Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብውሕልነት ዘይተረኽበ ዝናስ ብሽፍትነት! – 3ይን መወዳእታን ክፋል

Isaiasንኽልተ መንግስታት፡ ዘመነ ድርግን ሕጊግደፍን ኪርእዩ ካብ ዝበቕዑ መንእሰያት ሓደ እየ። ኣብ 1991 ዓ. ም. ህዝባዊ ግንባር ግዜን ቃልስን ዝወለዶ፡ ዓርሞሽሻዊ ውድብ ኮይኑ ዓዲ ከምዝኣተወ ንኹሉ ብሩህ እዩ። እንተኾነ ሕማቕ ዕድል ኮይኑ መወዳእታኡ ኣይጸበቐን። ከምቲ ምስላ ቻይናውያን ዝብሎ “ማርቴሎ ጥራይ ዝንዋቱ ሰብሲ ኩሉ መስማር ኮይኑ ይርኣዮ”።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT