Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣደይ ኣደ ቁንጺ፡

ኣደይ ኣደ ቁንጺ፡ . . . . .!  29.06.16፡ በዚ ናይ ጀነቫ ናዕቢ ዝፈጠሮ ኢዩ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ካብዛ ዕድመኡ ሙሉእ ዝበለየላ ሃገር ዘውጽኦ ድርኺት ትእዛ ዝ ሕ/ሃገራት እንተመጺእዎ ብሂወቱ ክሓልፈላ’ምበር ከዲዕዋ ክኸይድ ወይ ካብኣ ትሓይሽ በዓቲ

ኣደይ ኣደ ቁንጺ፡ . . . . .!  29.06.16፡

በዚ ናይ ጀነቫ ናዕቢ ዝፈጠሮ ኢዩ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ካብዛ ዕድመኡ ሙሉእ ዝበለየላ ሃገር ዘውጽኦ ድርኺት ትእዛ ዝ ሕ/ሃገራት እንተመጺእዎ ብሂወቱ ክሓልፈላ’ምበር ከዲዕዋ ክኸይድ ወይ ካብኣ ትሓይሽ በዓቲ ስለዘይረክብ ክብዕዳ ስ ለዘይደሊ፡ ንሕልፈቱ ተዳልዩላ ከምዘ ሎ እሙናት ዜናታት 03 ኣረጋጊጾም።

ወየን መትከላውያን ብወርቂ ዘግይጻ ሰብ ወርቂ ማህጸን ሃማደኤታት ድማ ነዚ ስታኹ ዕላል ሰሚዐንን ንጀግንነቱ ካብሕጁ ተገቲረን ይምካሓሉ ከምዘለ ዋ ሰሚዕና። ምናልባሽ’ውን ድሕሪ ስ ንብታ ኣብ መቓብሩ ንዝገብርኦ ናይ ኣኽብሮተን መግለጺ ተሰሪዐን ከልቅ ሳን ክቑዝማን ብመገዲ ማሕበረን ወ ይ ውዳበአን ይለማመዳኦ ይህልዋ።

ከም ዝፍለጥ ኣብ እዋን ቅትለተ-ነብ ሲ ምንም ዘይተሰቆሮ ውልቀ-መላኺ ፡ ኣብ እዋን ስዕረቱ ካብቲ ዝስዕብ ፈ ተና ክሃድም ዝበለጸት ፍታሕ ነብሰ-ቅትለት ምዃና ዘዝመረጻ ዘበለ፡ እን ተ በታ ንጸላእቱ ክምንጥለላ ዝዓጠቓ ገዛእ ሽጉጡ፡ እንተስ ብገመድ ወይው ን ብካልእ ጥበብ ሂወቱ ዘሕልፍ ተራ እዩ’ዩ። ከም ንማሕረዲ ዝተቐረበ እን ስሳ ተኣሲሩ ክንሱ ኣብ ሽዑ ተበጺሑ ብሕጋውነቱ ዝማጎት ‘ውርጹጽ’ ድማ ኣሎ።

ናብ ኢሳይያስና ክንምለስ። ከምቲ ዝ ብልኦ ዘለዋ፡ ወዮ ጀግናን ወዲ ጀጋኑ ን ከይተማረኸ ክስዋእ ምእንቲ ኣብዛ ኳሌታኡ መድሃኒት ሰኲዑ ይዛወር ከምዘሎ ኢዩ’ቲ ዜና። ሂወት ትሰርዕ ዘይኮነትሲ ሂወት ትምንጥል መድሃኒት!

ንሱ ወጢንዎ ከምዝባሃል፡ እንተድኣ ፈታኒት ሰዐት ተቐልቂላቶ ከኒና ቁሒሙ ኣብ ማይ ባድ (ቀይሕ ባሕሪ) ቁልቁል ኣ ፉ ከምዝሽረብ ካብ እሙናት ዜና ‘ንሕና ንሱ’ ዝለሓዄ ውዱእ መጽናዕቱ ሰሚዐን ድማ ወየን ዘንቀዳ ኣካል ፍርቂ ህዝብ ና ብድሕሪኡ ምትራፍ ሞት ኮይኑ ተሰሚዕወን ምስቶም ከምቲ ከምአን ሓቢረን ብክቱር ጓሂ ምስ ፈጣሪ ከይተረፈ እናተ ናጐዳ ደም ይነብዓ ከምዘለዋ ይግለጽ ኣሎ።

ትማሊ ሂወት ፕረሲደንትና ኣትሪፎም ዕድመኡ ከናውሑሉ ፍቐዶ ሕክምናታት ተኾሊሉ ናይ ንእሽቶ ኣካላትና መመሪጾ ም ክስኩዑሉ ዝጸንሑ መራሒ ሎሚ ብወለንታኡ ሂወቱ ክስርዛስ ኩንትራት ኣካላትናዶ ኣብቂዑ ወይስ ሓፋሽ ነቒሉ?

ኣብ ታሪኽ ዓለም ብዙሕ ምርጫታት ስንብታ ተራእዮም ኢዮም። ካብ ታሪኽ ጀርመን’ኳ ሂትለር ብናይ ባዕሉ ሽጉጥ ነብ ሱ ክምሕራ እንከሎ፡ ንበዓልቲ ቤቱ ድማ ባዕሉ ፈውሲ ነሲዑ ኣፋነዋ። ሄርማን ጉሪን’ውን ከምኡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝ ኣኽሎ ድሕሪ ምክርኻር ብከኒናኡ ከምተገላገለ ይትረኽ። ከምናይ ሳዳምን ቃዛፍን፡ ከም ናይ ያሲር ዓራፋትን ካልኦትን ዝኣመሰለ ትርኢት’ውን ክጥቀስ ይካኣል። ናይ ሃገርናኸ ከመይ ትጽበዩን ምስ ምንታይክ ይቑጸርን?

ዝረሳዕኩዎ ከይመስለኩም ሕልፈት መለስ። የግዳስ ብዛዕባ መንግስቱ ምዝራብ ይቐለልና። እቲ ደም ዝመልአ ጥራሙዝ ኣብ ሰጣሕ ጎልጎል እናሰበረ መሬት ብደም ዘጨቀወ ጓድ መንግስቱ፡ ከምቲ ኣባ ዝበሉዎ ሽጉጡ ክጥጥያ’ምበር ከምዝሃ ድም ዝጠርጠሮ ዳርጋ ኣይነበረን። ካብ ሃደመ ድማ እቶም ኣዝማዱ ዘይኮኑስ ወዮ ጀግናና ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ነበረ ቀተ ልቲ ሰዲዱ ክኽንብሎ ዝፈተነ። እንተኾነስ መንጌ ጎራሕ’ዩ ነይሩ። ዝኣመነሉ ዘበለ ገይሩ ክሳብ ሎሚ’ውን ደሴታት ሓንሽ ን ዳህላክን ናይ ኢቲዮጲያ ምዃነን ይካታዕ ኣሎ። ድሓር ድማ ኩሎም ደቁ ዶዃትር ኣብጺሕዎም ጓድ መንጌ።

መቸም “ዕዳጋስ ኣይከም ኣዴኻ ዝለኣኸትካን ከምዝጸንሓካ” እንድዩ፡ ዕድል ክቡር ፕረሲደንትናኸ ከመይ ይኸውን?

ከምታ ናይ ሂትለር ብጥይቱ ገይሩዶ ነዛ ርእሱ ክትርባዓ ይደፍር ይኸውን? ከምቲ ናይ እኒ ጉሪንዶ ንወዮ መድሃኒቱ ባዕ ሉ የስቱኻ ይኸውን? ከምዛ ናይእኒ ስዉእ ዓሊ ስዒድ ገለ ኣንጢቦም ዘስቱኹዎዶ ተወዲቦምሉ ይህልዉ? ከምታ ኢዱዶ ኣብ ሸላታት ባቖስ ተኾርምዩ ይኽርበሽ ይኸውን? ዶስ ከምዛ ናይ መንግስቱ ድሮ ገለ ናይ ስምምዕ ውዕል ፈሪሙ ይህሉ?

አእ፡ “ካብ ዝስዕብዎ ቀተልቲ ይስተሮ” ከይንብሎ’ሞ ኢዱ እንድያ!

ንምንታይ’ዮም ገለ ተቓለስቲ “ባዶነት ከይፍጠር” ብዝብል ምስምስ ህላወ ኢሳይያስ ክዕቅቡ ዝስምዑ? ክትብሉ ትኽእሉ ። ክሳብ’ውን ኣጻብዕቶም ናብ ወያነ እናወጣወጡ፡ ያኢ ድማ ንሃገርናስ ኢሳይያስ ጥራይ ከምዘድሕና ኣምሲሎም ክመሻ ኸኑስ፡ እምበርዶ ንሓዋሩኸ ከም ሃገር ርእስና ክኢልና ከምንመሓደር ይኣምኑ ትብሉዎም? ፍርህን ነብስኻ ዘይምእማንን ንርእሱ ናብ ጽጋዕተኛነትን በለጻዊ ተቓዋምነትን ከምዘምርሕ ብእዋኑ ክሓስቡሉ ነዘኻኽሮም።

“እወ ሓቅኹም ህግደፍ ኣይምደለናዮን፡ ግናስ ሓድነት ተቓለስቲ’ኮ የለን” ንዝብሉ ሰብ ጥሙር ኣእዳው እንተርኢኹም’ ውን፡ ሕብርታቶም ዝቐየሩ እንተቐየሩ ወይ ብርግጽ ህግደፍ ዝለኣኾም ተበለጽቲ፡ ወይድማ ብነብሶም ብፍርሂ ዝተጠላቐ ዩ ሰብ ረብሓ፡ ከምኡ ድማ ገበነኛታት ካብ ምዃን ዝጉልብቦም ምስሊ ክለብሱ ኣይክእሉን’ዮም’። እንተ ንሕና’ዞም ብህ ዝብና ነእዊ ዘለና ሰብ ኒሕ፡ ኪኖ’ቲ ንሳቶም ቁምነገር ከምዘይብሉ ከቆናጽብዎ ዝፍትኑ ሰልፊ ጀነቫ ዝሓልፍ ራኢ ከምዘለ ና እንተዝኣምኑ ሓቀኛ ርግኣትን ዕጥቂ ቃልስን ምወነኑ።

ልክዕ ጉዳይና ኣብ ጀነቫን ብሰላምን ዝውዳእ ኣይኮነን። ዘረባ ናይዞም ስኑፋት ገዲፍና ነቲ ንይምሰል “ጉዳይና ባዕልና” ዝ ብልዎ ባዶ በዳሂ ጭርሖኦም ተግበርቱ ንሕና’ዞም ኣብ ጀነቫ፡ ኢቲዮጲያ፡ ኢስራኤል፡ ኣመሪካ፡ ደቡብ ኣፍሪቃን ብሙሉ ኡ ዓለምን ዘለና ሃገራውያን፡ ምስቲ ናይ ውሽጢ ህዝብና ዄንና ናብ ድሕነት ሃገርና ከምነምርሕ ኣይንጠራጠርን።

