Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣኼባ ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ – 3 ሓምለ 2010 ስቶክሆም

ብሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ዳርጋ ሓደ ሰሙን ሓሊፉ፡ ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ብዛዕባ ዝተኻየደ ኣኼባ ንህዝቢ ዘሕለፎ መልእኽት የብሉን። እቲ ምስጢር ከኣ ከቢድ ኣይኮነን። ኣብ’ቲ ኣኼባ ስምምዕ ስለ ዘይነበረ ጥራሕ’ዩ ኢልካ ክሕለፍ ይከኣል።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT