 13.15. ባቡር ንፓለት Pallet ትኽየድ ወሲድኩም ኣብ ሩ ዱ ስታንድ Rue du Stand ወሪድኩም ቁ. 19 ወይ 2 ኣውቶቡስ ወሲድኩም ንኦነ Onex ትኸይድ ውሰዱ፣ ኣብ Salle Communale d’Onex.
ጸበልን ጽንብል ከም ልምድና ኣብ’ዚ ኣድራሻ ካብ ሰዓት 14 : 00 ይጅምር።
Salle Communale d’Onex, 131 route de Chancy 1213 Onex
ንዝደሊ ሓበሬታ በዚ ስልኪ ተወከሱ
Seum Medhin : 079 223 90 26 Welday Shiberm : 076 358 52 38
Rustom G.iyesus : 078 763 82 85 Petros Ezaz: 078 704 25 23
ማሕበር ማርያም ደዓሪት ስዊዘርላንድ፣ ብደሓን ምጽኣ/ኡ