ጥራይ ቁሩብ ጽንሕን ድሕሪኡ ንዝግበር ድማ ምድላዋት ምግባርን’ምበር ዝኸውንሲ ክኸውን’ዩ። እንተ ኣዴታት ህግደፍ ክንዲ ብወዲ ወርቂ ማህጸን ምጅሃር በዞም ዝጠፍኡ ዘለዉ ግዳያት ምንባዕ ምሓሸን። ብተወሳኺ ፈካሪ’ኮ ፈካሪ ጥራይ ኮይኑ ዝተርፈሉ እዋን ኣይውሑድን። ብዛዕባ ጅግና ወዲ ኣፎም ንዝመጸ ዘረባ ከኣ በረኻ ከይወጸስ ያኢ ከምቲ ሽፍትነት ዓይነ-ስዉር ዝበሃል ኣብ ዓዲሃሎኡ ብኹዱጩ ምሒር ርዝነት ዝህብ ያኢ ናይ ‘ፈጺሙ ከምዘይማረኽ’ ፕሮፖጋንዳ’ኳ እ ንተተፈስወልክን ትጽቢትክን መወዳእታኡ ከየሕፍረክንን፡ ምስ ዝተርፍ ከምትተርፋ መጠን ከኣ ምስ ዝመጽእን መታርፍ ትኽንን ምምስሳል ከይጽግመክንን ካብ ፈተውቲ ሓቂ ዝልገሰልክን ዘሎ ሰናይ ምዕዶ ምዃኑ ተገንዘባ ሓደራኽን።

“ኣደይ ኣደ ቁንጺ፡ ደመይ ከይራኣኺ ኣይትቕበጺ” ዝተባህለሉ ምኽንያት ስለዘሎ፡ ወዲ ኣፎም ጽባሕ ኣብገለ ሃገር ከምተ ደርገመ ከይትሰምዓ’ሞ መልሓስክን ከይትዓጽፋ ማለተይ ኢየ!

እንተ ሓፋሽ ህዝብና ኩሉ ሐሕማቑ ከምዘይደለዮ መጠን፡ ንሕማቕ ፋል’ውን ኣይምደለዮን። ግናስ ዘይፍታወና ክንሱ ም ርጫ ፖለቲከኛታትና ብምዃኑ ንዘይተርፈና ጋሻስ ኣጥቢቕና ክንስዕሞ እዋናዊ ፖለቲካዊ ጠለብ ሃገርና ምዃኑ ንኣምን!!!

ክደነና ፈጣሪ ኩላዓለም! ንሃገርና ድማ ምሓረልና!!!

ኣሜን፡

ጎደፋ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
14 COMMENTS
  • k.tewolde June 29, 2016

    How the tyrant dies God only knows,no matter how he departs this world, it is not going to be worse than those who were maimed in his hand and those pure souls who died from asphyxiation in the bottom of the ocean.The one wish I have is to witness before the verdict is laid down upon him by the Eritrean people to see him plead for mercy,apologize to the people he hurt for so long and repent for crimes he committed in cold blood.Amen!!!!! Godefa.

  • amanuel tesfai June 29, 2016

    Isaias nai metfieka gzio akilu eyu mnalbash ane meziye yferdeka youkewn

  • Akalom June 30, 2016

    One exit scenario for Wedi Afom.
    Recently it is rumored( source, Medrek) that the 20 or 40% part of Eritrean share from Nevsum be given to him in Gold, not cash. Pure Gold. He stashed it in his private vault in UAE(United Arab Emarate). Issaias can go and accept the verdict of International court according to the naiv/gallible Eritreans. What is the worst case scenario in international court for the psychopathic tyrant mafia leader if he s found guilty of gross human right violation and genocide? 30 years in jail some where in Netherlands or Sweden? He will take it in a second. He will be out in 5 to 10 years for health reasons or old age and can go get the hidden money he stashed all over the world, including USA, UK, Switzerland, Italy, Gulfstates,China, and elsewhere . Besides those jails are not jails in reality but like resort hotels with their own doctors, exercise room, proper food, visitation right from his rich family and supporters, tvs etc. Compare this one with the Halewa sewra, Wenjel mermera, Era Ero, container jails! You see the difference.
    I don’t think we need to get excited a lot about this International court. He and his mafia group members should be arraigned and tried in Eritrean court and accept their due verdicts. Anything less than this is a joke.
    Good luck to all of us.
    Gudus Eretrawee.

  • Hailzgi Habtemaryam June 30, 2016

    Nhna fthi endeli hzbi ina. Eti nhna nsu zbl zelo wn akal hzbna iyu hzbna fthi temetsiwo nsom wn komeo fthi metsiwom malet iyu. Maletey ezi shgr abkulu hzbi belmama iyu hgdef mtfeu kea belmama fthi iyu.fetyom aykonun nhna nsu zblu zelew nsom kab kedemom mszhayele iyom delay fthi msteawete wn mseu koynom ketakou iyom.nsom gn whdat iyom nhna neti zbezhe hzbna reina nsom wn akal hbna mukuanom felitna bzey smeit knkalesn tekalisna dhri awet wn knserhn ygbaena. Bsmeit msrah srah hgdef iyu. Hgdef ane natsnet sle zemtsaekulkum bzbelkukum tegezeu yblena. Slezi akayda hgdef azyu mmhari zkone akayda ember neeu tetekima bsmeit keynkeyd iye zlabew.

  • Fetsum abraham June 30, 2016

    I don’t think he has the gut to kill himself although that would be the safest exit for him from this life. People of his character are too selfish to do that. I would not wish him the fate of Kadaffi either but if he is caught alive, i think he will face the rope like madam Hussein if the mass doesn’t involve as in the case of Kadaffi who passed under arbitrary justice.. That is just how justice works against the killers of his type. In any case, whatever takes place at the moment of the truth will take place with god’s help; i just wish we prepare for the inevitable at this moment so that we can take our country a organized as we can be. the best choice for him may be leaving the country right now to his safe heaven somewhere in the planet!!

  • ተወልደመድኅን June 30, 2016

    ኣናጹ ብሓደ ርጉም ድሙ ተረብሸን ነበራ።ሃደ ግዜ ኣኼባ የካይዳ ካብ ሽግር’ዚ ዝወጻሉ መገዲ ክረኽባ።ትምጉት ውዒለን ከምዚ’ባ ከምዚ ኢለን ርእይቶ ኣቕሪበን ጸጽየን ኣብ መወዳእታ፡ክገብረኣ ዝኽእላ ቃጭል ኣብክሳዱ ክ ኣስራሉ’ሞ፡ገና ክመጽእ ከሎ ጸጸጎአን ክሕዛ።በዚ ከኣ ኣማራጺት ተወሲዳ ይሰማማዓ፡ደሃር ህእደ ትስእ ኢሉ። ሕራይ ቃጭል ክንሰምዕ ንኽእል ግን ነታ ቃጭል መን ይእሰራ ዝብል ሕቶ የምጸኣለን።በዚ ከኣ ዝተወስደ ምምርጫ ዘየወጻጽእ ኮይኑ ተረፈ።
    ህጂ ከኣ ጎደፋ ሎሚ ንኢሳያስ ክከላከል ዝጽዕር ኤርትራዊ ኣሎ ኣይብልን።ኩሉ ተሰሪሑ፡ኩሉ ተባሂሉ ካብ ህዝብን ኦኣለምን ተነጺሉ፡እታ ሕጂ ተሪፋ ዘላ መን ንኽሳዱ ይቕረባ’ያ።

    • GOODBYE eritrea June 30, 2016

      ክቡር ተወልደመድኅን,

      እታ ቃጭል ድኣ በየናይ ምዓንጣና ክንኣስራ!!! ኣብ ኢንተርነት ምጽራፍን ንትኣምነሉ ኢየ ትብሎ ዕላማ ምውዳቕን ክልተ ዝተፈላለየ ጉዳይ እዩ።ግን ሓንቲ ክንገብራ ንኽእል ጉዳይ ኣላ፣…ኣብዚ ቀረባ ኣብ ቦሎኛ ጓይላ ናይ ህግደፍ ክግበር እዩ፣ ካብ ዘዘለናዮ ቦታ ኼድና እንድሕር ነደይ ኣመተን ኣቦይ ይሕደጎን ናብቲ ጓይላ ክኸዱ ከለዉ እንተጸሪፍናዮም ዳርጋ ንኢሳያስ ከም ዘውደቕናዮ ኢዩ።ሓንቲ ዕድልና እቶም “ባዶ ገረወይና” ወያነ እንተገልበጡልና ኢዩ፣ግን ዓፋርን ኩናማን ድማ ሬፈረንደም ጌሮም ነጻነቶም ክእውጁ ስለ ዝኽእሉ፣ብኹሉ ሸነኹ ናብ ቁልቁለት ኢና ንመስል።

  • yeakel June 30, 2016

    ጎደፋ፦ ኣባሃህላኻ ኣይተረድአንን ” ፕረሲደንት ኢሳይያስ ካብዛ ዕድመኡ ሙሉእ ዝበለየላ ሃገር ዘውጽኦ ድርኺት ትእዛ ዝ ሕ/ሃገራት እንተመጺእዎ ብሂወቱ ክሓልፈላ’ምበር ከዲዕዋ ክኸይድ ወይ ካብኣ ትሓይሽ በዓቲ…….. ከምዚ ዘረባኻ እዚ ኩሉ ኣብ ዐዲ ሃገር ተሐቢኡ ጉዳይ ውልቃዊ ስርሑ መስምሳስለጠ ኣብ ትርፊ ጊዚኡ ብቓላት ዝማጎት ዘሎ ተቓላሳይ ሰሚዋ ዘሎ ንነብሱ ዕድመኡ ሙሉእ ዝበለየላ ሃገር ጥራይ ዘይኮነሲ ሐለፋ ኢሳያስ ብዐል ርስቲ ክነሱ፣ ብሂወቱ ክንዲ ዝሐልፈላ ከዲዕዋ ተድአኮይኑ፣ ኣማን ብአማን እዛ ሃገር ሐለፋ ንዕኡ እያ ትግብኦ። አነ ከምዝመስለኒ ግን፣ ከዳዐት ምኻንናኳ እንተዘይክሐድኩ፣ ኢሳያስ ካብ ዝጅምር ንኤርትራውያን አምበኪኹ ንዐዱ ናይዘላለም ዐባይ ኢትዮጲያ ናየቦታቱ ኣቦሐጎታቱ ሕልሚ ስለዘየተግቦሮ፣ ውሉድ ወለዶና ስለዘይደምሰሰና ነታ ሐቀኛ ሽትኡ ስለዘይሃረመ ድአምበር፣ ምስ ልኡላውነታ ዘይአምኑን መረታምበር ህዝባ አየድልየናን እዮ ዝብሉ ምስዐረደ ክሒድዋ ኢዮ።

  • Berhe Tensea June 30, 2016

    The dictator and his few used and coward officials are in great fear and in a terrorized state.
    They are thinking that the coward population who the dictator consider a herd or a group of donkeys, goats, hens, and sheep, may wake as the result of world wide demonstration.
    The people who are the direct victims of the regime need to rise up to free their enslaved children.
    The Eritrean inside the country need to wake up as thousands of Eritreans outside have done.
    The few anti people who are joining Ghumbot 7 Kinijit , and Arbenjot groups are will pay dearlyand The PAY BACK ORGANIZATION is waiting and doing its home work of identifying criminals for future pay back.
    Followers of Iseyas who stood along Ghumbot 7 shoulder to shoulder will be packing the bags and expelled for good from Eritrea m the land 200,000 martyrs.
    Death to Iseyas, Ghumbot 7, and Fake Eritreans with Unionist mentality..
    By the way here, in Asmara people there has been hardly any electric service due to Geneve demo, as usual.

  • GOODBYE eritrea June 30, 2016

    Wedi Hagher,
    እቶም ኣብ 19 ክፍለ ዘበን ካብ ትግራይ መጺኦም ኣብ ሓማሴን ዝሰፈሩ በዚሓኦም ወት ሃደራት ራእሲ ኣሉላ ዝነበሩ ሓወቦታተይ፣ክቡር ህዝቢ ጀበርቲ እውን ሽዑ ካብ ትግራይ ናብ ሰራየን ዝተፋላለየ ቦታታት ባሕረ ነጋሽ ኣትዮም እዮም፣ ስለዚ ኣነን ንስኻን ካብ ካልኦት ኤርትራውያን ኣብ ቀረባ ዝመጻእና ተጋሩ ኢና።ስለዚ ኣነን ንስኻን ክልቴና ዓጋመ ኢና።ሕጂ ከም ደም ዓጋመ ዘለዎ ለባም ምኽሪ ሃብ።ሜላዊ ምዝላቕ ድማ ንዓይን ንዓኻን ኣይምልከተናን እዩ፣ቆረጣ እዩ ዝምልከተና።ሳሞራ ብርቱዕ ጀበርቲ ትግራዋይ እዩ።ብታሪኽካ ኩራዕ ከምዚ ኸማይ።ጀበርቲ ማለት ትግርጉሙ ጸጋናይ ዘዔሪ ዘትዓርቕ ማለት እዩ፣ኩርዓሉ፣ካብ ስዑዲ ዓረብ ይምጻእ እምበር ክሳዕ ምስ ዓጋመታይ ሃጸይ ዮውሃንስ ዝቅሓሓር ሂወቱ ሙሉእ ትግራዋይ ኮይኑ ዝነበረ ክቡር ህዝቢ እዩ።
    ሕጂ ህዝቢ ትግራይ ንምንታይ ከም ዘይውሓጠልካ ፈሊጠ።ድሓን ኣጆኻ ,ብሃጸይ ዮውሃንስ ዝፈጸሞ ንህዝቢ ትግራይ ኣይትፍረዶ፣ፍሉይ ጊዜ ኔሩ፣ሓሊፉ እዩ።ይቕረ ንብሃሃል……

  • GOODBYE eritrea June 30, 2016

    ክቡር ጎደፋ፣

    ባባ ኢሳያስ ካብ መንግስቱ ንላዕሊ ለባም እዩ።ጉዳይ ኣብ ጥርዚ ክትበጽሕ ከላ ምስ ኣሜሪካን ብተዘዋዋሪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን እምቢ ዘየብል ስምምዕ ጌሩ ነብሱን ቤተሰቡን ከድሕን እዩ።በዓል መንግስቱን ሳዳም ሑሰንን ዘጋግዮም ሃገራዊ ስምዒት እውን ስለ ዝነበሮም እዩ።ባባ ኢሳያስ ግን ብመጠኑ ኢትዮጵያዊ ስምዒት ኣለዎ፣ንዓና ብተጎምባሒ ጠባይና ስለ ዝንዕቀና (ንንዓቕ እውን ስለ ዝኾንና)ነዛ ናይ ሓሶት ሃገር መማስሒ ጌሩ ከም ፑንታላንድ ናይ ሶማል ኣይ ሃገር ኣይ ቀበሌ ጌሩ ክገድፋ እዩ።ነብሱ ዝቐትለላ ምኽንያት የብሉን።ብዛዕባ እተን ህግደፍ ዝድግፋ ኣዴታት፣ወዲ ላሕምና ኢዩ ኢለን ዝድግፋ እየን፣እተን ዝቃወማ ድማ ብቑጽሪ ውሑዳት ዘይኮና፧ወይ ጀብሃ ነበር ወይ “ድሩዕ ወዲ ላሕምና ተኣሲሩ ኮሮኔል ዑቕበ ተደጊሙ ዝብል ሕማም ዘላዓለን እየን።ስለዚ ኣይሕሽኦ ኣይሓምቅኦ እየን።ብየማን ነፈሰ ብጸጋም ናብ ሁጉምና ኢና ንመስል።ሽፍትነት ኣይትጠቐመናን።

POST A COMMENT